Category: ዜና ኤርትራ
ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ሚሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ገበን ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ምፍጻሞም ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ገሊጹ
Radio Erena:21 March 2023
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሚሊሻታት ኣምሓራን፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት፣ ጃምላዊ ቅትለትን ዓመጽ ደቂንስትዮን ዝርክብዎ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸሙ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻ [...]
ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኡጋንዳ’ውን ንዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራት ሃገሩ በጺሑ
Radio Erena: 20 March 2023
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኡጋንዳ ንዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራት ሃገሩ ከምዝበጽሐ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ኣብ ኡጋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካይድ [...]
ዓሰብ፣ ዘይሕጋዊ መሸጣ ጫት እናሳዕረረ ምምጽኡ ተሓቢሩ
Radio Erena: 20 March 2023
ኣብ ወደባዊት ከተማ ዓሰብ፣ ዘይሕጋዊ መሸጣ ጫት እናሳዕረረ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ኣቐዲሙ፣ ኣብታ ከተማን ከባቢኣን፣ ካብ የመን ብሕቡእ ብውሑድ ዓቐን ዝኣተወ ጫት ይርአ ምንባሩ [...]
‘ኤርትራዊ ስደተኛ’ ኣብ ፈረንሳ፣ ንነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ ካብ ሓሙሻይ ደርቢ ኣጽዲፉ ቀቲሉዋ
Radio Erena: 20 March 2023
ኣብ ምዕራባዊ ፈረንሳ፣ ኣብ እትርከብ ከተማ 'ፕዋትየኽ' (Poitiers)፣ ንነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ ካብ ሓምሻይ ደርቢ ኣጽዲፉ ዝቐተላ 'ኤርትራዊ' ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ፖሊስ ኣፍሊጡ። [...]
ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል: ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ተኻዪዱ
Radio Erena: 19 March 2023
ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኻዪዱ።
እቲ ብዕለት 15 መጋቢት ኣብ ከተማ ሪያድ ዝተኻየደ ዘተ፣ ወከልቲ ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃ [...]
ፈረምቲ መቐናዊ ስምምዕ፡ናይ መወዳእታ ስምምዕ ክነድፉ ወሲኖም
Radio Erena: 17 March 2023
ኣብ ሱዳን ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምስራት ክሰርሑ ዝጸንሑ፡ ኣብ መቓናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዝፈረሙ ወተሃደራውን ሲቪላውን ክንፍታት፡ ናይ መወዳእታ ስምምዕ እትነድፍ ኮሚቴ ክምስ [...]
ኤርትውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፡ናይ ጽሬት መዓልቲ ወዲቦም
Radio Erena: 16 March 2023
ኤርትራውያን ተቐማጦ ካምፓላ፡ ኡጋንዳ፡ ንሓደ መዓልቲ ዝጸንሕ ናይ ጽሬት መደብ ወዲቦም።
እቲ ብሓድሽ ዝተመስረተ ማሕበር ኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ተወዲቡ፡ ን 25 መጋቢት ክካየ [...]
ኣብ መቃናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዘይፈረሙ ሓይልታት ንሳቶም ዘይሳተፍዎ መሰጋገሪ መንግስቲ ከይምስረት ጸዊዖም
Radio Erena: 15 March 2023
ኣብ ጽባሕ ምክትል ፕረሲደንት ሱዳን ናብ ኤርትራ ዑደት ምክያዱ፤ኣብ መቃናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዘይፈረሙ ሓይልታት ንሳቶም ዘይሳተፍዎ መሰጋገሪ መንግስቲ ከይምስረት ጸዊዖም።
ሰክረ [...]
ቁጠባ ኤርትራ ኣብ 2023 ከንቆልቁል ከም ዝኽእል ተኣሚቱ
Radio Erena: 13 March 2023
ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ፡ ቁጠባ ኤርትራ ኣብዚ ዓመት፡ ከንቆልቁል ከም ዝኽእል ኣሚቱ።
ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ ቁጠባ ኤርትራ ካብቲ ንሃገራት እዚ ዞባ ኣመልኪቱ ዘቐመጦ ናይ 3 [...]
ኤርትራ ብስርዓተ ደሞክራሲ ናይ ዝበኣሰ፡ ዝበኣሰት ደረጃ ሒዛ
Radio Erena: 12 March 2023
ፍሪዶም ሃውስ ዝተባህለ ጉጅለ ኣብ ዘውጽኦ ናይ 2023 ጸብጻቡ ኤርትራ ኣብ መዳይ ዴሞክራሲ፡ ካብተን ዝኸፍኣ ዝበኣሰት ዝብል ደረጃ ከምዝሓዘት ኣፍሊጡ።
እቲ ካብ ዝምስረት መበል 50 ዓመ [...]