Category: News

1 213 214 215 216 217 976 2150 / 9760
‘ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት ዝግሃሰላ ኣሰንባዲት ናይ ራዕዲ ገዛ’ያ።’ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ነበር

‘ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት ዝግሃሰላ ኣሰንባዲት ናይ ራዕዲ ገዛ’ያ።’ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ነበር

Radio Erena: 06 September 2022 ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት ዝግሃሰላ ኣሰንባዲት ወይ ናይ ራዕዲ ገዛ'ያ ክብል፣ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ስቴቨን ዎልክር ገሊጹ። እቲ ኣመሪካዊ ዲፕሎማ [...]
ሱዳን፣ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን  ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሓምዳይት ዝርከባ ትካላት ግብረ ሰናይ ጠቕሊለን ክወጻ ጸዊዓ

ሱዳን፣ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሓምዳይት ዝርከባ ትካላት ግብረ ሰናይ ጠቕሊለን ክወጻ ጸዊዓ

Radio Erena: 05 September 2022 ሰብ ስልጣን ሱዳን ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን  ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሓምዳይት ዝርከባ ትካላት ግብረ ሰናይ ጠቕሊለን ክወጻ ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። እቶም ሰበ ስልጣን [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሩር፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን መድሃኔኣለም ዝፈጸሞ ግፋ መዘምራን ዝርከብዎም መንእሰያትን ቁጠዐ ፈጢሩ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሩር፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን መድሃኔኣለም ዝፈጸሞ ግፋ መዘምራን ዝርከብዎም መንእሰያትን ቁጠዐ ፈጢሩ

Radio Erena: 05 September 2022 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ደቡብ፣ ከባቢ ሰገነይቲ፣ ኣብ ኣኽሩር ኣብ እትርከብ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን መድሃኔኣለም ዝፈጸሞ ጃምላዊ ግፋ መዘምራን ካልኦት መንእሰያትን፣ ኣብ ዲ [...]
Half of the 8th Grade Students Fail Their Certificate Exams

Half of the 8th Grade Students Fail Their Certificate Exams

  Radio Erena News, 05 September 2022 Eritrean News Agency quoted the Ministry of Education statement that only 50.4% of the students p [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ውጺኢት ናይቲ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ምርጫ እታ ሃገር ይሰረዝዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል ውሳኔ ክህበሉ’ዩ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ውጺኢት ናይቲ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ምርጫ እታ ሃገር ይሰረዝዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል ውሳኔ ክህበሉ’ዩ

Radio Erena: 05 September 2022 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ነቲ ውጺኢት ናይቲ ኣብ 9 ነሓሰ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር፣ ይሰረዝ ዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል፣ ሎሚ ሰኑይ 05 መስከረም ውሳኔ ክህበሉ 'ዩ [...]
ሑቲ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ዘቕረቦ ሰፊሕ ወትሃደራዊ ምርኢት፣ ኣብቲ ዞባ ሻቖሎት ፈጢሩ

ሑቲ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ዘቕረቦ ሰፊሕ ወትሃደራዊ ምርኢት፣ ኣብቲ ዞባ ሻቖሎት ፈጢሩ

Radio Erena: 05 September 2022 ንዝበዝሐ ሰሜናዊ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዘቕረቦ ወትሃደራዊ ምርኢት፣ ነቲ ብሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ የመን ዝተበጽሐ ስምምዕ ከይጥሕስ ዘሻቕል [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ካብ ዝተሳተፉ ልዕሊ 54 ሽሕ ተማሃሮ እቶም ኣስታት ፍርቂ ተሪፎም

ኤርትራ፣ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ካብ ዝተሳተፉ ልዕሊ 54 ሽሕ ተማሃሮ እቶም ኣስታት ፍርቂ ተሪፎም

Radio Erena: 05 September 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ዓመተ-ትምህርቲ 2021/2022 ካብ ዝተሳተፉ ተመሃሮ፡ ብማእከላይ ገምጋም 50.4ሚእታዊት ጥራይ ከምዝሓለፉ፣ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ትም [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: 04 September 2022 Radio Erena · ሰንበት 2022   [...]
ኢትዮጵያ ዘለዋ ውህሉል ዕዳ 57 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

ኢትዮጵያ ዘለዋ ውህሉል ዕዳ 57 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

Radio Erena: 04 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ትካላት ፋይናንስ ውሽጢ ሃገር ዝተለቅሖ ውህሉል ዕዳ፣ ኣብዚ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ሓደ ትሪልዮንን 530 ቢልዮንን ብር ከምዝበጽሐ ሚኒስትሪ ገንዘብ እታ ሃገር [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 132 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ሊብያ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም

ኤርትራውያን ዝርከብዎም 132 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ሊብያ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም

Radio Erena: 04 September 2022 ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 132 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም። ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራር ሃገራት (UNHCR)፣ ብ2 መ [...]
1 213 214 215 216 217 976 2150 / 9760