Category: News

1 172 173 174 175 176 979 1740 / 9781
ሓያሎ ሃገራት ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ኬንያ ክጅምር’ዩ

ሓያሎ ሃገራት ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ኬንያ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 13 February 2023 ሓያሎ ሃገራት ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ሎሚ 13 ለካቲት ኣብ ኬንያ፣ ዞባ ኢሶሎ ክፍልም'ዩ። እቲ ብእዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ተወዲቡ ዝካየድ ሓባራዊ ልምም [...]
ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንዐ ማዕቀብ ክግበር፤ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ

ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንዐ ማዕቀብ ክግበር፤ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ

Radio Erena: 12 February 2023 ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንዐ ማዕቀብ ክግበር፤ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ። እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ መሰላት ብሓሙስ 9 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕ [...]
ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ (ፖርት ሱዳን) ወተሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት እያ

ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ (ፖርት ሱዳን) ወተሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት እያ

Radio Erena: 12 February 2023 ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን፤ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ ዘኽእላ ስምምዕ ኣርቂቑ መጽናዕቱ ከምዝወደአ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ወደብ ፖርት ሱዳን ክህነጽ ተወጢኑ [...]
ሶማሊላንድ ምስ ሶማል ክትጽምበር ኣብ ዝጠልብ ናዕብታት 9 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማሊላንድ ምስ ሶማል ክትጽምበር ኣብ ዝጠልብ ናዕብታት 9 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 12 February 2023 ኣብ ሶማሊላንድ ብዝጎሃሃር ዘሎ ናይ ተቓውሞ ናዕብታት ብዝተፈጥረ ግጭት፤ ብውሑዱ ትሽዓተ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፤ ካልኦት 14 ከኣ ከምዝቖሰሉ ተገሊጹ። ዝሓለፈ ሰሙን፤ ሓያሎ መራሕቲ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ኬንያ ብጋዜጠኛታት ንዝቐረበሎ ሕቶታት ዝሃቦ መልሲ መዘራረቢ ኮይኑ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ኬንያ ብጋዜጠኛታት ንዝቐረበሎ ሕቶታት ዝሃቦ መልሲ መዘራረቢ ኮይኑ

Radio Erena: 11 February 2023 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፣ ብሓሙስ 9 ለካቲት፣ ኣብ መዛዘሚ ናይ ኬንያ መገሽኡ፡ ካብ ጋዜጠኛታት ንዝቐረበሉ ሕቶታት ዝሃቦ ምላሽ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ማዕከናት ዜና ዓለምን ማሕበራ [...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ 525 ቶን ዓሳ ተኣኪቡ።’ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ

‘ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ 525 ቶን ዓሳ ተኣኪቡ።’ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ

Radio Erena: 10 February 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ 525 ቶን ዓሳ ከምዝተኣከበ፣ ንሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ፣ ኣቶ ሑሴን መዓውያ ብምጥቃስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሓቢራ። እታ [...]
Ethiopian Army will be deployed in the Eritrean Ethiopian Border

Ethiopian Army will be deployed in the Eritrean Ethiopian Border

Erena News: 9 February 2023 In a press conference with Tigray Media outlets, Getachew Reda, Tigray People’s Front spokesperson said the Ethiopi [...]
ንክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ዋግ ኽምራ ግጭት ምክያዱ ተሓቢሩ

ንክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ዋግ ኽምራ ግጭት ምክያዱ ተሓቢሩ

Radio Erena: 09 February 2023 ንክልላት ትግራይ እምሓራን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ዞባ ዋግ ኽምራ ግጭት ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ። መርበባት ዜና ኢትዮጵያ፣ ንምምሕዳር እቲ ዞባ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረብኦ ጸብጻብ፣ እ [...]
ኤርትራ ዝመበቖሉ፣ ወናኒ ትካል ለይታዊ ትልሂት ኣብ  ኣትላንታ ብጥይት ተቐቲሉ

ኤርትራ ዝመበቖሉ፣ ወናኒ ትካል ለይታዊ ትልሂት ኣብ ኣትላንታ ብጥይት ተቐቲሉ

Radio Erena: 10 February 2023 ኣብ ኣመሪካ፣ ኣትላንታ ዝርከብ፣ 'ሪፖብሊክ ላውንጅ' ዝተሰምየ፣ ህቡብ ትካል ለይታዊ ትልሂት ዝውንን ሚኪአል ጊዶወን፣ ብጥይት ተቐቲሉ። ቅድሚ 35 ዓመታት ምስ ሓዉ ካብ ኤርት [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 09 February 2023 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ08 ለካቲት ናብ ሮማ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ፕረዚደንት ሰርጅዮ ማተሬ [...]
1 172 173 174 175 176 979 1740 / 9781