Category: News

1 264 265 266 267 268 977 2660 / 9765
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ወራር ሩስያ መርገጺኣ ብንጹር ክትገልጽ ጸዊዑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ወራር ሩስያ መርገጺኣ ብንጹር ክትገልጽ ጸዊዑ

Radio Erena: 02 March 2022 ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን፣ መርገጺኣ ከተነጽር፣ ሕብረት ኤውሮጳ ሓቲቱ። ወከልቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ሱዳን ብሰንበት 27 ለካቲት ኣብ ካርቱም ምስ ሰበስል [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ዩክረይን ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ተርእዮ ዘላ ዓሌት ዝሰረቱ ምፍልላይ ደው ከተብል ጸዊዑ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ዩክረይን ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ተርእዮ ዘላ ዓሌት ዝሰረቱ ምፍልላይ ደው ከተብል ጸዊዑ

Radio Erena: 01 March 2022 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ዩክረይን ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ተርእዮ ዘላ ዓሌት ዝሰረቱ ምፍልላይ ደው ከተብል ጸዊዑ። እቲ ሕብረት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዘውጸኦ [...]
ኢራን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሰለስተ ናይ ኲናት መራኽብ ከተዋፍር’ያ

ኢራን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሰለስተ ናይ ኲናት መራኽብ ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 01 March 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ናይ ስለያ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ከተዋፍር ምዃና ድሕሪ ዘውጻቶ መግለጺ፣ ኢራን እውን ተመሳሳሊ መደብ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ። ኢራናዊ ኮማንደ [...]
ኢትዮጵያ፣ ስግኣት ኣልሸባብ ንምግታእ ምስ መራሕቲ ጁባላንድ ትዝትይ

ኢትዮጵያ፣ ስግኣት ኣልሸባብ ንምግታእ ምስ መራሕቲ ጁባላንድ ትዝትይ

Radio Erena: 01 March 2022 ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ካብ ሶማል ሓሊፉ ንኬንያን ኢትዮጵያን ስግኣት ከይከውን ኣብ ዝፍራሓሉ ዘሎ እዋን፣ ሰበስልጣን ጁባላንድ ምስ ኢትዮጵያውያን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ዘተ ኣካዪዶ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ኣኼባ ኢጋድ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ኣብ ኣኼባ ኢጋድ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 01 March 2022 ኢጋድ ንህሉው ኩነታት ሱዳንን መፍትሒኡን ብዝምልከት ክዛተይ ንዘውጸኦ መደብ፣ ሱዳን ከምዘይትሳተፎ ኣፍሊጣ። ግዚያዊ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ዓሊ ሳድቕ ምስ ወኪል ኢጋድ ኣብ ሱዳን [...]
ንጀነራል ኣልቡርሃን ናይ ሱዳን፣ ዕልዋ ክካየደሉ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ንጀነራል ኣልቡርሃን ናይ ሱዳን፣ ዕልዋ ክካየደሉ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 February 2022 ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ንገዛእ ርእሱ ዕልዋ ክካየደሉ ከምዝኽእል ማዕከናት ዜና ሱዳን ገሊጸን። ‘ኣል ጀዲድ’ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ኣብ ዝዘርገ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ተባሂሉ ኣብ ዝቖመ ምትእኽኻብ፣ ክትጽምበር ጥርዓን ኣቕሪባ

ኢትዮጵያ፣ ንጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ተባሂሉ ኣብ ዝቖመ ምትእኽኻብ፣ ክትጽምበር ጥርዓን ኣቕሪባ

Radio Erena: 28 February 2022 ንጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ምሕላው ተባሂሉ፣ እቲ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ዝተመስረተ ምትእኽኻብ፣ ኢትዮጵያ ብምግላላ፣ ግጉይ ውሳኔ እዩ ክብል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ገሊጹ። [...]
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሎሚ ሰንበት 27 የካቲት ኣብ ከተማ ኪጋሊ ንዝተፈጸመ መበል 14 ዙር ርዋንዳ ተዓዊቱሉ

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሎሚ ሰንበት 27 የካቲት ኣብ ከተማ ኪጋሊ ንዝተፈጸመ መበል 14 ዙር ርዋንዳ ተዓዊቱሉ

Radio Erena: 27 February 2022 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኢጣልያዊት ፕሮኮንቲነንታል ቲም ኣንድሮኒ ጂዮካቶሊ ሲደርሜክ፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሎሚ ሰንበት 27 የካቲት ኣብ ከተማ ኪጋሊ ንዝተፈጸመ መበል 14 ዙር ርዋንዳ ተዓ [...]
ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ዶባተን ካብ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ፣ ሓድሽ ሜላ ምቁጽጻር የተታትዋ

ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ዶባተን ካብ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ፣ ሓድሽ ሜላ ምቁጽጻር የተታትዋ

Radio Erena: 27 February 2022 ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ዶባተን ካብ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ፣ ሓድሽ ሜላ ምቁጽጻር የተታትዋ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ኣገልግሎት ምቁጽጻር ዶባት ኤውሮጳ ‘ፍሮንተክስ’፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዶባ [...]
ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተካዪዶ ዘላ ወራር ትድግፍ’ያ ተባሂሉ ዝወጸ ሓበሬታ፤ መንግስቲ’ታ ሃገር ሓቅነት የብሉን ኢሉ

ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተካዪዶ ዘላ ወራር ትድግፍ’ያ ተባሂሉ ዝወጸ ሓበሬታ፤ መንግስቲ’ታ ሃገር ሓቅነት የብሉን ኢሉ

Radio Erena: 27 February 2022 ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተካዪዶ ዘላ ወራር ትድግፍ’ያ ተባሂሉ ዝወጸ ሓበሬታ ሓቅነት የብሉን ክብል መንግስቲ’ታ ሃገር ገሊጹ። ወግዓዊ ልሳን መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ [...]
1 264 265 266 267 268 977 2660 / 9765