Category: News

1 493 494 495 496 497 913 4950 / 9122
ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኢትዮጵያን ሱዳንን ዕንቅፋት ከጋጥሞ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኢትዮጵያን ሱዳንን ዕንቅፋት ከጋጥሞ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 03 February 2019 ብመንገዲ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ዝኣቱ ዘሎ ዘይሕጋዊ ኣጽዋር፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዝዩ ኣሻቒሉዎ ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣረጋጊጹ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ንባይቶ ሃገሩ [...]
መጥቃዕቲ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ሶማል ይቕጽል

መጥቃዕቲ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ሶማል ይቕጽል

Radio Erena: 03 February 2019 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ሶማል እተካዪዶ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ብዝለዓለ ናህሪ ትቕጽሎ ኣላ። ኣብቲ ዝሓለፈ ዓርቢ፣ ካብ ከተማ ሞቓድሾ 45 ኪሎሜተር ርሒቑ ኣብ ዝርከብ [...]
ሃገራዊ ድሕነት ሱዳን፣ ሃገራዊ ድሕነት ስዑዲ ዓረብ’ዩ ክብል ንጉስ ሳልማን ገሊጹ

ሃገራዊ ድሕነት ሱዳን፣ ሃገራዊ ድሕነት ስዑዲ ዓረብ’ዩ ክብል ንጉስ ሳልማን ገሊጹ

Radio Erena: 01 February 2019 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጎኒ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽሪ ከምዘላ መግለጺ ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ካቢነ ሚኒስተራት ስዑዲ ዓረብ፣ ብሰሉስ 29 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ [...]
ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንት ጀርመን፣ ብሰንኪ ምብልሻው ነፋሪት ዑደቱ ተናዊሑ

ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንት ጀርመን፣ ብሰንኪ ምብልሻው ነፋሪት ዑደቱ ተናዊሑ

Radio Erena: 31 January 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካየደ ፕረዚደንት ጀርመን ፍራንክ ቫልተር ስተይንሚየር፣ ብሰንኪ ምብልሻው ነፋሪት ዑደት ከምዝተናውሐ ተፈሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ኣብታ ሃገር ናይ ኣርባዕ [...]
ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውባ መስመራት ብወግዒ ከምዝኸፈተት ኣፍሊጣ

ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውባ መስመራት ብወግዒ ከምዝኸፈተት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 31 January 2019 ፕርዚደንት ሱዳን በሺር፣ ሎሚ ሓሙስ 31 ጥሪ፣ ካብ ከሰላ፣ ብመንገዲ ቴሌዥን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ፖለቲካ ክፈላልየና ኣይግባእን ድሕሪ ምባሉ፣ ምስ ኤርትራውያን ዘሎና ኣሕዋት ኣብ ግምት [...]
ምስ ተቓውሞ ኣኽርያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣቦ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓሪፎም

ምስ ተቓውሞ ኣኽርያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣቦ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓሪፎም

Radio Erena: 30 January 2019 ምስቲ ኣብ 31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ተቓውሞ ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ፣ ሓጂ ኢብራሂም ዮኑስ ዝተባህሉ ኣቦ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓሪፎም። እቶም [...]
ካብ ኤርትራ ሪፈር ዝተባህሉ ኤርትራውያን፣ ኣብ ሆስፒታላት ትግራይ ሕክምናዊ ኣገልግሎታት ይወሃቦም ከምዘሎ ተሓቢሩ

ካብ ኤርትራ ሪፈር ዝተባህሉ ኤርትራውያን፣ ኣብ ሆስፒታላት ትግራይ ሕክምናዊ ኣገልግሎታት ይወሃቦም ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 30 January 2019 ካብ ኤርትራ፣ ሪፈር ዝተባህሉ ኤርትራውያን ተሓከምቲ፣ ኣብ ሆስፒታላት ትግራይ ሕክምናዊ ኣገልግሎታት ይወሃቦም ከምዘሎ ተሓቢሩ። ቴሌቪዥን ድምጺ ወያነ ኣብ ዘመሓለለፈቶ ጸብጻብ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ መ [...]
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ኣብ ጉዳይ ባድመ ከምዘይተዘራረቡ ተሓቢሩ

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ኣብ ጉዳይ ባድመ ከምዘይተዘራረቡ ተሓቢሩ

Radio Erena: 30 January 2019 መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብዛዕባ'ታ ኣውራ ምኽንያት መወልዒ ኵናት ዝኾነት ባድመ፣ ዝኾነ ዓይነት ዝርርብ ከምዘየካየዱ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶ ዲፕሎማሰኛ መንግስቲ ኤርትራ ኣረጋጊጹ። ኣብዚ [...]
የመን፣ ኣብ ሽወደን ዝተበጽሐ ስምምዕ ከይፈርስ ተሰጊኡ

የመን፣ ኣብ ሽወደን ዝተበጽሐ ስምምዕ ከይፈርስ ተሰጊኡ

Radio Erena: 30 January 2019 መንግስቲ የመንን ሑቲን፣ ኣብ ጉዳይ ወደብ ሖደይዳ ዝበጽሕዎ ስምምዕ ከይፈርስ ስግኣት ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ሽወደን ዝተበጽሐ ስምምዕ፣ ወደብ ሖደይዳ፣ ኣብ ትሕቲ ተቖጻጻሪ ኣ [...]
ዚምባብዌ፣ ዕዳጋታት ብዶላር ኣመሪካ ክካየድ’ዩ

ዚምባብዌ፣ ዕዳጋታት ብዶላር ኣመሪካ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 30 January 2019 ብዝቕባበን ቁጠባዊ ቅልውላውን እትሕመስ ዘላ ዚምባብዌ፣ ካብ 1 ለካቲት ጀሚሩ፣ ዕዳጋታት ብዶላር ኣመሪካ ክካየድ ፈቒዳ። እታ ሃገር፣ ብሰንኪ ዝቕባበ ካብ 2009 ኣትሒዙ ካብ ዕዳጋ ተኣልዩ ንዝ [...]
1 493 494 495 496 497 913 4950 / 9122