Category: News

1 298 299 300 301 302 977 3000 / 9765
ብሪጣንያ፣  ዝስጎጉ ስደተኛታት ምቕባል ዝኣበያ፣ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ናይ ቪዛ እገዳ ከተተግብር ምዃና ኣጠንቂቓ

ብሪጣንያ፣ ዝስጎጉ ስደተኛታት ምቕባል ዝኣበያ፣ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ናይ ቪዛ እገዳ ከተተግብር ምዃና ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 20 October 2021 ብሪጣንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ስደተኛታትን ጉዳዮም ዝተነጽገ ሓተቲ ዑቕባን ንምስጓግ ብዘውጽኣቶ መደብ መሰረት፣ ዜጋታተን ምቕባል ንዝኣበያ ሃገራት ፣ ናይ ቪዛ መቕጻዕቲ [...]
ክታበት ኣንጻር ኮቪድ ዘይጀመራ ሃገራት ዓለም ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ጥራይ ተሪፈን

ክታበት ኣንጻር ኮቪድ ዘይጀመራ ሃገራት ዓለም ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ጥራይ ተሪፈን

Radio Erena: 20 October 2021 ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ክታበት ኣንጻር ኮረና ቫይረስ ዘይጀመራ ሃገራት ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ጥራይ ከምዝተረፋ ንጸብጻብ ውድብ ጥዕና ዓለም ብምጥቃስ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ። ምስዘ [...]
ወደብ ፖርት ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣድማ ኣብ ሓደ ወርሒ ናይ ልዕሊ 80 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ

ወደብ ፖርት ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣድማ ኣብ ሓደ ወርሒ ናይ ልዕሊ 80 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ

Radio Erena: 19 October 2021 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ወደብን ኣውራ መንገድታትን ብምዕጻው ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኣድማ፣ ኣስታት 83 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘስዓበ ሚኒስትሪ ሃብቲ እንስሳን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። [...]
ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ህዝቅኤል ተወልደ፣ ክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ሰይሩ

ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ህዝቅኤል ተወልደ፣ ክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ሰይሩ

Radio Erena: 19 October 2021 ህዝቅኤል ተወልደ፣ ብኤርትራውያን ኣትለታት ተታሒዙ ንዝጸንሐ ክብረወሰን ማራቶን ሰይሩ። እቲ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት፣ ንክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ክሰርብ ዝኸኣለ፣ ብሰንበት 17 ጥቅ [...]
ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ተገሊጹ

ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ተገሊጹ

Radio Erena: 18 October 2021 ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ተደጋጋሚ ደብዳብ ከምዘካየዳ ዝተፋለለያ ማዕከናት ዜና ገሊጸን። ብሚሊሻታት ዝተፈላለያ ክልላት ተደጊፉ ምስ ሓይልታት ትግራይ ኣብ ኵናት [...]
ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ ‘ዩ

ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ ‘ዩ

Radio Erena: 18 October 2021 ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኤርዱዋን፣ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ ምዃኑ ጋዜጣ ኣል ሑርያት ገሊጻ። እቲ ፕረዚደንት፣ ዑደቱ ኣብ 18 ጥቅምቲ ብኣንጎላ ጀሚሩ፣ ኣብ ውሽጢ ኣ [...]
ካርቱም፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ክካየድ ዝድግፉ ኣሽሓት ሱዳናውያን ሰልፊ ኣካይዶም

ካርቱም፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ክካየድ ዝድግፉ ኣሽሓት ሱዳናውያን ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 18 October 2021 ርእሰ ከተማ ሱዳን ኣብ ዝኾነት ካርቱም፣ ንመስርሕ ምስግጋር ናብ ደሞክራሲ ንምቅዋምን፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ክካየድ ንምድጋፍን፣ ኣሽሓት ሰባት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ብቀዳ [...]
‘ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ተዓቝቦም ዝነበሩ 12 ኤርትራውያን ተጨውዮም’

‘ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ተዓቝቦም ዝነበሩ 12 ኤርትራውያን ተጨውዮም’

Radio Erena: 18 October 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ተዓቝቦም ዝጸንሑ 12 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ሰሊኾም ብዝኣተዉ ዕጡቓት ከምዝተጨውዩ ኮሚተን ወደብትን ሰለማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ [...]
ድምጺ ውጹዓት ኤርትራውያን ንምዃን ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል

ድምጺ ውጹዓት ኤርትራውያን ንምዃን ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል

Radio Erena: 17 October 2021 ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቶም ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታቶም ድምጺ ንምዃን ዘካይዱዎ ዘለዉ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል ኣሎ። እዞም ኣብ ሃገራ [...]
ኤርትራ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ክትቅጽል ዳግማይ ተመሪጻ

ኤርትራ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ክትቅጽል ዳግማይ ተመሪጻ

Radio Erena: 17 October 2021 ኤርትራ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ክትቅጽል ዳግማይ ተመሪጻ። ኣብ ጀኔቫ ዝመደበሩ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብዕለት 14 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ኤርትራ እ [...]
1 298 299 300 301 302 977 3000 / 9765