Category: News

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንምግታእ፣ ሓድሽ መቆጻጸሪ መርበብ ተኺሉ
Radio Erena: 09 July 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንምግታእ፣ ሓድሽ መቆጻጸሪ መርበብ ተኺሉ።
እቲ ኣብ ቱኒዝያ ተተኺሉ ዘሎ ዘበናዊ መሳርሒታት መቆጻጸሪ ዶባት፣ ብሓይሊ ባሕሪ ቱኒዝያ [...]

ኣመሪካ፣ ካብ ኢራን ንሑቲ ናይ የመን ዝተላእከ ዝበለቶ ኣጽዋር ከምዝሓዘት ኣፍሊጣ
Radio Erena: 09 July 2020
ኣመሪካ፣ ካብ ኢራን ንሑቲ ናይ የመን ዝተላእከ ዝበለቶ ኣጽዋር ከምዝሓዘት ኣፍሊጣ።
ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ማይክ ፓምፐዮ ንባይቶ ጸጥታ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ኢራን ንኣልሑቲ ወተሃደራዊ ኣጽዋር [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ ክራማት ኣብ ዲጋ ተሃድሶ ማይ ከተዕቅል’ያ
Radio Erena: 09 July 2020
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክራማ’ዚ ንዲጋ ተሓድሶ ምምላእ ክትጅምሮ ምዃና፣ ማዕከናት ዜና ግብጺ ሓቢረን።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ናይዚ ዓመት ክራማት፣ ዲጋ ተሃድሶ ኣብ ምምላእ ክጥቀመሉ ኢና [...]

ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብናይ ወጻኢ ኩባንያታት ዝካየድ ወፍሪ ብ13% ኣንቆልቂሉ
Radio Erena: 08 July 2020
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብናይ ወጻኢ ኩባንያታት ዝካየድ ወፍሪ ብልዕሊ 13% ከምዝጎደለ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኣህጉራዊ ወፍሪ ብምትኳር ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ ኣፍሊጡ።
እቲ ጸብጻ [...]

ኣብ ሱዳን፣ ዝተተምየነ ባጤራ ከከፋፍሉ ዝጸንሑ ኣካላት ከምዝተታሕዙ፣ ክፍሊ ስለያ እታ ሃገር ኣፍሊጡ
Radio Erena: 08 July 2020
ኣብ ሱዳን፣ ዝተተምየነ ባጤራታት ከከፋፍሉ ዝጸንሑ ኣካላት ከምዝሓዘተ ክፍሊ ስለያ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ክፍሊ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ እቲ ምኩራት ኣባላት ዘለዎ ዝተተምየነ ናይ [...]

ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ዝተዓቝቡ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር፣ ምሕረት ክግብረሎም ተሓቲቱ
Radio Erena: 08 July 2020
ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ተዓቝቦም ዝርከቡ፣ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር ምሕረት ክግበረሎም ዝሓትት ደብዳቤ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵ [...]

ብሰንኪ ናይ ዓረብ መበቆሉ፣ ብሓይልታት ጸጥታ ግፍዕታት ከምዝበጽሖ ዝተገልጸ እስራኤላዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣብ ኤርትራ ኣምባሳደር ኮይኑ ተመዲቡ
Radio Erena: 06 July 2020
ዝሓለፈ ወርሒ፣ ሓይልታት እስራኤል ኣብ ከተማ ኢዮርሳሌም ብዙሕ ግፍዕታት ከምዘውረድሉ ዝተገልጸ፣ እስራኤላዊ ዲፕሎማሰኛ፣ እስማዒል ኻልዲ፣ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ከምዝተመ [...]

መርገጺ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ዘላ ዲጋ እንታይ’ዩ?
Radio Erena: 05 July 2020
ግብጺን ኢትዮጵያን፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ብዝምልከት ኣብ ወጥሪ ከምዘለዋ ዝፍለጥ'ዩ።
ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ እዋን፣ ግብጺ፣ ዲፕሎማስያዊ፣ ፖለቲካውን እንተ [...]

13 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ካብ መንግስቲ ማልታ ካሕሳ ሓቲቶም
Radio Erena: 05 July 2020
13 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ካብ መንግስቲ ማልታ ካሕሳ ሓቲቶም።
እቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ብጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝሰግሩሉ ዝነበሩ እዋን፣ ብሓለዋ [...]

ኢትዮጵያ፤ ቁጽሪ ምዉታት ናብ 166 ክብ ኢሉ
Radio Erena: 05 July 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ቅትለት ስነጥበባዊ ሃጫሉ ሁዴሳ ስዒቡ ዝተላዕለ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 166 ክብ ኢሉ ከምዘሎ፣ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን።
ኮሚሽነር ፖሊስ ዞባ [...]