Category: News

1 237 238 239 240 241 976 2390 / 9757
‘ኣብዚ ሸውዓተ መዓልታት፣ ረዲኤት ዝጸዓና ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዓበይቲ መካይን ናብ ትግራይ ኣትየን።’

‘ኣብዚ ሸውዓተ መዓልታት፣ ረዲኤት ዝጸዓና ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዓበይቲ መካይን ናብ ትግራይ ኣትየን።’

Radio Erena: 08 June 2022 ኣብዚ ዝሓለፈ ሸውዓተ መዓልታት፣ ከም መግብ፣ መድሃኒታትን ካልእ መሰረታዊ ቀረባትን ዝርከቦ ህጹጽ ረዲኤት ዝጸዓና፣ ሓደ ሽሕን ሓደ ሚእትን (1100) መካይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ፣ ክ [...]
ሱዳን፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ህዝቢ ኣንጻሩ ብዘካየዶ ተቓውሞ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ

ሱዳን፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ህዝቢ ኣንጻሩ ብዘካየዶ ተቓውሞ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ

Radio Erena: 08 June 2022 ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሱዳን፣ ዓሊ ዓብደላ ኣደሮብ፣ ህዝቢ እቲ ዞባ ኣንጻሩ ብዘካየዶ ተቓውሞ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ተሓቢሩ። ልፍንቲ ሓያሎ ቀቢላታት ቤጃ፣ ብሰኑይ 06 [...]
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ንኣፈኛ ፓርላማን ምክትላን ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝዋግአን ክልተ መጋየጺ መካይን ክዕድግ ምውሳኑ ኣብ ህዝቢ ቁጠዐ ፈጢሩ

መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ንኣፈኛ ፓርላማን ምክትላን ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝዋግአን ክልተ መጋየጺ መካይን ክዕድግ ምውሳኑ ኣብ ህዝቢ ቁጠዐ ፈጢሩ

Radio Erena: 08 June 2022 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ንኣፈኛ ፓርላማ፣ ኣሚና ኣነት ኣሞንግን ምክትላ ቶማስ ታይቦዋን፣ ልዕሊ 500 ሽሕ ፓውንድ ዝዋግአን ክልተ ዘመናውያን መጋየጺ መካይን ክዕድግ ምውሳኑ፣ ኣብ ህዝቢ ቁጠዐ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንበት 5 ሰነ መጠናዊ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ትካላት መጽናዕቲ ስነ-መሬት ገሊጸን

ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንበት 5 ሰነ መጠናዊ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ትካላት መጽናዕቲ ስነ-መሬት ገሊጸን

Radio Erena: 08 June 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንበት 05 ሰነ፣ 4.6 ማግኒቱዩድ ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ከምዘጋጠመ ሓያሎ ትካላት መጽናዕቲ ስነ-መሬት ኣረጋጊጸን። እቲ ካብ ኣስመራ ኣስታት 75 ኪሎሜተር ንደቡባዊ ም [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ክሊ ኣየሩ ከይበራ ዝኣገደን መንገዲታት ኣየር ሩስያ 22 በጺሐን

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ክሊ ኣየሩ ከይበራ ዝኣገደን መንገዲታት ኣየር ሩስያ 22 በጺሐን

Radio Erena: 07 June 2022 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ክሊ ኣየሩ ከይበራ ዝኣገደን መንገዲታት ኣየር ሩስያ 22 ከምዝበጽሓ መርበብ ሓበሬታ ሸንገን ቪዛ ኣፍሊጡ። በዓል መዚ ኣቭየሽን ናይቲ ሕብረት፣ ምስቲ ኣብ ዩክሬ [...]
‘ፕረዚደንት ባይደን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ከካይዶ ዝመደበ ወግዓዊ ዑደት ተሰጋጊሩ።’

‘ፕረዚደንት ባይደን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ከካይዶ ዝመደበ ወግዓዊ ዑደት ተሰጋጊሩ።’

Radio Erena: 07 June 2022 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ጆ ባይደን ናብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ከካይዶ ዝመደበ ወግዓዊ ዑደት ናብ ካልእ እዋን ከምዝተሰጋገረ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እተ [...]
ብቻይና ዝተበገሰ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ 20 – 22 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ’ዩ

ብቻይና ዝተበገሰ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ 20 – 22 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 06 June 2022 ብመንግስቲ ቻይና ዝተወደበን ዝተመወለን ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ 20 ክሳብ 22 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ'ዩ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘለዋ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭይ ብውሕዱ 19 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭይ ብውሕዱ 19 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 06 June 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ብውሕዱ 19 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ፖሊስ ናይቲ ክልል፣ ዑመር ሙስጠፋ ኣመልኪቱ። ኣብቲ ኣብ ዞባ ካሚሺ፣ ምምሕዳ [...]
ሰራዊት ሶማል፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ቀቲለ ኢሉ፣ ንካልእ መራሒ ድማ ከምዝማረኸ ሓቢሩ

ሰራዊት ሶማል፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ቀቲለ ኢሉ፣ ንካልእ መራሒ ድማ ከምዝማረኸ ሓቢሩ

Radio Erena: 06 June 2022 ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ዞባ ባኮል፣ ከተማ ቲየግሎው ኣብ ዘካየዶ ስርሒት፣ ንላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ገሊጹ። ቴሌቪዥን እታ ሃገር፣ ትማሊ ሰንበት 05 ሰነ፣ ንመግለጺ ሰራዊት [...]
ናትናኤል ተስፋጽዮን፣ ኣብ ኢጣልያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ፣ ኣብ ካልኣይ መድረክ ቀዳማይ ተዓዊቱ

ናትናኤል ተስፋጽዮን፣ ኣብ ኢጣልያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ፣ ኣብ ካልኣይ መድረክ ቀዳማይ ተዓዊቱ

Radio Erena: 06 June 2022 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኢጣልያዊት ፕሮ ቲም Drone Hopper - Androni Giocattoli ናትናኤል ተስፋጽዮን ሎሚ ሰንበት 5 ሰነ ኣብ ኢጣልያ ኣብ ዝተሰላሰለ ካልኣይ መድረኽ ኣድር [...]
1 237 238 239 240 241 976 2390 / 9757