Category: News

ኒውዮርክ፣ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዩር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ተኻይዱ
Radio Erena: 25 October 2019
ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዪር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
እቲ ሰልፊ፣ ኣብ ኣጋጣሚ መበል 74 ዓመት [...]

ሊብያ፣ ናይ ምጥያስ ጉዳዮም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 40 ስደተኛታት ቆላሕታ ክግበረሎም ይምሕጸኑ
Radio Erena: 25 October 2019
ኣብ ሊብያ፣ ትጣየሱላ ሳልሰይቲ ሃገር ኣይተቕበለትኩምን ብዝብል ምኽንያት፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትUNHCR፣ ጉዳዮም ዝነጸጎ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት፣ [...]

ሱዳን፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ዝመርሐ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ክፈርስ ዝጽውዕ ተቓውሞ ተኻይዱ
Radio Erena: 25 October 2019
ኣብ ሱዳን፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ነታ ሃገር ዝመርሐ፣ ኣልሙተመር ኣልወጠኒ ወይ ሃገራዊ ባይቶ ዝተባህለ ፖለቲካዊ ሰልፊ ክፈርስ ዝጽውዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ተኻይዱ።
እቲ ካብ ስልጣ [...]

ኣፍሪቃ፣ ንኢንተርነት ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር
Radio Erena: 25 October 2019
ኣገልግሎት ኢንተርነት ንምርካብ፣ ዝበዝሐ ክፍሊት ዝሕተተላ ኣህጉር፣ ኣፍሪቃ'ያ።
ኣብዛ ኣህጉር፣ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ምስ ኣታዊታቶም ብምንጽጻር ክርአ እንከሎ፣ እቶም ዝበዝሐ ዝ [...]

ግብጺ ብኣመሪካ ንዝቐረበ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘተኮረ ዘተ ከምእትሳተፍ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 24 October 2019
ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ንዘሎ ተወሳኺ ምስሕሓብ ብዝምልከት ብኣመሪካ ንዝቐረበ ናይ ዘተ መኣዲ ንምስታፍ ድልውቲ ከምዘላ ገሊጻ።
እቲ ዘተ ብሚኒስተራት ጉዳያት ወ [...]

ካምፓላ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከፋፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ተኣሲሮም
Radio Erena: 24 October 2019
ኣብ ኡጋንዳ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከካፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም።
"ኣብ ካምፓላ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ካብ ኤርትራ ዝመጸ ኣልኮላዊ መስተ ኣብ ባራት [...]

ብሪጣንያ፣ 39 ሰባት ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ተረኺቦም
Radio Erena: 23 October 2019
ካብ ሰሜን ኣየርላንድ ናብ ብሪጣንያን ኣብ ዝሰገረት ናይ ጽዕነት መኪና፣ 39 ሰባት ሞይቶም ከምዝተረኽቡ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን።
እታ መኪና ካብ ቡልጋርያ ከምዝተበገ [...]

ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ሩስያን ሎሚን ጽባሕን ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 23 October 2019
ኣስታት 40 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ኣፍሪቃን ሩስያን፣ ሎሚን ጽባሕን ኣብ ከተማ ሶቺ ክካየድ'ዩ።
ኣብዚ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንታት ኬንያን ግብጽን [...]

ሱዳን ፣ ናይ መጀመርያ ጓልኣንስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኮይና
Radio Erena: 23 October 2019
ንዕማት ዓብደላ መሓመድክያር፣ ናይ ፈለማ ናይ መጀመርያ ጓልኣንስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን'ያ።
መስራቲት ማእከል ደያኑ ሱዳን ምዃና እትፍለጥ ንዕማት፣ ካብ 19 [...]

ኬንያውያን ካብ ኣፍሪቃ ብልግሲ ቀዳሞት ተባሂሎም
Radio Erena: 23 October 2019
World Giving Index (10th edition) ምስ ትካል ግብረሰናይ Charities Aid Foundation (CAF) ብምትሕብባር ኣብ ዝገበሮዎ መጽናዕቲ ኣስታት ፍርቂ ካብ [...]