Category: News

1 482 483 484 485 486 910 4840 / 9095
ወጥሪ ኬንያን ሶማልን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

ወጥሪ ኬንያን ሶማልን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

Radio Erena: 06 March 2019 ኬንያን ሶማልን ኣብ መንጎአን ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ብሰላማዊ መንገዲ ክፈትሓኦ ተሳማሚዐን። ብመንጎኝነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝተኻየደ ርክብ ፕረዚደንታት ኡሁሩ ኬንያታን መሓመ [...]
ፕረዚደንት ሳልቫኪር፣ ብሰንኪ ውግእ ሓድሕድ ንዝተበደለ ህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቱ

ፕረዚደንት ሳልቫኪር፣ ብሰንኪ ውግእ ሓድሕድ ንዝተበደለ ህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቱ

Radio Erena: 07 March 2019 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፣ ብሰንኪ ውግእ ሓድሕድ ንዝተበደለ ህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት እታ ሃገር እንዳዞረ እዩ ንህዝቢ ይቕሬታ ዝሓትት ዘሎ። [...]
ኣልጀሪያ፣ ንፕረዚደንት ዓብዱል ዓዚዝ ቡተፍሊቓ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሰፊሑ ይቕጽል

ኣልጀሪያ፣ ንፕረዚደንት ዓብዱል ዓዚዝ ቡተፍሊቓ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሰፊሑ ይቕጽል

Radio Erena: 07 March 2019 ኣብ ኣልጀሪያ ንፕረዚደንት ዓብዱል ዓዚዝ ቡተፍሊቓ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሰፊሑ ይቕጽል ኣሎ። እዚ ብተመሃሮ ጀሚሩ ብኣማኢት ኣሽሓት ህዝቢ ተጸምቢሩዎ ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ፣ እቲ ፕረዚደንት ንሓሙሻይ [...]
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገሮም ይዝትዩ

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገሮም ይዝትዩ

Radio Erena: 06 March 2019 ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ንህሉው ኩነታት ሃገር ብዝምልከት ተኸታተልቲ ኣኼባታት የካዪዱ ከምዘለዉ፣ ከካብ ቦትኡ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ። በዚ መሰረት ኣብ ከተማ ስቶ [...]
ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ናብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዶም

ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ናብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዶም

Radio Erena: 06 March 2019 ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ሓጺር ዑደት ኣካዪዶም። እቶም ኣባላት ሓጋጊ ኣካል መንግስቲ ኣመሪካ፣ ናይ ኤርትራ ዑደቶም ድሕሪ ምዝዛሞም ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ ኤርትራ ምስጢ [...]
ርክብ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ብሰንኪ ፕረዚደንት ኢሰያስ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ

ርክብ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ብሰንኪ ፕረዚደንት ኢሰያስ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 06 March 2019 ርክብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን ፕረዚደንት ኣልበሽርን ንዘይተወሰነ ግዜ ከምዝተናወሐ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ርክብ ክልቲኦም መራሕቲ፣ ንሰኑይ ንግሆ ሰዓት ትሽዓተ እዩ ተ [...]
እስራኤላዊ ኣዛዚ ሰራዊት ነበር ንደቡብ ሱዳን ብዝሸጦ ኣጽዋር ተኸሲሱ

እስራኤላዊ ኣዛዚ ሰራዊት ነበር ንደቡብ ሱዳን ብዝሸጦ ኣጽዋር ተኸሲሱ

Radio Erena: 05 March 2019 እስራኤላዊ ናይ ሰራዊት መጀር ጀነራል ዝነበረ ንደቡብ ሱዳን ብዝሸጦ ብሚልዮናት ዶላራት ዝግመት ኣጽዋር ክሲ ተመስሪቱሉ። ጆርሳሌም ፖስት ኣብ ብ4 መጋቢት ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ መጀር ጀነራል እስ [...]
ኣል ሑቲ ናይ የመን ብዝወንጨፎ ከቢድ ብረት፣ ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም

ኣል ሑቲ ናይ የመን ብዝወንጨፎ ከቢድ ብረት፣ ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 05 March 2019 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ብዘካየዶ ናይ ከቢድ ብረት መጥቃዕቲ፣ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት ዝኾኑ ሰለስተ ሰባት ከምዝሞቱ፣ ሺን ሁዋ ሓቢሩ። ኣብቲ መንበሪ ኣባይቲ ብጻዕቂ ዝር [...]
መራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት የካዪዱ

መራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት የካዪዱ

መራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት የካዪዱ። ካብ ከተማ ጁባ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ቀንዲ ዕላማ ዑደት ፕረዚደንት ኢሰያስን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን፣ ነቲ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሎ [...]
ብሓገዝ መንግስቲ ነርወይ ዝተሃንጸ ኮሌጅ መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ተዓጽዩ

ብሓገዝ መንግስቲ ነርወይ ዝተሃንጸ ኮሌጅ መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ተዓጽዩ

Radio Erena: 04 March 2019 ኣብ ከተማ ባጽዕ ዝርከብ፣ ብሓገዝ መንግስቲ ነርወይ ዝተሃንጸ ኮሌጅ መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ተዓጽዩ። እቲ ኣብ ኣካዳሚን ካልእ ዝተፈላለየ ስልጠናታትን ክህብ ዝጸንሐ ኮሌጅ፣ ዝተዓጽወሉ ምኽንያት እ [...]
1 482 483 484 485 486 910 4840 / 9095