Category: News
ኤርትራ፣ ንሶማልያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ንምቕርራበን ድሌት ከምዘለዋ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 May 2019
ኤርትራ፣ ንሶማልያን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ናብ መኣዲ ዘተ ንምቕርራበን ድሌት ከምዘለዋ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ማህዲ መሓመድ ጉለድ ገሊጹ።
ማዕከን ዜና ጋሮወ ኦንላይን [...]
“መንግስቲ ኤርትራ፣ ጽገናዊ ለውጥታት ንምትግባር ቅሩብ ኣይኮነን።” ጀርመን
Radio Erena: 09 May 2019
መንግስቲ ኤርትራ፣ ጽገናዊ ለውጥታት ንምትግባር ቅሩብ ከምዘይኮነ፣ ንጸብጻብ ባይቶ ጀርመን ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብምጥቃስ፣ ብ8 ግንቦት ዝወጸ መግለጺ ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ኣ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ሒዛ ዝጠሓለት ጃልባ ንምርኢት ክትቀርብ’ያ
Radio Erena: 09 May 2019
ኣብ 18 ሚያዝያ 2015፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ጽዒና ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓለት ጃልባ፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ፣ ኣብ ኢጣልያ፣ ከተማ ቬኒስ ንምርኢት ክትቐርብ እያ።
[...]
ግብጺ፣ 260 ኩንታል መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ልኢኻ
Radio Erena: 09 May 2019
ግብጺ፣ 260 ኩንታል ዝተፈላለየ መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር፣ ነዚ ኣብ ህጹጽ መዓላታት ዘገልግል መድሃኒታት ብሓገዝ ትልእኽ ዘላ፣ ሱዳን ኣብዚ እዋን'ዚ፣ [...]
ፕረዚደንታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም
Radio Erena: 09 May 2019
ፕረዚደንትታት ሶማልን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን፣ ኣብ ሃገራዊ ሓድነት ዘተኮረ ርክብ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ።
ፕርዚደንት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ፣ ብ5 ግን [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ካብ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ብግዴታ ዝቑረጽ 20 ሚእታዊት ካብ ኣታዊታቶም ነቒፉ
Radio Erena: 09 May 2019
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ካብ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ብግዴታ ዝቑረጽ ዘሎ 20 ሚእታዊት ካብ ኣታዊታቶም ቅኑዕ ኣይኮነን ክብል ነቒፉ።
ማዕከን ዜና [...]
ኣስመራ፣ ውህሉል ዕዳ፣ ግምታዊ ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ፍታሕ ኣይረኸበን
Radio Erena: 08 May 2019
ኣብ ኤርትራ፣ ከተማ ኣስመራ፣ ብስም ውህሉል ዕዳ ኤሌክትሪክ ንነበርቲ ዝተሰልዓሎም ግምታዊ ብዝሒ ገንዘብን ኣከፋፍልኡን ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ከምዘይተፈትሐ ተሓቢሩ።
"ብሰንኪ ዋሕዲ ዓቕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ነበርቲ ወራቤ፣ “ዘየህለኽናዮ ናይ ኤሌክትሪክ ክፍሊት መጺኡና” ብዝብል ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 08 May 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ስልጤ ናይ እትርከብ ከተማ ወራቤ ነበርቲ ዝኾኑ ዜጋታት፣ መንግስቲ "ዘየህለኽናዮ ናይ ኤልክትሪክ ክፍሊት ኣምጺኡልና" ብምባል ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘካየ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ እትሳተፎ ዋዕላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ይውድብ
Radio Erena: 08 May 2019
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ እትሳተፎ ዋዕላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ከካይድ ወዲቡ ከምዘሎ ተገሊጹ።
እቲ ኣብ ንግዲ፣ ጸዓትን መጓዓዝያን ዘተኮረ ዋዕላ፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ናብ ቁጠ [...]
ኣብ ከባቢ ዓሰብ ዝነበረ ሰራዊት ተሳሒቡ፣ ብሓደስቲ ተተኪኡ
Radio Erena: 07 May 2019
ንልዕሊ 10 ዓመታት ኣብ ከባቢ ዓሰብ ዝነበረ ሰራዊት ኤርትራ ተሳሒቡ ብሓደስቲ ተተኪኡ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
እዚ ካብ ከባቢ ዓሰብ ምስ ከበድቲ ኣጽዋሩ ተሳሒቡ ዘሎ [...]