Category: News

1 249 250 251 252 253 977 2510 / 9761
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ሒዞሞ ካብ ዝጸንሑ ከባቢታት ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም።’

‘ሓይልታት ትግራይ፣ ሒዞሞ ካብ ዝጸንሑ ከባቢታት ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም።’

Radio Erena: 27 April 2022 ሓይልታት ትግራይ፣ ተቖጻጺሮሞ ካብ ዝጸንሑ ከባቢታት ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ከምዝወጹ፣ ኣፈኛ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ብ25 ሚያዝያ፣ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ ቃል ኣረጋጊጹ። እቶም ሓይልታት [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ቪዛ ንምሕታት፣ ኣብ  RRS ንዝተረኽቡ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን፣ ጉዳይኩም ኣጽሪና ክንሕብረኩም ኢና ብምባል መሊሶሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ ቪዛ ንምሕታት፣ ኣብ RRS ንዝተረኽቡ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን፣ ጉዳይኩም ኣጽሪና ክንሕብረኩም ኢና ብምባል መሊሶሞም

Radio Erena: 26 April 2022 ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስትን ኢትዮጵያ (RRS)፣ መውጽኢ ቪዛን ናይ ጉዕዞ ሰነዳትን ክወሃቦም ንዝሓተቱ ኤርትራውያን፣ ንሎሚ 26 ሚያዝያ ናብ ቤት ጽሕፈቱ ክርከቡ ብዝገበሮ ጻውዒት [...]
ዳርፉር፣ ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት 168 ሰባት ተቐቲሎም

ዳርፉር፣ ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት 168 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 April 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጓሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት፣ ልዕሊ 168 ሰባት ከምዝተቐትሉን ኣስታት 100 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉን ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቲ ኣብ ምዕራብ ዳርፉር፣ [...]
ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝሃድኣሉ ወቕቲ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኤውሮጳ ክዛይድ ምጅማሩተሓቢሩ

ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝሃድኣሉ ወቕቲ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኤውሮጳ ክዛይድ ምጅማሩተሓቢሩ

Radio Erena: 25 April 2022 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ማዕበል ኣብ ዝሃድኣሉ ወቕቲ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኤውሮጳ ክዛይድ ምጅማሩ ተገሊጹ። ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ካብ ዝተበገሳ ጀላ [...]
መንገዲ ኣየር የመን፣ ካብ 24 ሚያዝያ ኣትሒዙ ካብ ሰንዓ ቀጥታዊ ኣህጉራዊ በረራ ንምጅማር ዝሰርዖ መደብ ብሃንደበት ተሰሪዙ

መንገዲ ኣየር የመን፣ ካብ 24 ሚያዝያ ኣትሒዙ ካብ ሰንዓ ቀጥታዊ ኣህጉራዊ በረራ ንምጅማር ዝሰርዖ መደብ ብሃንደበት ተሰሪዙ

Radio Erena: 25 April 2022 ሰንዓ ኣብ ትሕቲ ሑቲ ድሕሪ ምውዳቓ፣ ንሽዱሽተ ዓመታት ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ቀጥታዊ በረራ ካብን ናብን እታ ከተማ ሰንበት 24 ሚያዝያ ክጅምር ምዃኑ ብወግዒ ተኣዊጁ፣ ቀዳሞት ገያሾ ናብ ዮርዳኖስ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምዕባለ ቴሌኮም ዓለም፣ ብሰንኪ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ናብ ርዋንዳ ተሰጋጊሩ

ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምዕባለ ቴሌኮም ዓለም፣ ብሰንኪ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ናብ ርዋንዳ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 25 April 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምዕባለ ቴሌኮም ዓለም፣ ብሰንኪ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ናብ ርዋንዳ ከምዝተሰጋገረ ወደብቲ ኣፍሊጦም። እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ንመጀመ [...]
ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ነበር ዝምርሖ ጉጅለ ሶማል ናብ ኤርትራ በጺሑ

ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ነበር ዝምርሖ ጉጅለ ሶማል ናብ ኤርትራ በጺሑ

Radio Erena: 25 April 2022 ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ነበር፣ ፋሃድ ያሲን ዝተመርሐ ጉጅለ ሶማል ናብ ኤርትራ ከምዝበጽሐ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቲ ጉጅለ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ሰሉስ 19 ሚያዝ [...]
መበል 48 ዓመት ዕለተ ልደት ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ ንምጽንባል፣ ጎደናታት ካምፓላ ምዕጻዉ ተሓቢሩ

መበል 48 ዓመት ዕለተ ልደት ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ ንምጽንባል፣ ጎደናታት ካምፓላ ምዕጻዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 25 April 2022 ቦኽሪ ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን፣ ልዩተናንት ጀነራል ሙሁዚ ካይነሩግባ፣ ብቀዳም 23 ሚያዝያ፣ መበል 48 ዓመት ልደቱ ኣብ ዝጸንበለሉ፣ ሓያሎ ጎደናታት ካምፓላ [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ልዕሊ 120 ሓተቲ ዑቕባ ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ብምጥሓለን ሓያሎ ሞይቶም

ማእከላይ ባሕሪ፣ ልዕሊ 120 ሓተቲ ዑቕባ ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ብምጥሓለን ሓያሎ ሞይቶም

Radio Erena: 25 April 2022 ካብ ገማግም ባሕሪ ቱኒዝያ ተበጊሶም ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ዝሓለኑ ልዕሊ 120 ስደተኛታት ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ከምዝጠሓላ ሰበ ስልጣን ህይወት ኣድሕን እታ ሃገር ኣፍሊጦም። [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: 24 April 2022 Radio Erena · ሰንበት 24 ሚያዝያ 2022   [...]
1 249 250 251 252 253 977 2510 / 9761