Category: News

1 468 469 470 471 472 912 4700 / 9111
ግብጺ፣ 260 ኩንታል መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ልኢኻ

ግብጺ፣ 260 ኩንታል መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ልኢኻ

Radio Erena: 09 May 2019 ግብጺ፣ 260 ኩንታል ዝተፈላለየ መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ነዚ ኣብ ህጹጽ መዓላታት ዘገልግል መድሃኒታት ብሓገዝ ትልእኽ ዘላ፣ ሱዳን ኣብዚ እዋን'ዚ፣ [...]
ፕረዚደንታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

ፕረዚደንታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም

Radio Erena: 09 May 2019 ፕረዚደንትታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን፣ ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ርክብ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ። ፕርዚደንት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ፣ ብ5 ግን [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ካብ ዝኾኑ  ሓተቲ ዑቕባ ብግዴታ ዝቑረጽ 20 ሚእታዊት ካብ ኣታዊታቶም ነቒፉ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ካብ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ብግዴታ ዝቑረጽ 20 ሚእታዊት ካብ ኣታዊታቶም ነቒፉ

Radio Erena: 09 May 2019 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ካብ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ብግዴታ ዝቑረጽ ዘሎ 20 ሚእታዊት ካብ ኣታዊታቶም ቅኑዕ ኣይኮነን ክብል ነቒፉ። ማዕከን ዜና [...]
ኣስመራ፣ ውህሉል ዕዳ፣ ግምታዊ ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ፍታሕ ኣይረኸበን

ኣስመራ፣ ውህሉል ዕዳ፣ ግምታዊ ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ፍታሕ ኣይረኸበን

Radio Erena: 08 May 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ከተማ ኣስመራ፣ ብስም ውህሉል ዕዳ ኤሌክትሪክ ንነበርቲ ዝተሰልዓሎም ግምታዊ ብዝሒ ገንዘብን ኣከፋፍልኡን ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ከምዘይተፈትሐ ተሓቢሩ። "ብሰንኪ ዋሕዲ ዓቕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ነበርቲ ወራቤ፣ “ዘየህለኽናዮ ናይ ኤሌክትሪክ ክፍሊት መጺኡና” ብዝብል ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም

ኢትዮጵያ፣ ነበርቲ ወራቤ፣ “ዘየህለኽናዮ ናይ ኤሌክትሪክ ክፍሊት መጺኡና” ብዝብል ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 08 May 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ስልጤ ናይ እትርከብ ከተማ ወራቤ ነበርቲ ዝኾኑ ዜጋታት፣ መንግስቲ "ዘየህለኽናዮ ናይ ኤልክትሪክ ክፍሊት ኣምጺኡልና" ብምባል ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘካየ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ እትሳተፎ ዋዕላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ይውድብ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ እትሳተፎ ዋዕላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ይውድብ

Radio Erena: 08 May 2019 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ እትሳተፎ ዋዕላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ከካይድ ወዲቡ ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ኣብ ንግዲ፣ ጸዓትን መጓዓዝያን ዘተኮረ ዋዕላ፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ናብ ቁጠ [...]
ኣብ ከባቢ ዓሰብ ዝነበረ ሰራዊት ተሳሒቡ፣ ብሓደስቲ ተተኪኡ

ኣብ ከባቢ ዓሰብ ዝነበረ ሰራዊት ተሳሒቡ፣ ብሓደስቲ ተተኪኡ

Radio Erena: 07 May 2019 ንልዕሊ 10 ዓመታት ኣብ ከባቢ ዓሰብ ዝነበረ ሰራዊት ኤርትራ ተሳሒቡ ብሓደስቲ ተተኪኡ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ካብ ከባቢ ዓሰብ ምስ ከበድቲ ኣጽዋሩ ተሳሒቡ ዘሎ [...]
ፈረንሳ፣ ንደቂንስትዮ ዝተላኸፉ ልዕሊ 400 ሰባት ሕጋዊ መቕጻዕቲ ተበይንሎም

ፈረንሳ፣ ንደቂንስትዮ ዝተላኸፉ ልዕሊ 400 ሰባት ሕጋዊ መቕጻዕቲ ተበይንሎም

Radio Erena: 07 May 2019 ኣብዘን ዝሓለፋ ሸሞንተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ፈረንሳ፣ ንደቂንስትዮ ዝተላኸፉ ልዕሊ 447 ሰባት ሕጋዊ መቕጻዕቲ ከምዝተበየነሎም ተሓቢሩ። ኣብ ፈረንሳ፣ ካብ 2018 ኣትሒዙ ኣብ ግብሪ ብዝወዓ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ብምጥፍፋእ ገንዘብን ምወላ ሽበራን መርመራ ተኻይድሉ

ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ብምጥፍፋእ ገንዘብን ምወላ ሽበራን መርመራ ተኻይድሉ

Radio Erena: 07 May 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣል በሺር፣ ብምጥፍፋእ ገንዘብን ምወላ ሽበራን፣ መርመራ ተኻይድሉ። እቲ ፕረዚደንት ነበር ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ናብ ቤት ምእሰርቲ ካብ ዝኣቱ፣ ን [...]
ኣስመራ፣ ኣብ በዓላት ናይ ዝሕረዱ ከብትን ጤለ-በጊዕን ቆርበት፣ ፈቐድኡ ይጎሓፍ ኣሎ

ኣስመራ፣ ኣብ በዓላት ናይ ዝሕረዱ ከብትን ጤለ-በጊዕን ቆርበት፣ ፈቐድኡ ይጎሓፍ ኣሎ

Radio Erena: 06 May 2019 ኣስመራ፣ ኣብ በዓላትን ውራያትን ናይ ዝሕረዱ ከብትን ጤለ-በጊዕን ቆርበት፣ ፈቐድኡ ይጎሓፍ ኣሎ። ቆርበት ዘልፍዓ፣ ዝምስርሓ ይኹና ናብ ወጻኢ ሃገርት ንሰደድ ዝልእካ ትካላት ዘይምህላ [...]
1 468 469 470 471 472 912 4700 / 9111