Category: ዜና ኤርትራ
ኤርትራ እታ እንኮ ኣብ ኣኼባ ነጻ ንግዲ ኣፍሪቃ ዝቦኾረት ሃገር ኮይና
Radio Erena: 19 February 2023
ኤርትራ ካብ ኣኼባ ስምምዕ ነጻ ኣህጉራዊ ንግዲ ኣፍሪቃ ቦኺራ።
ኣብዚ “ምፍጣን ትግባረ ስምምዕ AFCFTA”ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ 15ን 16 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተቓንዐ ኣ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቡን ህዝቢ ትግራይን ብዘውረዶ ግፍዕታት ኣብ መዝገብ ሓደጋ ባርባራውነት ሰፊሩ
Radio Erena: 17 February 2023
ብማእከል ሓላፍነት ንምክልኻል ጭቁናት ህዝብታት ዝፍለጥ ተቛም ኣብ ዘውጽኦ መበል 335 ናይ መጠንቀቕታ ጽሑፉ፡ ኤርትራ ንሶርያን ሀይትን ተኸቲላ እያ ኣብቲ ዝርዝር ኣትያ። በዚ ድማ [...]
ኣሜሪካ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ይወጽእ ምህላዉ ኣፍልጦ ሂባ
Radio Erena: 16 February 2023
ኣሜሪካ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ይወጽእ ምህላዉ ከም እትፈልጥ፡ኣፈኛ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ነድ ፐራይስ ገሊጹ።
ንሱ ነዚ ዝገለጸ ብሰኑይ 13 ለካቲት ምስ ጋዜጠኛታት ኣብ [...]
ስድራቤት ካብ ኢትዮጵያ ዝተጨውዩ መንእሰያት ድሃይ ደቆም ይሓቱ
Radio Erena: 15 February 2023
ካብ ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ኤርትራ ናይ ዝተጨውዩ መንእሰያት ስድራቤት፡ሃላዋት ደቆም ክንገሮም ጠሊቦም።
ኣዲስ ስታንዳርድ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ [...]
ኤርትራ ካብ ዕደና ቢሻ ልዕሊ 300 ሚልዮን ዶላር ግብሪ ከም ዝኣከበት ተፈሊጡ
Radio Erena: 15 February 2023
መንግስቲ ኤርትራ ካብ መዐደኒ ቢሻ ብግብርን ካልእ ብጽሒታትን ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ኣታዊ ምግባሩ ተሓቢሩ።
ኣቦ ወንበር ናይቲ ኣብ ኤርትራ ናይ ዕደና ንጥፈታት ዘካይድ [...]
ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ኣብ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ጽርግያ፡ ቀዳማይ ብምውጻእ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ኮይኑ
Radio Erena: 14 February 2023
ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ሄኖክ ሙሉብርሃን፡ ትማሊ ሰኑይ 13 የካቲት፡ ኣብ ኣክራ ርእሰ ከተማ ሃገረ ጋና ኣብ ዝተሰላሰለ፡ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ጽርግያ፡ ቀዳማይ ብምውጻእ [...]
ሓያሎ ሃገራት ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ኬንያ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 13 February 2023
ሓያሎ ሃገራት ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ሎሚ 13 ለካቲት ኣብ ኬንያ፣ ዞባ ኢሶሎ ክፍልም'ዩ።
እቲ ብእዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ተወዲቡ ዝካየድ ሓባራዊ ልምም [...]
ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንዐ ማዕቀብ ክግበር፤ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ
Radio Erena: 12 February 2023
ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንዐ ማዕቀብ ክግበር፤ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ።
እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ መሰላት ብሓሙስ 9 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ኬንያ ብጋዜጠኛታት ንዝቐረበሎ ሕቶታት ዝሃቦ መልሲ መዘራረቢ ኮይኑ
Radio Erena: 11 February 2023
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፣ ብሓሙስ 9 ለካቲት፣ ኣብ መዛዘሚ ናይ ኬንያ መገሽኡ፡ ካብ ጋዜጠኛታት ንዝቐረበሉ ሕቶታት ዝሃቦ ምላሽ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ማዕከናት ዜና ዓለምን ማሕበራ [...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ 525 ቶን ዓሳ ተኣኪቡ።’ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ
Radio Erena: 10 February 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ 525 ቶን ዓሳ ከምዝተኣከበ፣ ንሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ፣ ኣቶ ሑሴን መዓውያ ብምጥቃስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሓቢራ።
እታ [...]