Category: News

1 485 486 487 488 489 913 4870 / 9121
ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ናብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዶም

ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ናብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዶም

Radio Erena: 06 March 2019 ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ሓጺር ዑደት ኣካዪዶም። እቶም ኣባላት ሓጋጊ ኣካል መንግስቲ ኣመሪካ፣ ናይ ኤርትራ ዑደቶም ድሕሪ ምዝዛሞም ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ ኤርትራ ምስጢ [...]
ርክብ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ብሰንኪ ፕረዚደንት ኢሰያስ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ

ርክብ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ብሰንኪ ፕረዚደንት ኢሰያስ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 06 March 2019 ርክብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን ፕረዚደንት ኣልበሽርን ንዘይተወሰነ ግዜ ከምዝተናወሐ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ርክብ ክልቲኦም መራሕቲ፣ ንሰኑይ ንግሆ ሰዓት ትሽዓተ እዩ ተ [...]
እስራኤላዊ ኣዛዚ ሰራዊት ነበር ንደቡብ ሱዳን ብዝሸጦ ኣጽዋር ተኸሲሱ

እስራኤላዊ ኣዛዚ ሰራዊት ነበር ንደቡብ ሱዳን ብዝሸጦ ኣጽዋር ተኸሲሱ

Radio Erena: 05 March 2019 እስራኤላዊ ናይ ሰራዊት መጀር ጀነራል ዝነበረ ንደቡብ ሱዳን ብዝሸጦ ብሚልዮናት ዶላራት ዝግመት ኣጽዋር ክሲ ተመስሪቱሉ። ጆርሳሌም ፖስት ኣብ ብ4 መጋቢት ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ መጀር ጀነራል እስ [...]
ኣል ሑቲ ናይ የመን ብዝወንጨፎ ከቢድ ብረት፣ ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም

ኣል ሑቲ ናይ የመን ብዝወንጨፎ ከቢድ ብረት፣ ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 05 March 2019 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ብዘካየዶ ናይ ከቢድ ብረት መጥቃዕቲ፣ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት ዝኾኑ ሰለስተ ሰባት ከምዝሞቱ፣ ሺን ሁዋ ሓቢሩ። ኣብቲ መንበሪ ኣባይቲ ብጻዕቂ ዝር [...]
መራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት የካዪዱ

መራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት የካዪዱ

መራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት የካዪዱ። ካብ ከተማ ጁባ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ቀንዲ ዕላማ ዑደት ፕረዚደንት ኢሰያስን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን፣ ነቲ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሎ [...]
ብሓገዝ መንግስቲ ነርወይ ዝተሃንጸ ኮሌጅ መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ተዓጽዩ

ብሓገዝ መንግስቲ ነርወይ ዝተሃንጸ ኮሌጅ መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ተዓጽዩ

Radio Erena: 04 March 2019 ኣብ ከተማ ባጽዕ ዝርከብ፣ ብሓገዝ መንግስቲ ነርወይ ዝተሃንጸ ኮሌጅ መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ተዓጽዩ። እቲ ኣብ ኣካዳሚን ካልእ ዝተፈላለየ ስልጠናታትን ክህብ ዝጸንሐ ኮሌጅ፣ ዝተዓጽወሉ ምኽንያት እ [...]
ኬንያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ክትክተሎ ዝጸንሐት ናይ ቪዛ ፖሊሲ ክትቅይር ከምእትኽእል ተገሊጹ

ኬንያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ክትክተሎ ዝጸንሐት ናይ ቪዛ ፖሊሲ ክትቅይር ከምእትኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 04 March 2019 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ክኽተሎ ዝጸንሐ ናይ ቪዛ ፖሊሲ ክቕይር ከምዝኽእል ተገሊጹ። ንዜጋታት ሓያሎ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብዘይ ቪዛ ወይ ድማ ብኦንላይን ብዝርከብ ቪዛ ክኣትዉ እትፈቅድ [...]
ፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ናብ  ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ኬንያን ክበጽሕ’ዩ

ፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ናብ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ኬንያን ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 04 March 2019 ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ኬንያን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ'ዩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብዚ ካብ 11 ክሳብ 15 መጋቢት፣ ኣብ ምብራቕ [...]
ኤርትራ ምስተን ግዱድ ዕስክርና፣ ወይ ምስባርነት ዝመሳሰል ኣተሓሕዛ ዘለወን 10 ቀዳሞት ሃገራት ዓለም ምዃና ተገሊጹ

ኤርትራ ምስተን ግዱድ ዕስክርና፣ ወይ ምስባርነት ዝመሳሰል ኣተሓሕዛ ዘለወን 10 ቀዳሞት ሃገራት ዓለም ምዃና ተገሊጹ

Radio Erena: 03 March 2019 ኤርትራ ምስተን ግዱድ ዕስክርና፣ ወይ ምስባርነት ዝመሳሰል ኣተሓሕዛ ዘለወን 10 ቀዳሞት ሃገራት ዓለም ምዃና ተገሊጹ። ባርነት ንዘካዪዳ ሃገራት ዝከታተል ኣህጉራዊ ትካል ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ዘውጸ [...]
ፕ.ኣልበሽር፣ ኣብ ስልጣን ናይ ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ኮንግረስ መሪሕነት ናብ ምኽትሉ ኣመሓላሊፉ

ፕ.ኣልበሽር፣ ኣብ ስልጣን ናይ ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ኮንግረስ መሪሕነት ናብ ምኽትሉ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 03 March 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ስልጣን ናይ ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ኮንግረስ መሪሕነት ናብ ምኽትሉ ኣሰጋጊሩ። ብህዝባዊ ናዕቢ ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ዝርከብ ኣልበሽር፣ ኣቦ ወንበርነት ሰልፊ [...]
1 485 486 487 488 489 913 4870 / 9121