Category: News
ሰራዊት ኤርትራ ብወገን ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብል ኣፈኛ ህወሓት ገሊጹ
Radio Erena: 11 January 2022
ሰራዊት ኤርትራ፣ ብወገን ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተ፣ ኣፈኛ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ገሊጹ።
እቲ ብሰንበት 09 ጥሪ [...]
ሱዳን፣ ኩሎም ወገናት ዝሳተፍዎ ፖለቲካዊ ዘተ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 11 January 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ስልጣኑ ድሕሪ ምሕዳጉ ብኢሱ ንዘሎ ቅልውላው ሱዳን መፍትሒ ንምንዳይ፣ ብሕቡራት ሃገራት ዝተወደብን ኩሎም ወገናት እታ ሃገር ዝሳተፍዎን ፖለቲካዊ ዘተ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ሶማል፣ ብጉዳይ ምምላስ ናይቲ ኣብ 2018 ዝተታሕዘ፣ 10 ሚልዮን ዶላር ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ተወሳኺ ምስሕሓብ ተጸሚዶም
Radio Erena: 10 January 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮብለ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ሞቛድሾ ዝተታሕዘ፣ 10 ሚልዮን ዶላር ናብ ሕቡራት ኢማራት ገንዘብ ክምለስ ኣዚዙ።
ፕረዚደንት መሓመድ ፋርማጆ፣ ብኣን [...]
ኣብ መላእ ኢትዮጵያ፣ ከቢድ ዋሕዲ መድሃኒታት ተኸሲቱ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 10 January 2022
ኣብ መላእ ኢትዮጵያ፣ ዋጋታት መድሃኒት ብ40% ከምዝነሃረ፣ ንኣፍረይትን ቀረብትን መድሃኒታት እታ ሃገር ብምጥቃስ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ።
ብፍላይ ኣብዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዓለም ዝወሓዱ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር ተባሂላ
Radio Erena: 10 January 2022
ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ ፣ ኣብተን ዝማዕበላን ተዛማዲ ዲሞክራስን ሓርነት ዜጋታትን ዘለወን ሃገራት፣ ብዝሒ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ብዝተዓጻጸፈ ከምዝዛየደ ዝተፈላለየ መጽናዕታት [...]
ው.ሕ.ሃ.፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ንዝጸንሐ ፖለቲከኛታት ውሕስነት ክህብ ምውሳኑ ብሓጎስ ተቐቢሉ
Radio Erena: 09 January 2022
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ንዝጸንሐ ፖለቲከኛታት ውሕስነት ክህብ ምውሳኑ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ኣፍሊጡ።
ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ [...]
‘ዘተ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ጀነራል ኣልቡርሃንን፣ ክሕደት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሱዳን’ዩ’ ሲቪካውያን ማሕበራት
Radio Erena: 09 January 2022
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ንምዕራፍ ምስ ሰበስልጣን እታ ሃገር ኣብ ጽዑቕ ዘተ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ምስ ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ሓድሽ ማዕበል ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ጀሚሩ
Radio Erena: 09 January 2022
ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ሓድሽ ማዕበል ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ጀሚሩ።
ካብ ከተማ ሰንዓ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ብቀዳም 8 ጥሪ ነፈርቲ ውግእ’ቲ [...]
‘ክልተ ቆልዑ ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ማይዓይኒ ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቲሎም።’ UNHCR
Radio Erena: 07 January 2022
ነፈርቲ ውግኢ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከር ማይ ዓይኒ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ፣ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ብረቡዕ፣ 05 ጥሪ ዝተኻየደ [...]
ቻይና፣ ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ
Radio Erena: 07 January 2022
ቻይና፣ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ኩነታት ብቀረባ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ ምዃና፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ [...]