Category: News
ሶማል፣ ሃገራዊት ራድዮ፣ ብቋንቋ ጣልያን ፈነወ ምጅማራ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ
Radio Erena: 16 January 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ብሃገራዊት ራድዮ፣ ብቋንቋ ጣልያን ዝመሓላለፍ መደባት ክፍኑ ብምጅማሩ፣ ኣብታ ሃገር ቁጠዐ ከምዝፈጠረ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቲ መንግስቲ [...]
ቁጠባ ኤርትራ፣ ወዲቕዎ ካብ ዘሎ ደረጃ ናይ ኣብዚ ዓመት ናይ 4.8% ዕብየት ከርኢ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 16 January 2022
ቁጥባ ኤርትራ፣ ወዲቕዎ ካብ ዘሎ ደረጃ፣ ኣብዚ ዓመተ 2022 ናይ 4.8% ዕብየት ከርኢ ከምዝኽእል ንጸብጻብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ወይ IMFብምውካስ፣ ኢንቨስትመንት ሞኒተር ዝተ [...]
ኣብ ሶርያ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ኣብ ጀርመን ዑቕባ ዝሓተተ ኮለነል፣ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 13 January 2022
ኣብ ኵናት ሶርያ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ተባሂሊ ዝተኸሰሰ፣ ኮለነል ኣንዋር ራስላን ዝተባህለ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ጀርመን ንሕልፈት ክእሰርት ተፈሪዱ።
እቲ ወዲ 58 ዓ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ሓደ ጀነራል ተቐቲሉ
Radio Erena: 13 January 2022
ኣብ ሱዳን ኣንጻር 'ቲ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝቐጸለ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ተቓውሞ ንምብታን ካብ ዝወፈሩ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይልታት ጸጥታ ሓደ ዝኾነ፣ ብርጋዴር ጀነራል [...]
ኮሚተ ስልማት ኖቤል፣ ናይ ዓመተ 2019 ተሸላሚ ንዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኵናት ትግራይ ደው ከብል ጸዊዑ
Radio Erena: 13 January 2022
ናይ 2019 ናይ ሰላም ተሸላሚ ኖቤል ዝኾነ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ናይ ምባል ዝልዓለ ሓላፍነት ከምዘለዎ፣ ኣብ ነወርይ ዝ [...]
Dancing With the Red Dragon
Radio Erena: 12 January 2022
The visit of the Chinese State Councilor and Foreign Minister Wang Yi to Asmara on Jan. 5, was a rare occasion for [...]
ግብጽን ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ
Radio Erena: 12 January 2022
ግብጽን ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ምክያድ ከምዝጀመራ ኣፍሊጠን።
እቲ ታቡክ -5 ዝተሰምየ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ሓይልታት ባሕሪን ኣየርን [...]
ፕረዚደንት ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ሮብለን፣ ተደናግዩ ዝርከብ ምርጫ ሶማል፣ ኣብ25 ለካቲት ክካየድ ተሰማሚዖም
Radio Erena: 12 January 2022
ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ፋርማጆን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሑሰን ሮብለን፣ ብተደጋጋሚ ክደናገ ዝጸንሐ ሃገራዊ ምርጫ እታ ሃገር፣ ኣብ 25 ለካቲት ክካየድ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሑ ተሓቢሩ። [...]
ትግራይ፣ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ኣብ እንዳ ጠሓኒት ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ 17 ሰለማውያን ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 11 January 2022
ሰብ ኣልቦ በረርቲ ኢትዮጵያ ወይ ድሮን፣ ብሰኑይ 10 ጥሪ፣ ኣብ ትግራይ ብዝቐጸልኦ ደብዳብ ብውሕዱ 17 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ሰራሕተኛታት ትካላት ግብረ ሰናይ ንሮይተርስ ሓ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ሰሜናውን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ፣ ብከቢድ ናይ መነባብሮ ጸገም ንዝተጠቕዑ ኣሽሓት ስድራቤታት ናይ መግቢ ረዲኤት ተዓዲሉ
Radio Erena: 11 January 2022
ኣብ ኤርትራ፣ መነባብሮ ህዝቢ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናኸፍአ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ፣ ኣብ ሰሜናዊን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ዝርከባ ሓያሎ ቁሸታት ዝነበ [...]