Category: News

ኣንጎላ ኣብ ዝሃነጸቶ ሓድሽ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ይዋስእሉ ምህላዎም ተገሊጹ
Radio Erena: 22 October 2019
ኣብ ኣንጎላ ኣብ ዝተሃንጸ ሉዋንዳ ቦንጎ ፍሉይ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ኤርትራ ዝርከብዎም ኣውፈርቲ ሓያሎ ሃገራት ብንጥፈት ይዋስእሉ ከምዘለዉ ተገሊጹ።
ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ብዘ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘተኮረ ርሱን ክትዓት ይካየድ
Radio Erena: 22 October 2019
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘተኮረ ርሱን ክትዓት ይካየድ ኣሎ።
ፕረዚደንት እታ ሃገር ኢማኑኤል ማክሮን፣ ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ከይኣትዉ ዝኽልክል ተሪር መርገጺ ከምዘለ [...]

ሱዳን፣ኣብ እዋን ተቓውሞ ንዝተፈጸመ ቅትለት ሰልፈኛታት እተጻሪ ኮሚተ ቆይማ
Radio Erena: 22 October 2019
ሱዳን፣ ስርዓት በሺር ድሕሪ ምውዳቑ፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ንዝተፈጸመ ቅትለት ሰልፈኛታት እተጻሪ ኮሚተ ቆይማ።
እታ ብቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶቕ [...]

“ኤርትራ፣ ተነዲፉ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ቅዋም፣ ከተተግብሮ’ያ ትደሊ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ
Radio Erena: 21 October 2019
ኤርትራ፣ ነቲ ተነዲፉ፣ ብሰንኪ ኵናት ንሓያሎ ዓመታት ትግባሪኡ ተደናግዩ ዝጸንሐ ቅዋም ኣብ ግብሪ ከተውዕሎ ከምዝእትደሊ ሚኒስተር ጉዳያት ወጽኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ።
[...]

ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን ይቕጽል
Radio Erena: 20 October 2019
መራሒ ተቓዋሚ ሓይሊ ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር፣ ዘተ ሰላም ንምቕጻል ናብ ከተማ ጁባ ከምዝኣተወ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
ወሃብ ቃል’ቲ ውድብ ፒተር ማናዋ ንጋዜጠኛታት [...]

ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ፈደራል ኣብ ጎንደር ኢድ ከእቱ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 20 October 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጎንደር ብዝተኻየደ ንሳምንታት ዝቐጸለ ዓሌታዊ ግጭት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ንምእታው፣ መንግስቲ’ቲ ክልል ፈደራላዊ መንግስቲ ሰራዊቱ ክልእኽ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
ሓለፍቲ [...]

ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ ኩባንያ ዕደና ኣውስትራልያ ይንቀፍ
Radio Erena: 20 October 2019
ኩባንያ ዕደና ፖታሽ ደንካሊ ነቲ ኣብ ኤርትራ ከባቢ ካሉሊ ደንካልያ ( ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ) ዘካይዶ ዘሎ ዕደናን መኽሰቡን ንኤርትራውያን ዘለዎ ጉድኣት ከም ዝዛይድን ደው ክብልን፣ [...]

ስዑዲ ዓረብ ካብ ጂቡቲን ሱዳንን፣ ሸመተ ከብትን ጤለ-በጊዕን ደው ኣቢላ
Radio Erena: 18 October 2019
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ጂቡቲን ሱዳንን ክትሽምተን ዝጸንሐት ከብቲ፣ ጤለ-በጊዕን ኣግማልን ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ኣብ ሱዳን ንእንስሳታት ዘቤት፣ ብፍላይ [...]

ኣብ ዓለም ደሞክራሲ ክነግስ እንተኾይኑ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ስልጣን ክመጻ ኣለወን ክትብል ፕረዚደንት ላይበርያ ነበር ገሊጻ
Radio Erena: 18 October 2019
ኣብ ዓለም ዲሞክራሲ ንምንጋስ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፖለቲካን መሪሕነትን ብብዝሒ ክሳተፋ ኣለወን ክትብል ፕረዚደንት ላይበርያ ነበር ኤሊን ጀንሰን ሰርሊፍ ገሊጻ።
እዛ ኣብ ኣፍሪቃ [...]

ዚምባብዌ፣ ዋጋ ባኒ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብ60% ምውሳኹ ተገሊጹ
Radio Erena: 18 October 2019
ኣብ ዚማብብዌ፣ ዋጋ ባኒ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብ60 ሚእታዊት ምውሳኹ መርበባት ዜና ካብ ሃራረ ሓቢረን።
ኣብታ ሃገር፣ መሰረታውያን ሃለኽቲ ነገራት ሓንሳእ ክሰኣኑ ካልእ እዋን ከኣ [...]