Category: News

1 170 171 172 173 174 979 1720 / 9781
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ካብ ሊብያ ንዝጣየሱ ስደተኛታት ሓገዝ ዝውዕል፣ 22 ሚልዮን ዩሮ ንሩዋንዳ ለጊሱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ካብ ሊብያ ንዝጣየሱ ስደተኛታት ሓገዝ ዝውዕል፣ 22 ሚልዮን ዩሮ ንሩዋንዳ ለጊሱ

Radio Erena: 20 February 2023 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ካብ ሊብያ ንዝጣየሱ ስደተኛታት ሓገዝ ዝውዕል፣ ናይ 22 ሚልዮን ዩሮ ንሩዋንዳ ለጊሱ። ሩዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ሓያሎ ኤርትራውያን ዝር [...]
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድን፣ ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ርክብ ኣካዪዶም

ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድን፣ ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: 20 February 2023 እቶም መራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት፣ ኣብ መበል 36 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ኣብ ዝተረኽቡሉ እዮም ነቲ ርክብ ኣካዪዶሞ። ኣብቲ ኣጋጣሚ፣ ፕረዚደንት ሓሰን [...]
ኤርትራ እታ እንኮ ኣብ ኣኼባ ነጻ ንግዲ ኣፍሪቃ ዝቦኾረት ሃገር ኮይና

ኤርትራ እታ እንኮ ኣብ ኣኼባ ነጻ ንግዲ ኣፍሪቃ ዝቦኾረት ሃገር ኮይና

Radio Erena: 19 February 2023 ኤርትራ ካብ ኣኼባ ስምምዕ ነጻ ኣህጉራዊ ንግዲ ኣፍሪቃ ቦኺራ። ኣብዚ “ምፍጣን ትግባረ ስምምዕ AFCFTA”ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ 15ን 16 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተቓንዐ ኣ [...]
ሶማል ዝጸንሓ ልቓሕ ተሰሪዙላ

ሶማል ዝጸንሓ ልቓሕ ተሰሪዙላ

Radio Erena: 19 February 2023 ሶማል ካብ ኣህጉራዊ ፋይናንሳዊ ማዕከን ዝጸንሓ ለቓሕ፡ ጀርመን፣ ሽወደን፣ በልጅምን ኢጣልያን ብምትሕብባር ሰሪዘናላ። ን30 ዓመታት ብሰንኪ ልዑል መጠን ዕዳ፡ካብ ተወሳኺ ልቓሕ ተኣጊ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ዝጸንሐ ዘምርድዳእ ብሰላም ተፈቲሑ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ዝጸንሐ ዘምርድዳእ ብሰላም ተፈቲሑ

Radio Erena: 19 February 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያንን ካብኣ ተፈንጪሎም ጵጵስና ዝኣወጁ መራሕቲ ሃይማኖትን ዝነበረ ዘይምርድዳእ ብሰላም ተፈቲሑ። ብመንጎኝነት ቀ [...]
Parents of Victims Kidnapped from Tigray Call for Help from the Authorities

Parents of Victims Kidnapped from Tigray Call for Help from the Authorities

  ERENA News: 15 February 20123 In an interview with Addis Standard newspaper, the parents of ten youths kidnapped by the Eritrean forc [...]
ሩስያውያን ነብሰጾራት ዜግነት ንምርካብ ናብ ኣርጀንቲና ይጓዓዛ

ሩስያውያን ነብሰጾራት ዜግነት ንምርካብ ናብ ኣርጀንቲና ይጓዓዛ

Radio Erena: 17 February 2023 ድሕሪ ምጅማር ኲናት ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ኣዋርሕ ጥራይ፡ልዕሊ 5000 ሩስያውያን ነብሰጾራት ዜግነት ንምርካብ ናብ ኣርጀንቲና ከም ዝተጓዕዛ ሰበ ስልጣን ናይታ ሃገር ሓቢሮም። [...]
ዕትሮ ጋዝ ብምስራቕ ክሲ ዝቐረበሎም ሰለስተ ሱዳናውያን፡ ኢዶም ብምቑራጽ ክቕጽዑ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ

ዕትሮ ጋዝ ብምስራቕ ክሲ ዝቐረበሎም ሰለስተ ሱዳናውያን፡ ኢዶም ብምቑራጽ ክቕጽዑ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ

Radio Erena: 17 February 2023 ካብ ከተማ ኡምዱርማን ዕትሮ ጋዝ ብምስራቕ ክሲ ዝቐረበሎም ሰለስተ ሱዳናውያን፡ ኢዶም ብምቑራጽ ክቕጽዑ ቤት ፍርዲ ሱዳን ኣዚዙ፣ ክብል ፈርስት ፖስት ዝተባህለ መርበብ ሓቢሩ። [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣  ኣብ ልዕሊ ህዝቡን ህዝቢ ትግራይን ብዘውረዶ ግፍዕታት ኣብ መዝገብ ሓደጋ ባርባራውነት ሰፊሩ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቡን ህዝቢ ትግራይን ብዘውረዶ ግፍዕታት ኣብ መዝገብ ሓደጋ ባርባራውነት ሰፊሩ

Radio Erena: 17 February 2023 ብማእከል ሓላፍነት ንምክልኻል ጭቁናት ህዝብታት ዝፍለጥ ተቛም ኣብ ዘውጽኦ መበል 335 ናይ መጠንቀቕታ ጽሑፉ፡ ኤርትራ ንሶርያን ሀይትን ተኸቲላ እያ ኣብቲ ዝርዝር ኣትያ። በዚ ድማ [...]
መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈጸምቲ ስራሕ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ጀሚሩ

መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈጸምቲ ስራሕ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ጀሚሩ

Radio Erena: 16 February 2023 መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈጸምቲ ስራሕ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ብረቡዕ 15 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ኣብቲ ኣኼባ ሚንስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣባል ኣፍሪቃዊ ሕብረት ከም [...]
1 170 171 172 173 174 979 1720 / 9781