Category: News

1 163 164 165 166 167 979 1650 / 9784
ኣፈኛ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኽውን ከምዝተረቝሐ ተሓቢሩ

ኣፈኛ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኽውን ከምዝተረቝሐ ተሓቢሩ

Radio Erena: 20 March 2023 ኣብ ትግራይ፣ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ንምቛም ክካየድ ኣብ ዝጸንሐ ዘተን ምርጫን፣ ኣፈኛ ህወሓት፣ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክኸውን ከምዝተረቑሐ መርበባት [...]
‘ኤርትራዊ ስደተኛ’ ኣብ ፈረንሳ፣ ንነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ ካብ ሓሙሻይ ደርቢ ኣጽዲፉ ቀቲሉዋ

‘ኤርትራዊ ስደተኛ’ ኣብ ፈረንሳ፣ ንነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ ካብ ሓሙሻይ ደርቢ ኣጽዲፉ ቀቲሉዋ

Radio Erena: 20 March 2023 ኣብ ምዕራባዊ ፈረንሳ፣ ኣብ እትርከብ ከተማ 'ፕዋትየኽ' (Poitiers)፣ ንነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ ካብ ሓምሻይ ደርቢ ኣጽዲፉ ዝቐተላ 'ኤርትራዊ' ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ፖሊስ ኣፍሊጡ። [...]
ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል: ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ተኻዪዱ

ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል: ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ተኻዪዱ

Radio Erena: 19 March 2023 ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኻዪዱ። እቲ ብዕለት 15 መጋቢት ኣብ ከተማ ሪያድ ዝተኻየደ ዘተ፣ ወከልቲ ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃ [...]
ግብጺ ንኢትዮጵያ ኣፈራሪሃ

ግብጺ ንኢትዮጵያ ኣፈራሪሃ

Radio Erena: 19 March 2023 ግብጺ ኣብ ጉዳይ ዲጋ ህዳሰ ኩሎም ኣማራጺታት ክፉታት እዮም ምባላ ንኢትዮጵያ ኣቖጢዑ። ግብጺ ከም ኣማራጺ ካብ ዘቐመጠቶምን፡ ዲጋ ህዳሴ ደው ንኸብል ክጥቀመሎም`የ ካብ ዝበለቶምን ኣማ [...]
ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት ፕረዚደንት ሩስያ ክእሰር ትእዛዝ ሂቡ

ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት ፕረዚደንት ሩስያ ክእሰር ትእዛዝ ሂቡ

Radio Erena: 19 March 2023 ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት ICJ ፕረዚደንት ፑቲን ኣብ ዩክሬይን ብዝተፈጸሙ ምስ ህጻናት ዝተሓሓዙ ገበናት፡ ተቐይዱ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ንኽቐርብ ናይ ማእሰርቲ ትእዛዝ ኣውጺኡ። እቲ [...]
ፈረምቲ መቐናዊ ስምምዕ፡ናይ መወዳእታ ስምምዕ ክነድፉ ወሲኖም

ፈረምቲ መቐናዊ ስምምዕ፡ናይ መወዳእታ ስምምዕ ክነድፉ ወሲኖም

Radio Erena: 17 March 2023 ኣብ ሱዳን ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምስራት ክሰርሑ ዝጸንሑ፡ ኣብ መቓናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዝፈረሙ ወተሃደራውን ሲቪላውን ክንፍታት፡ ናይ መወዳእታ ስምምዕ እትነድፍ ኮሚቴ ክምስ [...]
ንመገሻ ብሊንከን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝምልከት፣ ከንቲብኣ ዝሃበቶ ርእይቶ ኣከራኻሪ ኮይኑ

ንመገሻ ብሊንከን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝምልከት፣ ከንቲብኣ ዝሃበቶ ርእይቶ ኣከራኻሪ ኮይኑ

Radio Erena: 17 March 2023 ኣመሓዳሪት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ፡ ብሰሉስ 14 መጋቢት ንቤት ምኽሪ እታ ከተማ ኣብ ዘቕረበቶ ናይ ምምሕዳራ ናይ ኣፈጻጽማ ስራሕ ሪፖርት፡ ብዛዕባ ጸጥታ እታ ከተማ ኣመ [...]
ብሊንከን ናይ ኢትዮጵያ ጻንሖቱ ዛዚሙ

ብሊንከን ናይ ኢትዮጵያ ጻንሖቱ ዛዚሙ

Radio Erena: 17 March 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ስራሕ ክፍጽም ዝቐነየ ሰክሬታሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ፡ ዑደቱ ዛዚሙ ብሓሙስ 16 መጋቢት ናብ ኒጀር ኣምሪሑ። ብሊንከን ኣብ ናይ ኢትዮጵያ [...]
ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ኣመሪካ፡ምስ ናይ ሩስያ ናይ ውግእ ጀት ተጋጭያ

ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ኣመሪካ፡ምስ ናይ ሩስያ ናይ ውግእ ጀት ተጋጭያ

Radio Erena: 16 March 2023 ናይ ኣሜሪካ MQ-9 ሪፐር ዝተባህለት ሰብ ኣልቦ ነፋሪት፣ ምስ ናይ ሩስያ ሱ 27 ናይ ውግእ ነፋሪት ኣብ ጸሊም ባሕሪ ተጋጭየን። ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ኣሜሪካ ፔንታጎን ከም ዘፍለ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ፡ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበ ስልጣናት ኢትዮጵያ ተራኺቡ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ፡ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበ ስልጣናት ኢትዮጵያ ተራኺቡ

Radio Erena: 16 March 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ናይ 2ተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዝገብር ዘሎ፡ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ረቡዕ 15 መጋቢት ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢ ኣሕመድ ተራኺቡ ከም ዝ [...]
1 163 164 165 166 167 979 1650 / 9784