Category: ዜና ኤርትራ

1 82 83 84 85 86 633 840 / 6327
‘ክሲ ገበን ወትሃደራዉን ሲቪላውን መራሕቲ ህወሓት ተቛሪጹ።’

‘ክሲ ገበን ወትሃደራዉን ሲቪላውን መራሕቲ ህወሓት ተቛሪጹ።’

Radio Erena: 30 March 2023 ብገበን ናይ ዝተጠርጠሩ ወትሃደራውያን ሲቪላውን መራሕቲ ህወሓት ክሲ ከምዝተቛረጸ ሚኒስትሪ ፍትሒ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትይጵያ፣ ብሓሙስ 30 መጋቢት፡ ኣብ ዘውጽኦ [...]
ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 27 ሽሕ ኤርትራውያን ምህላዎም ተገሊጹ

ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 27 ሽሕ ኤርትራውያን ምህላዎም ተገሊጹ

Radio Erena: 30 March 2023 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 27 ሽሕ ኤርትራውያን ከምዘለዉ፣ ንጸብጻብ መንግስቲ ብምውካስ መርበብ ዜና ሞኒተር ሓቢሩ። ኤርትራውያን ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ ንግድን ወፍርን ብዝገብርዎ ምንቅስቃ [...]
ኤርትራ፣ 10ታት ሶማላውያን ተዓቝቦሙላ ዝጸንሑ እንኮ መዓስከር ስድተኛታት ጠቕሊላ ተዓጽያ

ኤርትራ፣ 10ታት ሶማላውያን ተዓቝቦሙላ ዝጸንሑ እንኮ መዓስከር ስድተኛታት ጠቕሊላ ተዓጽያ

Radio Erena: 28 March 2023 ኣብ ኤርትራ ኣብ እትርከብ፣ እንኮ መዓስከር ስደተኛታት እምኩሉ ዝጸንሑ 10ታት ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እታ ኣብ ከባቢ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ እትርከብ መዓስክር [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ከተማ ካምፓላ ወለንታዊ ናይ ጽሬት ወፈራ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ከተማ ካምፓላ ወለንታዊ ናይ ጽሬት ወፈራ ኣካይዶም

Radio Erena: 27 March 2023 ኣብ ኡጋንዳ፣ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ወለንታዊ ናይ ጽሬት ወፈራ ከምዘካየዱ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ኣብ ካንሳንጋ፣ ኣብ ዝርከብ ሓያሎ ከባቢታ [...]
ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ዝተነጽገ ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊስ፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክፋነዉ፣ ዝብል እማመ ቀሪቡ

ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ዝተነጽገ ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊስ፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክፋነዉ፣ ዝብል እማመ ቀሪቡ

Radio Erena: 26 March 2023 ናይ ዑቕባ መሰል ዘይተዋህቦም ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊዘርላንድ፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክፋነዉ፣ ዝብል እማመ ቀሪቡ። ነቲ እማመ ዘቕረበ ኣባል ቆንስል ዳምያን ሚዩለር፣ ብገ [...]
ኤርትራን ኢትይጵያን ብኣመሪካ ንዝቐረበለን ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ነጺገን

ኤርትራን ኢትይጵያን ብኣመሪካ ንዝቐረበለን ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ነጺገን

Radio Erena: 24 March 2023 መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንዝቐረበሎም ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ነጺጎም። "ጸሓፍ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ መርትዖ ዘይብሉን ጸለሎ ዝቐብ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ግዜያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኸውን ብወግዒ ሸይምዎ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ግዜያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኸውን ብወግዒ ሸይምዎ

Radio Erena: 23 March 2024 ብማእከላይ ባይቶ ህወሓት፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኸውን ዝተረቝሐ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብወግዒ ተሸይሙ። ቤት ጽሕፈት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
ኤርትራ እትርከበን 37 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝበኣሰ ዋሕዲ ሰብ ሞያ ጥዕና ከምዘለወን ተገሊጹ

ኤርትራ እትርከበን 37 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝበኣሰ ዋሕዲ ሰብ ሞያ ጥዕና ከምዘለወን ተገሊጹ

Radio Erena: 23 March 2023 ኤርትራ እትርከበን 37 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዋሕዲ ብቑዓት ሰብ ሞያ ጥዕና ዘለወን ሃገራት ምዃነን ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ውድብ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ብደረ [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ‘ህወሓት ሽበራዊ’ዩ’ ንዝብል ውሳኔ ኣልዒልዎ

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ‘ህወሓት ሽበራዊ’ዩ’ ንዝብል ውሳኔ ኣልዒልዎ

Radio Erena: 22 March 2023 ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ምስ ምውላዕ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሽበራዊ'ዩ ክብል፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ንዘሕለፎ ውሳኔ፣ ሎሚ ረቡዕ 22 መጋቢት ኣልዒል [...]
ሩስያ፣ 43 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተጋብኡሉ ዋዕላ ተኻይዱ

ሩስያ፣ 43 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተጋብኡሉ ዋዕላ ተኻይዱ

Radio Erena:22 March 2023 ኣብ ሩስያ፣ ወከልቲ ልዕሊ 50 ሃገራት ዝተሳተፍዎ ዋዕላ፣ ካብ 19 ክሳብ 20 መጋቢት ተኻይዱ። ኣብቲ 'ኣህጉራዊ ዋዕላ ባይቶ' ዝተሰምየ፣ ኣብ ከተማ ሞስኮ ዝተኻያደ ኣኼባ ሩስያን [...]
1 82 83 84 85 86 633 840 / 6327