Category: News

1 204 205 206 207 208 977 2060 / 9762
ልዕሊ 10 % ካብ ህዝባ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነት ኢትዮጵያ፣ ስርናይ ናብ ወጻኢ ሃገራት ክትሸይጥ’የ ትብል

ልዕሊ 10 % ካብ ህዝባ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነት ኢትዮጵያ፣ ስርናይ ናብ ወጻኢ ሃገራት ክትሸይጥ’የ ትብል

Radio Erena: 10 October 2022 ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት እዚ ስርናይ ንወጻኢ ሃገራት ምሻጥ ክትጅርም ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ክልል ሶማል ኣብ ዝካየ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወገን ራማን ዛላምበሳን ልፍንታዊ መጥቅዕቲ ከፊቶም።’ ሓይልታት ትግራይ

‘ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወገን ራማን ዛላምበሳን ልፍንታዊ መጥቅዕቲ ከፊቶም።’ ሓይልታት ትግራይ

Radio Erena: 10 October 2022 ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወገን ራማን ዛላምበሳን፣ ልፍንታዊ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈቱ፣ ማእከላይ ኮማንድ ሓይልታት ትግራይ፣ ብ10 ጥቅምቲ፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣመልኪቱ። ካብ [...]
ጂቡቲ፣ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቓዕቲ ብውሕዱ 7 ወትሃደራት መንግስቲ ተቐቲሎም

ጂቡቲ፣ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቓዕቲ ብውሕዱ 7 ወትሃደራት መንግስቲ ተቐቲሎም

Radio Erena:10 October 2022 ኣብ ጂቡቲ፣ ዞባ ታጁራ፣ ዕጡቃት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ሸውዓተ ወትሃደራት መንግስቲ ከምዝተቐትሉ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተ [...]
ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተጸውዐ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ግብራውነቱ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ

ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተጸውዐ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ግብራውነቱ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ

Radio Erena:10 October 2022 ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክካየድ ዝጸውዖን ብመንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ተቐባልነት ዝረኸበን ዘተ ሰላም፣ ግብራውነቱ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ከምዘሎ ዲፕሎማሰኛታት የጠንቕቑ። [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ናብ ኔዘርላንድስ ተሰጋጊሩ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ናብ ኔዘርላንድስ ተሰጋጊሩ

Radio Erena:09 October 2022 ብምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ናብ ኔዘርላንድስ ተሰጋጊሩ። እቲ ብወሊድ ዝፍለጥ ስሙ ተወልደ ጎይትኦም ከምዝበሃል [...]
ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክገብር ጸዊዖም

ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክገብር ጸዊዖም

Radio Erena:09 October 2022 ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክገብር ጸዊዖም። ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ካብ 4 ክሳብ 6 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ፣ ባይቶ [...]
ሱዳን፡ ልዕሊ 50 ደሞክራሲ ዝጽውዑ ሓይልታት፤ ማሕበራትን ምንቅስቓሳትን፤ ሓድሽ ቅዋም ኣጽዲቖም

ሱዳን፡ ልዕሊ 50 ደሞክራሲ ዝጽውዑ ሓይልታት፤ ማሕበራትን ምንቅስቓሳትን፤ ሓድሽ ቅዋም ኣጽዲቖም

Radio Erena:09 October 2022 ኣብ ሱዳን ደሞክራሲ ዝጽውዑ ሓይልታት፤ ማሕበራትን ምንቅስቓሳትን፤ ሓድሽ ቅዋም ኣጽዲቖም። ኣብቲ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝተፈረመ ስምምዕ ሓድሽ ቅዋም፤ ተሳተፍቲ ኣካላት ንሱዳን ናብቲ ቅኑዑ መስመ [...]
ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክካየድ ኣብ ዝተወጠነ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክካየድ ኣብ ዝተወጠነ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

Radio Erena:07 October 2022 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሓደ ካብ ሸምገልቲ ናይቲ ኣብ 8 ጥቅምቲ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ክኸውን ዝረቑሖ፣ ፕረዚደንት ኬንያ ነበር ኡሁሩ ኬንያታ [...]
ኡጋንዳ፣ ‘ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይጸንሖም’ ልዕሊ 116 ኤርትራውያን ተገፊፎም

ኡጋንዳ፣ ‘ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይጸንሖም’ ልዕሊ 116 ኤርትራውያን ተገፊፎም

Radio Erena: 07 October 2022 ኣብ ኡጋንዳ ብዝተኻየደ ግፋ፣ ልዕሊ 116 ኤርትራውያን ከምዝተኣስሩ ክፍሊ ዜግነትን ኢሚግሬሽንን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኡጋንዳ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎምን ብዘይሕጋ [...]
ዩክረይን፣ ንኢትዮጵያን ሶማልን 50 ሽሕ ቶን ስርናይ ለጊሳ

ዩክረይን፣ ንኢትዮጵያን ሶማልን 50 ሽሕ ቶን ስርናይ ለጊሳ

Radio Erena: 07 October 2022 ንባዕላ ምስ ሩስያ ኣብ ከቢድ ኵናት ገጢማ ዘላ ዩክሬይን፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 50 ሽሕ ቶን ስርናይ ለጊሳ። እቲ ብዩክሬይን ዝተለገሰ ረዲ [...]
1 204 205 206 207 208 977 2060 / 9762