Category: News

1 348 349 350 351 352 977 3500 / 9762
ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ ካልኣይ እዋን ማይ እትመልኣሉ ዝርዝራት ንሱዳን ከተፍልጥ ምዃና ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ ካልኣይ እዋን ማይ እትመልኣሉ ዝርዝራት ንሱዳን ከተፍልጥ ምዃና ተገሊጹ

Radio Erena: 12 April 2021 ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ፣ ካልኣይ እዋና ማይ እትመልኣሉ ዝርዝራት ንሱዳን ከተፍልጥ ምዃና፣ ንምንጭታት ሰበ ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ- ኣናዱ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘነጻጸረ ግፋን መጭወይትን ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘነጻጸረ ግፋን መጭወይትን ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 12 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ትግራይን፣ ንኤርትራውያን ዘነጻጸረ ግፋን መጭወይትን ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ኣቐዲሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጥራይ ክካየድ ዝ [...]
ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ 98.5% ድምጺ ብምርካብ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ፕረዚደንት ንምዃን ተዓዊቱ

ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ 98.5% ድምጺ ብምርካብ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ፕረዚደንት ንምዃን ተዓዊቱ

Radio Erena: 11 April 2021 ኣብ ጂቡቲ፣ ብዓርቢ 09 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ን22 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ፣ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ። [...]
37 ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ መንግስቲ ማልታ ጉዳይ’ቶም ደሃይ ዘጥፍኡ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ምላሽ ክህብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

37 ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ መንግስቲ ማልታ ጉዳይ’ቶም ደሃይ ዘጥፍኡ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ምላሽ ክህብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

Radio Erena: 11 April 2021 37 ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ መንግስቲ ማልታ ጉዳይ’ቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ደሃይ ዘጥፍኡ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ምላሽ ክህብ ጥርዓን ኣቕሪቦም። እቶም ደቀንስትዮን ህጻናትን ዝርከብዎም [...]
ሱዳናውያን ደቀንስትዮ፣ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ብግቡእ ክውከላ ዝጽውዕ ማኒፈስቶ ኣውጺኤን

ሱዳናውያን ደቀንስትዮ፣ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ብግቡእ ክውከላ ዝጽውዕ ማኒፈስቶ ኣውጺኤን

Radio Erena: 11 April 2021 ሱዳናውያን ደቀንስትዮ፣ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እታ ሃገር ብግቡእ ክውከላ ዝጽውዕ ማኒፈስቶ ኣውጺኤን። ንስርዓት ኣልበሽር ንምዕላው ንኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፣ [...]
ግብጽን ዩጋንዳን ኣብ ጸጥታ ዝተመርኮሰ ኣፈናዊ ስምምዕ ፈሪመን

ግብጽን ዩጋንዳን ኣብ ጸጥታ ዝተመርኮሰ ኣፈናዊ ስምምዕ ፈሪመን

Radio Erena: 11 April 2021 ግብጺ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ኢትዮጵያ ጎረባብቲ ዝኾና ሃገራት ዝምድናኣ ንምዕባይ እተካዪዶ ዘላ ዘመተ፣ ምስ ዩጋንዳ እውን ኣብ ጸጥታ ዝተመርኮሰ ኣፈናዊ ስምምዕ ከቲማ። ኣብቲ ብ8 ሚ [...]
ሶማል፣ ምርጫ ዘንቀደ ዘተ ፕረዚደንትን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ብዘይፍረ ተበቲኑ

ሶማል፣ ምርጫ ዘንቀደ ዘተ ፕረዚደንትን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ብዘይፍረ ተበቲኑ

Radio Erena: 09 April 2021 ኣብ ሶማል፣ ነቲ ኣብ 8 ለካቲት 2021 ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ፣ ንምትግብራ፣ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ሶማልን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ዝተኻየደ ዘተ፣ ሕጂ'ውን ብዘይ ፍረ ተበቲኑ። [...]
ኣመሪካን ሱዳንን፡ ኣብ ጉዳይ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ተመያይጠን

ኣመሪካን ሱዳንን፡ ኣብ ጉዳይ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ተመያይጠን

Radio Erena: 09 April 2021 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ጉዳይ'ቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ዶባዊ ግጭትን መዕለቢ ዘይረኸበ ምስሕሓብ ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱ [...]
1 348 349 350 351 352 977 3500 / 9762