Category: News
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልትኣዊ ዘተ ንምክያድ ሕቶ ኣቕሪቡ
Radio Erena: Friday, 22 September 2023
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተኣዊ ዘተ ንምክያድ፣ ናብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ሕቶ ከምዘቕረበ ተሓቢሩ።
ምምሕዳር ትግራይ ነዚ ሕቶ ዘ [...]
ዩክሬይን፣ ናብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝቐንዐ ናይ ኣእካል መኻዚኖታት ኣብ ኬንያ ክትሃንጽ’ያ
Radio Erena: Friday, 22 September 2023
ዩክሬይን፣ ናብ ሃገራት ምበራቕ ኣፍሪቃ ዝከፋፈል ኣእካል ዝኽዘነሉ ቦታታት፣ ኣብ ኬንያ ክትሃጽ ምዃና ኣፍሊጣ።
ዩክሬይንን ኬንያን ናብዚ ስምምዕ ዝበጽሓ፣ ፕረዚደ [...]
ሽቱትጋርት፣ ንቀዳም 23 መስከረም ተወዲቡ ዝነበረ ምትእኽኻር ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍ ብምምሕዳር ከተማ ተሰሪዙ
Radio Erena: Friday, 22 September 2023
ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ሽቱትጋርት፣ ንቀዳም 23 መስከረም ክካየድ ተመዲቡ ዝንበረ ምትእኽኻብ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብምምሕዳር እታ ከተማ ተሰሪዙ።
እቲ ምም [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝካየድ መጥቃዕቲ ንዘጋጥም ዘሎ ብድሆታት ንምምካት ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ
Radio Erena: Thursday, 21 September 2023
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ገስጋስ መጥቃዕቲ ሰራዊት እታ ሃገር ኣንጻር ኣልሸባብ ብድሆታት ገጢምዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት [...]
መስራትን ወናኒን ቤት ማሕተም መጻሕፍቲ ኣፍሪቃ ወርልድ ፕረስን ከምኡ ድማ ረድ-ሲ ፕረስን፣ ኣቶ ካሳሁን ቸኮል ተዓዋቲ ሽልማት ፔን ኤርትራ ኮይኑ
Radio Erena: Thursday, 21 September 2023
መስራትን ወናኒን ቤት ማሕተም መጻሕፍቲ ኣፍሪቃ ወርልድ ፕረስን (Africa World Press)፡ ረድ-ሲ ፕረስን (The Red Sea Press) ካሳሁን ቸኮል፥ [...]
ኢጣልያ፣ ምስ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታትን ምትሕግጋዝን ዘተኮረ ዘተ ኣካይዳ
Radio Erena: Thursday, 21 September 2023
ብዋሕዚ ስደተኛታት ኣብ ሻቕሎት እትርከብ ኢጣልያ፣ ምስተን ቀንዲ ምንጪ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን'የን ዝበለተን ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ምይይጥ ኣካይዳ።
[...]
ኮንጎ ብራዛቪል፣ ን39 ዓመት ኣብ ስልጣን ንዘሎ መራሒ ንምእላይ ፈተነ ዕልዋ ተኻይዱ ተባሂሉ ዝተጋውሐ ዜና ትነጽግ
Radio Erena: Wednesday, 20 September 2023
ብኮንጎ ብራዛቪል ኣብ እትፍለጥ፣ ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ን39 ዓመታት ስልጣን ብሒቱ ንዘሎ፣ ፕረዚደንት ደኒ ሳሱ ንጌሶ ንምእላይ ፈተነ ወትሃደራዊ ዕልዋ ከምዝተኻየደ [...]
ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ሚሊሻታት ቤጃን ግጭት ተኻይዱ
Radio Erena: Wednesday, 20 September 2023
ኣብ ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ሚሊሻታት ቤጃን ግጭት ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና ዓረብ ሓቢረን።
እቲ ብ18 መስከረም ዝተወልዐ ግጭት፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ’ውን እንተኾነ ገበናት ኵናት ይቕጽል ምህላዉ ክኢላታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጾም
Radio Erena: Wednesday, 20 September 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ መንጎ መንግስቲን ህወሓትን፣ ኣብ ሕዳር 2022፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝተኸተመ ስምምዕ ምቝራጽ ቶኽሲ'ውን እንተኾነ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ካርቱምን ፖርት ሱዳንን ክልተ መንግስታት ከይቀውም ይስጋእ
Radio Erena: Tuesday, 19 September 2023
ኣብ ሱዳን፣ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ፖለቲካዊ መፍትሒ ክርከበሉ ብዘይምኽኣሉ፣ ብክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት መንግስታት ካርቱምን ፖርትሱዳንን ከይቀውም ኣስጊኡ።
[...]