Category: News
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ኣብ ካይሮ ንምርኻብ ንኻልኣይ እዋን ዘቕረቦ ጠለብ ተቐባልነት ይስእን
Radio Erena: 01 August 2022
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ወርሒ ሓምለ ናብ ግብጺ ብምብጻሕ ምስ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ንክራኸብ ዘቕረቦ ጠለብ ሕጂ'ውን ተቐባልነት ከምዘይረኸበ ምንጭታት ዲፕሎማሲ [...]
ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኣቀርኒ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ዝርርብ ህወሓት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምምይያጥ ናብ መቐለ ከተመርሕ’ያ
Radio Erena: 01 August 2022
ፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣነት ዌበር እትመርሖ ላዕለዋይ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ መንጎ ህወሓትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝካየድ ዝርርብ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስ [...]
መ. ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ዝኾነ ቦታን ግዜን ክንዘራረብ ድሉዋት ኢና’ ምባሉ፣ ኣብ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ዝተሓዋወሰ ስምዒት ፈጢሩ
Radio Erena: 31 July 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ዝኾነ ቦታን ግዜን ክንዘራረብ ድሉዋት ኢና’ ምባሉ፣ ኣብ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ዝተሓዋወሰ ስምዒት ምፍጣሩ፣ ካብታ ሃገር ዝፍኖ ዘሎ ሓ [...]
ደ.ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ዕድመ ስልጣኑ ክናዋሕ ሕቶ ቀሪቡ
Radio Erena: 31 July 2022
መሰጋገሪ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ብሽዱሽተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ዝጠልብ ኣብ መንጎ ፕረዚደንታት ሳልቫ ኪርን፣ ዮወሪ ሙሰቨኒን ዘተ ተኻዪዱ።
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ብዕለት 29 ሓምለ ናብ ዩጋንዳ ወግ [...]
ተኸታታሊ መጥቃዕታት ኣልሸባብ ሚኒስተር ፍትሒ ነበር ዝርከቦም ሓያሎ ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 31 July 2022
ኣብ ዞባ ምዕራብ ናይ ሶማል ሚኒስተር ፍትሒ ዝነበረ፣ ኣልሸባብ ብዘጻወዶ ነታጒ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ሓሰን ኢብራሂም ዝተባህለ ሚኒስተር ፍትሒ፣ ካብ ሞቓድሾ ኣ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 30 ሓምለ 2022 ፈነወና፦
Radio Erena: 30 July 2022
Radio Erena · ቀዳም 30 ሓምለ 2022
[...]
ኬንያ፣ 9 ነሓሰ ዝካየድ ምርጫ ግጭት ከየጎሃህር ተሰጊኡ
Radio Erena: 29 July 2022
ኣብ ኬንያ፣ ኣብ 9 ነሓሰ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ናዕቢን ዕግርግር ከየለዓዕል ተሰጊኡ ከምዘሎ ኣብ ናይሮቢ ዝመደበረን ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ትካላት የጠንቅቓ።
ንኬንያ [...]
ኣመሪካ፣ ንትግራይ ዝተሸመተቶ 2 ሚልዮን ሊትሮ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ምጅማሩ ተገሊጹ
Radio Erena: 29 July 2022
መንግስታዊ ትካል ረዲኤት ኣመሪካ USAID ናብ ትግራይ ክኣቱ ዝሸመቶ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡት ናብ ኢትዮጵያ ክግዕዝ ከምዝጀመረ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ።
እቲ ትካል [...]
ኣርባዕተ ኣትለታትን ሓደ ኣሰልጣንን ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ምስዋሮም ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ
Radio Erena: 28 July 2022
ኣብ ኣመሪካ፣ ክፍለ ግዝኣት ኦሪገን፣ ካብ 15 ክሳብ 24 ሓምለ ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ውድድር ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ዝተሳተፉ ኣባላታ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ እቶም ሓሙሽተ [...]
ሱዳን፣ ኣንጻር ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ንሻሙናይ ወርሑ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ተወሰኽቲ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 28 July 2022
ኣብ ሱዳን፣ ካርቱምን ካልእ ከተማታትን፣ ኣንጻር'ቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገ [...]