Category: News

1 101 102 103 104 105 969 1030 / 9682
ጂቡቲ ምስ ቐጠር ዝነበራ ዝምድና ንምዕባይ ተሰማሚዓ

ጂቡቲ ምስ ቐጠር ዝነበራ ዝምድና ንምዕባይ ተሰማሚዓ

Radio Erena: Thursday, 05 October 2023 ጂቡቲን ቐጠርን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ናብ ንቡር ዝተመልሰ ዝምድንአን ንምዕባይ'ዩ ተሰማሚዐን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ዝምድንአን ከዕብያ ዝተሰማምዓ፣ ፕረዚደንት እስ [...]
ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ወራር ቱዃን ሓያሎ ኣብያተ ትምህርቲ ይዕጸዋ

ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ወራር ቱዃን ሓያሎ ኣብያተ ትምህርቲ ይዕጸዋ

Radio Erena: Thursday, 05 October 2023 ኣብ ፈረንሳ፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ወራር ቱዃን ሓያሎ ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተዓጽዋ ምምሕዳር ከተማታት ኣፍሊጠን። ዛጊት ኣብ ወደባዊት ከተማ ማርሰይ፣ ምስ ስዊዘርላንድ [...]
ቻይና፣ ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝተሓጋገዙ ክኢላታት ናብ ኤርትራ ኣዋፊራ

ቻይና፣ ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝተሓጋገዙ ክኢላታት ናብ ኤርትራ ኣዋፊራ

Radio Erena: Thursday, 05 October 2023 መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ኤርትራ፣ እቶት ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝተሓጋገዙ ክኢላታት ናብ ኤርትራ ከምዘዋፈረ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር- ሺንሁዋ ሓቢሩ። ሚኒስትሪ [...]
ካብ ኲናት ዝሃደማ ደቂ ኣንስትዮ ዩክረይን ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ ይኾና

ካብ ኲናት ዝሃደማ ደቂ ኣንስትዮ ዩክረይን ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ ይኾና

Radio Erena: Wednesday, 04 October 2023 ካብ ኲናት ዝሃደማ ደቂ ኣንስትዮ ዩክረይን፣ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ ከም ዝኾናን እቲ ኪናት ዓመት ኣሕሊፉ ኣብ ዝሃድኣሉ ውን ንዝወረደን በሰላ ን [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ፈላሚ ምርጫ ፕረዚደንት እናተቓረበ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ መራሒ እታ ሃገር ምስ ፕረዚደንት ሩስያ ዘትዩ

ደቡብ ሱዳን፣ ፈላሚ ምርጫ ፕረዚደንት እናተቓረበ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ መራሒ እታ ሃገር ምስ ፕረዚደንት ሩስያ ዘትዩ

Radio Erena: Wednesday, 04 October 2023 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ናብ ሩስያ ዑደት ብምክያድ ምስ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ስምምዓት ከቲሙ። ፕረዚደንት፣ [...]
ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ ጎነጽ፣ ኣብ ደገ ኣብ ልዕሊ ዝርከባ ስድራቤታት ኤርትራ ሻቕሎት ፈጢሩ

ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ ጎነጽ፣ ኣብ ደገ ኣብ ልዕሊ ዝርከባ ስድራቤታት ኤርትራ ሻቕሎት ፈጢሩ

Radio Erena: Wednesday, 04 October 2023 ኣብ መንጎ ብስም ብርጌድ ንሓመዱ ዝተወደቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍን ዝካየድ ዘሎ ጎነጽን ምቅትታልን፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ንዝርከብ ሓያሎ [...]
ካብ ኣልሸባብ ከቢድ ብድሆ ዝገጠማ ሶማል፣ ምውጻእ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክደናጎ ሓቲታ

ካብ ኣልሸባብ ከቢድ ብድሆ ዝገጠማ ሶማል፣ ምውጻእ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክደናጎ ሓቲታ

Radio Erena: Tuesday, 03 October 2023 ካብ ኣልሸባብ ከቢድ ብድሆታት ገጢምዎ ዘሎ መንግስቲ ሶማል፣ ምውጻእ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክደናጎ ብወግዒ ሓቲቱ። ሰራዊተን ኣብ ሶማል ኣዋፊረን ዝር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደግ ክትውንን ናይ ህላዌኣ ሕቶ’ዩ ክብል ኣምባሳደራ ኣብ ቤልጁምን ትካላት ሕብረት ኤውሮጳን ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደግ ክትውንን ናይ ህላዌኣ ሕቶ’ዩ ክብል ኣምባሳደራ ኣብ ቤልጁምን ትካላት ሕብረት ኤውሮጳን ገሊጹ

Radio Erena: Tuesday, 03 October 2023 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደገ ክትውንን ናይ ህላዌኣ ሕቶ ምዃኑ፣ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ቤልጁም፣ ሉክዘምበርግን ትካላት ሕብረት ኤውሮጳን፣ ኣቶ ግሩም ኣባይ [...]
ኬንያ: ሓደ ሽሕ ፖሊስ ናብ ሃይቲ ክትልእኽ እያ

ኬንያ: ሓደ ሽሕ ፖሊስ ናብ ሃይቲ ክትልእኽ እያ

Radio Erena: Monday 02 October 2023 ሃይቲ ኣብ ካሪብያን እትርከብ ምስ ዶመኒካን ሪፖብሊክ ብሓባር ኣብ ሓንቲ ደሴት ዝቖመት ንእሽቶ ሃገር እያ። ዝበዝሕ ካብቲ 11.4 ሚልዮን ህዝባ ካብ ኣፍሪቃ ብኤውሮጳ [...]
ሱዳን: ጀነራል ኣል-ቡርሃን መፍትሒ ከናዲ ጸቕጢ ይግበረሉ

ሱዳን: ጀነራል ኣል-ቡርሃን መፍትሒ ከናዲ ጸቕጢ ይግበረሉ

Radio Erena: Monday 02 October 2023 ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ክልተ ጀነራላት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ሓሙሻይ ወርሑ ኣቑጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ሚልዮናት ድማ ካብ ቤ [...]
1 101 102 103 104 105 969 1030 / 9682