Category: News

ንከቢድ ናብራ ሊብያ፣ ብስነ ጥበብ ዝብድህ ዘሎ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ
Radio Erena: 25 June 2020
ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር፣ ካብ ዶባት ኤርትራ ጀሚርካ ክሳብ ማእከላይ ባሕሪ ዘሎ በዳሂ ጉዕዞ ስደት፣ ሓደ ዓቢ ክፋል ዛንታ ሓድሽ ወለዶ ኤርትራውያን ኮይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ።
ብፍላይ ኣብ [...]

ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወላ መጥቃዕቲ ከምዘበርዓነት ኣፍሊጣ
Radio Erena: 25 June 2020
ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ዶባት ዓስኪሩ ካብ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተፈንወሉ መጥቃዕቲ ከምዘምከነ ኣፍሊጡ።
እቲ ሰራዊት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ገዳርፍ ኣብ ዝርከ [...]

ኣባላት ሰራዊት ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል ኣድማ ኣካይዶም
Radio Erena: 25 June 2020
ኣባላት ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል፣ ኣድማ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ።
መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ 10ታት ኣባላት ሰራዊት፣ ናብ ቤት [...]

ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ስምምዕ ናይል ንኢትዮጵያ ከገድዳ እንተዘይክኢሉ፣ ግብጺ ናይ በይና ኣማራጺ ከምዝህልዋ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 24 June 2020
ኢትዮጵያን፣ ግብጺን ሱዳንን ኣብ ኣጠቓቕማ ናይልን፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ማይ ዘዕቑረሉ ኣገባብን ብመንገዲ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስምምዕ ክበጽሓ እንተዘይክኢለን፣ ግብ [...]

ሑቲ ናይ የመን ናብ ርእሰ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ገሊጹ
Radio Erena: 24 June 2020
ሑቲ፣ ብሚሳይላትን ሰብ ኣልቦ ነፈርቲን፣ ኣብ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ።
ኣብ የመን፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ሚዛን ወኒኑ ዝርከብ ሑቲ፣ ኣብቲ ትማ [...]

ሶማል፣ ኣብ መዓስከር ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 24 June 2020
ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከት ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ፣ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም።
እቲ ኣብ ልዕሊ ወትሃደራዊ መዓስከር ቱርኪ ንመጀመርያ እዋኑ ዝተኻ [...]

ኤርትራ፣ ተታሒዞም ዝጸንሑ 35 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 23 June 2020
ኤርትራ፣ ካብ 2 ሰነ፣ ሒዛቶም ዝጸንሐት 35 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ከምዘፋነወቶም መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም የመናውያን ብ19 ሰነ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነ [...]

ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ባሕረኛታት፣ ብሓገዝ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ከምዝተፈትሑ ዲፕሎማሰኛታት ኣሚቶም
Radio Erena: 23 June 2020
ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ብምስጢር ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ባሕረኛታት፣ ብሓገዝ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ክፍትሑ ከምዝኽኣሉ ዲፕሎማሰኛታት ኣሚቶ [...]

“ካብ ማእሰርቲ ሊብያ ናብ ኣስመራ ክምለሱ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተረኽቡ ኤርትራውያን ሃዲሞም”
Radio Erena: 22 June 2020
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ዝርከብ ኣብያተ ማእሰርቲ ተዳጕኖም ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ገሊኦም ናብ ግዝያዊ መጽንሒ መዓስከራት ቻድን ርዋንዳን ክሰጋገሩ እንከለዉ፣ ናብ ኤርትራ ዝተመ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢጋድ 67 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ለጊሱ
Radio Erena: 22 June 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሃገራት ኢጋድ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ዝገብርኦ ንዘለዋ ጻዕሪ ንምድጋፍ 67.4 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪቱ።
እቲ ሓገዝ፣ ንለበዳ እቲ ሕማም ብዝያዳ ዝተቓል [...]