Category: News

1 311 312 313 314 315 976 3130 / 9760
ዩጋንዳ፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣትዩ

ዩጋንዳ፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣትዩ

Radio Erena: 30 August 2021 መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ንዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዘእተዎ ተገሊጹ። ንዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ዝመርሕ ዝነበረ ዩጋንዳዊ መጀር ጀነራል [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 118 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝፈትሐት ሑቲ ኣፍሊጡ

ኤርትራ፣ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 118 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝፈትሐት ሑቲ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 30 August 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ካብ ሽዱሽተ ክሳብ ትሽዓተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ቀይዲ ጸኒሖም ዝተባህሉ 118 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ከምዝኣተዉ፣ ሑቲ ብ29 ነሓሰ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። [...]
‘ማሕበራዊ ቅርጺ ኢትዮጵያ ዓይንና እንዳረኣና ይበርስ ኣሎ’፤  ኣንቶንዮ ጉተረዝ

‘ማሕበራዊ ቅርጺ ኢትዮጵያ ዓይንና እንዳረኣና ይበርስ ኣሎ’፤ ኣንቶንዮ ጉተረዝ

Radio Erena: 29 August 2021 ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ናብ ካልኦት ዞባታት’ታ ሃገር ብምስፍሕፍሑ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ከጋጥም እዩ፣ ክብል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣንቶንዮ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ

Radio Erena: 29 August 2021 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ። ካብ ቤት ጽሕፈት’ቲ ሕብረት ዝወጸ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፣ ፕረዚደንት ናይጀሪያ ነበር ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ፣ ፍሉ [...]
ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከቡ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ዘርጊሓ

ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከቡ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ዘርጊሓ

Radio Erena: 29 August 2021 ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከቡ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ዘርጊሓ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዘውጸኦ መጠንቀቕታ፣ ኣብዚ ዝቕጽል መዓልታት ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ህዝባዊ ኣብያ፣ ግጭት [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

Radio Erena: 27 August 2021 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ። ማእከላይ እዚ ምብራቕ ኣፍሪቃ’ታ ሃገር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ጆ ባይደን ስልጣን ካብ ዝሕዝ ጥራይ እዚ መ [...]
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ መርገጺ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኲናት ትግራይ ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ

ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ መርገጺ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኲናት ትግራይ ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ

Radio Erena: 26 August 2021 ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናትን መርገጺ ኣመሪካን ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ። እቲ ኤምባሲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ፣ ኣ [...]
ሲቪካውያን ማሕበራት ደቡብ ሱዳን፣ ኣንጻር መራሕቲ’ታ ሃገር ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸዊዖም

ሲቪካውያን ማሕበራት ደቡብ ሱዳን፣ ኣንጻር መራሕቲ’ታ ሃገር ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸዊዖም

Radio Erena: 26 August 2021 ሲቪካውያን ማሕበራት ደቡብ ሱዳን፣ ኣንጻር መራሕቲ’ታ ሃገር ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸዊዖም። እዚ ኣብዚ ዝቕጽል መዓልታት ክካየድ ተጸዊዑ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማ [...]
የመን ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ናይ 665 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

የመን ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ናይ 665 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

Radio Erena: 26 August 2021 የመን ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ናይ 665 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ። ኣይ.ኤም.ኤፍ. ነዚ ሓገዝ ዘበርከተ፣ የመን ኣትያቶ ካብ ዘላ ቁጠባዊን ሰብኣዊን ቅልውላው ንምውጻእ ዝዓለመ ምዃኑ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ’ ሕ.መ.ኣ.ን፣ ሕብረት ኤውሮጳን

‘ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ’ ሕ.መ.ኣ.ን፣ ሕብረት ኤውሮጳን

Radio Erena: 25 August 2021 ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ ክብሉ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን፣ ሕብረት ኤውሮጳን በብወገኖም ገሊጾም። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ሰኑይ 23 [...]
1 311 312 313 314 315 976 3130 / 9760