Category: ዜና ኤርትራ

1 89 90 91 92 93 628 910 / 6280
ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ሎሚ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ክጅምሩ’ዮም

ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ሎሚ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ክጅምሩ’ዮም

Radio Erena: 29 December 2022 ሓይልታት ትግራት፣ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ካብ ሎሚ ሓሙስ 29 ታሕሳስ ንሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከረክብ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ፣ ኣምኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣ [...]
ኣብ ኤርትራ 5.5 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ፣ ጀርመናዊ ትካል ምርምር ጀኦሳይንስ ኣፍሊጡ

ኣብ ኤርትራ 5.5 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ፣ ጀርመናዊ ትካል ምርምር ጀኦሳይንስ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 27 December 2022 ኣብ ኤርትራ 5.5 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ፣ ጀርመናዊ ትካል ምርምር ጀኦሳይንስ ኣፍሊጡ። እቲ ብዕለት 26 ታሕሳብ ኣብ ከባቢ ሰዓታት 3 ድሕሪ ቀትሪ ከምዘ [...]
ስምምዕ ኣልጀርስ ተግባራዊ ክኸውን፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ ክብል ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ

ስምምዕ ኣልጀርስ ተግባራዊ ክኸውን፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ ክብል ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ

Radio Erena: 26 December 2022 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኣልጀርስ ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም፣ ተግባራዊ ክኸውን፣ ነዚ ናይ ሕጂ ቅልውላው ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ ክብል ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ። [...]
ፈ.መ. ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ንዝበጽሑዎ ስምምዕ ሕብረት ኤውሮጳ ሞጒሱ

ፈ.መ. ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ንዝበጽሑዎ ስምምዕ ሕብረት ኤውሮጳ ሞጒሱ

Radio Erena: 25 December 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ናይ ተዓዛብነትን ሽምግልናን መሰል ንሕብረት ኣፍሪቃ ክህቡ ምስምሞዖም፣ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ። እቲ ሕብረት ብ [...]
ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር

ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር

Radio Erena: 25 December 2022 ግብጺ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽራ ዝጸንሓ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር ኣላ ዝብል ክሲ ቀሪቡዋ። እተን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ደሴታት፣ ኣብ ትሕቲ ወተሃደ [...]
ኣማሓዳሪ ዞባ ዳርፉር፣ ሚኒ ኣርኮ ሚናዊ ምስ መራሕቲ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን ዘትዩ

ኣማሓዳሪ ዞባ ዳርፉር፣ ሚኒ ኣርኮ ሚናዊ ምስ መራሕቲ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን ዘትዩ

Radio Erena: 22 December 2022 ካብ ነሓሰ 2021 ኣትሒዙ ኣማሓዳሪ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኮይኑ ዝተመዘዘ፣ ሚኒ ኣርኮ ሚናዊ ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ብምትኳር ምስ መራሕቲ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን ዘትዩ። ሚ [...]
ቀዳማይ ዙርያ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ኣብ ታዕሊም ዝጸንሑ ሶማላውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም

ቀዳማይ ዙርያ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ኣብ ታዕሊም ዝጸንሑ ሶማላውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም

Radio Erena: 22 December 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት ሰለስተ ዓመታት ኣብ ታዕሊም ጸኒሖም ዝተባህሉ ኣስታት 5 ሽሕ ሶማላውያን፣ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጀሚሮም። ቀዳማይ ዙርያ ናይቶም ተመለስቲ ወትሃደራት፣ ብ2 [...]
ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ናብ ዓዶም ክምለሱ ምዃኖም ፕረዚደንት እታ ሃገር ገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ናብ ዓዶም ክምለሱ ምዃኖም ፕረዚደንት እታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 21 December 2022 ካብ 2019 ኣትሒዞም በብእዋኑ ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ወትሃደራት ሶማል ክሳብ ጥሪ 2023 ናብ ዓዶም ክምለሱ ምዃኖም ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ። እቲ ፕ [...]
‘ኤርትራ፣ 1.1 ሚልዮን ህዝቢ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ የድልዮ።’ UNICEF

‘ኤርትራ፣ 1.1 ሚልዮን ህዝቢ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ የድልዮ።’ UNICEF

Radio Erena: 19 December 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ልዕሊ 1.1 ሚልዮን ህዝቢ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘድልዮ ማዕከን ንቆልዑ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ነዚ ዝመጽእ ዓመት፣ ንኤርትራ ዝምል [...]
1 89 90 91 92 93 628 910 / 6280