Category: News
ኢትዮጵያ ንስርቂ ረድኤት ዝምርምር ኮሚቴ ቆይሙ
Radio Erena: Monday, 26 June 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያን ወሃብቲ ረድኤት መሻርኽቱን፡ብተደጋጋሚ ክቐርብ ዝጸንሐ ክስታት ስርቅን ብልሹው ኣጠቓቕማን ቀረባት ረድኤት ዘጻሪ ሓባራዊ ቴክኒካዊ መርማሪ ኮሚቴ ከም ዘቖሙ [...]
ሶማል ኣብ ልዕሊኣ ጸኒዑ ዘሎ ናይ ኣጽዋር እገዳ ክለዓል ሓቲታ
Radio Erena: Sunday, 25 June 2023
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ክለዓለሉ ንቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ።
ንሱ ብ22 ሰነ ምስ ወከልቲ ናይቲ ቤት [...]
ፕረዚደንት ሩስያ፣ ኣብ ልዕሊ ዕጡቕ ጉጅለ ዋግነር ተሪር ስጉምቲ ከም ዝወስድ ኣጠንቂቑ
Radio Erena: Sunday, 25 June 2023
ፕረዚደንት ሩስያ ብላድሚር ፑቲን፣ ዕጡቕ ጉጅለ ዋግነር ንዝወሰዶ ስጉምቲ ተሪር ግብረመልሲ ክህበሉ ምዃኑ ኣጠንቂቑ።
እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዘጠንቐቐ፣ ሩስያ ኣብ ዩክሬይን [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ባሕቲ ሓምለ ኣብ ዝጅምር ቅድድም ብሽክለታ ቱር ዲ ፍራንስ፣ ንጋንትኡ መሪሑ ክሳተፍ’ዩ
Radio Erena: Sunday, 25 June 2023
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ በልጅማዊት ክለብ ኣንተኽማርሸ ቢንያም ግርማይ፡ ካብ ባሕቲ ሓምለ ክሳብ 23 ሓምለ ኣብ ዝካየድ፣ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር ቱር ደ ፍራንስ፣ ንጋን [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዝተፈላለያ መንገድታት ኣየር ዘዋህለሎ 95 ሚልዮን ዶላር ዕዳ ብህጹጽ ክኸፍል ተሓቲቱ
Radio Erena: Friday 23 June 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዝተፈላለያ መንገድታት ኣየር፣ በብእዋኑ ከዋህልሎ ዝጸንሐ 95 ሚልዮን ዶላር ዕዳ፣ ብህጹጽ ክኸፍል ኣህጉራዊ ማሕበር መጓዓዝያ ኣየር (IATA ) ሓቲቱ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ተታሒዘን ዘለዋ ክልተ መራኽብ ሪፖብሊክ ማልዲቭስ ንምልቓቕ ጻዕርታት ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: Friday 23 June 2023
ኤርትራ፣ ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ቀይሕ ባሕራ ኣትየን ዝተባህላ፣ ክልተ ነዳዲ ዘመላልሳ መራኽብ ከምዝቐየደት ኣህጉራዊ በዓል መዚ ኣገልግሎታት ወደብ ኣመልኪቱ።
እተን ናይ ሪፖ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ዘይሕጋዊ ተግባራትን ግፍዕታትን ከብቅዕ፣ ሃገራዊ ጽገና ክገብር ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: Friday 23 June 2023
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣምሪካ ብቀጻሊ ከምእትኹንኖ፣ ቀዋሚት ወኪል እታ ሃገር ኣብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራ [...]
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣመሪካን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ህሉው ወትሃደራዊ ኩነታት ሶማል ዘትዮም
Radio Erena: 22 June 2023
ብኣዛዚ እዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ምምሕዳር ዋሽንግተን ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ብምርኻብ፣ ኣብ ህሉ ኩነታት እ [...]
ኢትዮጵያ፣ ተቛሪጹ ዘሎ ረዲኤት ዝመጽእ ወርሒ ገለ ክፋሉ ንምጅማር ተስፋ ከምዘሎ ውድብ መግቢ ዓለም ገሊጹ
Radio Erena: 22 June 2023
ምስ ስርቅን ምጥፍፋእን ተተሓሒዙ ተቛሪጹ ዝርከብ ናብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ረዲኤት፣ ዝመጽእ ወርሒ ሓምለ ክጅምር ትጽቢት ከምዘሎ፣ ውድብ መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
ተሓጋጋዚት ዋና ዳይ [...]