Category: News

1 239 240 241 242 243 976 2410 / 9760
ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ልዕሊ 1000 ኢትዮጵያውያን ዑቕባ ሓቲቶም

ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ልዕሊ 1000 ኢትዮጵያውያን ዑቕባ ሓቲቶም

Radio Erena: 02 June 2022 ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ጥራይ 1167 ኢትዮጵያን ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተመዝገቡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቶም ዝበዝሑ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል [...]
ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወፍሪ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘትየን

ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወፍሪ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘትየን

Radio Erena: 02 June 2022 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ከተውፍር መንግስቲ ጂቡቲ ዕድመ ኣቕሪቡ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዕድመ ዘቕረበ፣ ብሓላፊ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን፣ ኣቡባከር ዑመር ሓዲ ዝ [...]
‘ብሪጣንያ፣ ካብ 14 ሰነ፣ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ክትጅምር’ያ’

‘ብሪጣንያ፣ ካብ 14 ሰነ፣ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ክትጅምር’ያ’

Radio Erena: 01 June 2022 ብሪጣንያ፣ ቀዳማይ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ርዋንዳ ናይ ምስግጋር መስርሕ ኣብ 14 ሰነ ክትጅምሮ ምዃና ሚኒስተር ዘቤታዊ ጉዳያት፣ ንፕሪቲ ፓተል ብምጥቃስ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። መንግ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ ልዕሊ 490 ዕጡቓት ኢዶም ሂቦም ክብል መንግስቲ  ሓቢሩ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ ልዕሊ 490 ዕጡቓት ኢዶም ሂቦም ክብል መንግስቲ ሓቢሩ

Radio Erena: 01 June 2022 ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ 493 ዕጡቓት፣ መንግስቲ ብዘቕረበሎም ጻውዒት ኢዶም ከምዝሃቡ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቶም መንእሰያት ምዃኖም ዝተገልጹ ዕ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ምውራዱ ሮይተርስ ንናይ UN ቡለቲን ብምጥቃስ ገሊጹ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ምውራዱ ሮይተርስ ንናይ UN ቡለቲን ብምጥቃስ ገሊጹ

Radio Erena: 31 May 2022 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ቀዳመ-ሰንበት፣ ኣብ ትግራይ፣ ከተማ ሸራሮ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ከቢድ ብረት፣ ኣብ ሰብን ንብረት ጉድኣት ከምዘውረደ፣ ንሓጺር እዋናዊ ጸብጻብ ወይ ቡለቲን ሕቡራት ሃገ [...]
ንኤርትራን ዝገለለ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

ንኤርትራን ዝገለለ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 31 May 2022 ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ሃገራት፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ። እቲ ካብ 29 ግንቦት ኣትሒዙ ዝጀመረ፣ 'Red Wave 5' ዝተሰምየ፣ ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ፣ [...]
ሰራዊት ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ 24 ግንቦት ኵናት ምክያዶም ተገሊጹ

ሰራዊት ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ 24 ግንቦት ኵናት ምክያዶም ተገሊጹ

Radio Erena: 30 May 2022 ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ 24 ግንቦት ኵናት ከምዝተኻየደ፣ ወትሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ሎሚ ሰኑይ 30 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። [...]
ኣብ ጂቡቲ ኣብ መንጎ ብሄራት ዓፈርን ሶማል ዒሳን ግጭት ምክያዱ ተሓቢሩ

ኣብ ጂቡቲ ኣብ መንጎ ብሄራት ዓፈርን ሶማል ዒሳን ግጭት ምክያዱ ተሓቢሩ

Radio Erena: 30 May 2022 ኣብ ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ ብሄራት ዓፈርን ሶማል ዒሳን ብዝተኻየደ ግጭት ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዝወረደ ተገሊጹ። መርበባት ዜና እታ ሃገር ኣብ ዝዝርግሕኦ ሓበሬታ፣ እቲ ግጭት ኣ [...]
ሱዳን፣ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተነቢሩ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተኣልዩ

ሱዳን፣ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተነቢሩ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተኣልዩ

Radio Erena: 31 December 2022 ኣብ ሱዳን፣ ካብ 25 ጥቅምቲ 2021 ኣትሒዙ፣ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተነቢሩ ዝጸንሐ ናይ ህጽጽ እዋን ኣዋጅ ተላዒሉ። ወትሃደራዊ መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ብ [...]
ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ መጥቃዕቲ ካብ ዝተኻየደ ጃልባ ዝደሓኑ ፈረንሳውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ መጥቃዕቲ ካብ ዝተኻየደ ጃልባ ዝደሓኑ ፈረንሳውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 30 May 2022 ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ መጥቃዕቲ ካብ ዝተኻየደላ ጃልባ ዝደሓኑ ፈረንሳውያን ባሕረኛታት፣ ብሰላም ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ ተሓቢሩ። ከንቲባ፣ ቸስኒ-ረኮንኩር ናይ ዝተ [...]
1 239 240 241 242 243 976 2410 / 9760