Category: ዜና ኤርትራ

1 79 80 81 82 83 633 810 / 6327
ኤርትራዊ ኣትለት፣ ንጋንታ ስደተኛታት ብምውካል ኣብ ኦሎሞፒክ ፓሪስ 2024 ክወዳደር’ዩ

ኤርትራዊ ኣትለት፣ ንጋንታ ስደተኛታት ብምውካል ኣብ ኦሎሞፒክ ፓሪስ 2024 ክወዳደር’ዩ

Radio Erena: 25 April 2023 ኣብ እስራኤል ዝነብር ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ኣትለት ተኽለወይኒ ገብረየሱስ፣ ንጋንታ ስደተኛታት ብምውካል፣ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ንኽወዳደር ተሓርዩ። መርበብ ሓበሬታ ኦሎምፒክ ብ [...]
ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ካብ ሱዳን ዜጋታተን የውጽኣ ኣለዋ

ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ካብ ሱዳን ዜጋታተን የውጽኣ ኣለዋ

Radio Erena:24 April 2023 ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ሱዳን ዝጸንሑ ዜጋታተን የውጽኣ ኣለዋ። ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ኤምባሲኣ ንግዜኡ ከምዝዓጸወት ብምግላጽ፣ ሰራሕተኛታት 'ቲ ኤምባሲ ዝርከብዎም [...]
‘ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕታት፣ ዘይንቡርን ክብርታት ሕብረተሰብ ዘነውርን’ዩ።’ ክብሉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም

‘ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕታት፣ ዘይንቡርን ክብርታት ሕብረተሰብ ዘነውርን’ዩ።’ ክብሉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም

Radio Erena: 24 April 2023 'ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝፍጸም ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕታት ዘይንቡርን ክብርታት ሕብረተሰብ ዘነውርን ምዃ [...]
‘ ኣብ ዶባት ሱዳን መጥቃዕቲ ኣይፈጸምናን’ ቀ/ሚ ኣብይ

‘ ኣብ ዶባት ሱዳን መጥቃዕቲ ኣይፈጸምናን’ ቀ/ሚ ኣብይ

Radio Erena: 23 April 2023 ‘ኢትዮጵያ ንህሉው ኩነታት ሱዳን ተጠቒማ፣ ኣብ ዶባት መጥቃዕቲ ፈጺማ’ ንዝብል ብማዕከናት ዜና ሱዳን ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። እቲ ቀ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 22 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ቀዳም 22 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: Saturday, 22 April 2023 Radio Erena · ቀዳም 22 ሚያዝያ 2023   [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ዝዋፈሩ 800 ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ልኢኻ

ኣመሪካ፣ ኣብ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ዝዋፈሩ 800 ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ልኢኻ

Radio Erena: 21 April 2023 ኣመሪካ፣ ከም ኣካል ናይቲ ቶምሃውክ ዝተሰምየ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ዝዋፈሩ ኣስታት 800 ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። ኦክልሃማ ካብ ዝርከብ ሃገራዊ ሰራዊት፣ [...]
ሱዳን፣ ኣሽሓት ዜጋታት ኤርትራ ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቂሮም፣ ሓያሎ ዜጋታት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣሽሓት ዜጋታት ኤርትራ ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቂሮም፣ ሓያሎ ዜጋታት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም

Radio Erena: 20 April 2023 ኣብ ሱዳን፣ ሓሙሻይ መዓልቲ ኣቝጺሩ ኣብ ዘሎ ኵናት፣ ሓያሎ ዜጋታት ኢትዮጵያ ከምዝተቐትሉ ዝተፈላለዩ ወገናት ሓቢሮም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን፣ ሓያሎ ዜጋታት ሃገሩ ከምዝተቐት [...]
‘ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘንበረቶ እገዳ፣ ኣህጉራዊ ንግዲ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኮይኑ ኣሎ።’ ኣቶ የማነ ገብረኣብ

‘ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘንበረቶ እገዳ፣ ኣህጉራዊ ንግዲ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኮይኑ ኣሎ።’ ኣቶ የማነ ገብረኣብ

Radio Erena: 17 April 2023 ኣመሪካ፣ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኵናት ብዝተሓሓዝ፣ ኣብ ሕዳር 2021፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘንበረቶ እገዳ፣ ኣህጉራዊ ንግዲ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኮይኑ ከምዘሎ፣ ኣማኻሪ ፕረዚደንት፣ [...]
ኣስመራ፣ ካብ ዩቱብ ፊልምታት ብምቕዳሕ ዘርጊሐን ዝተባህላ ትካላት ተዓሺገን

ኣስመራ፣ ካብ ዩቱብ ፊልምታት ብምቕዳሕ ዘርጊሐን ዝተባህላ ትካላት ተዓሺገን

Radio Erena: 17 April 2023 ኣብ ኣስመራ፣ ካብ ዩቱብ ፊልምታት ብምቕዳሕ ዘርጊሐን ዝተባህለ 25 ትካላት መሸጣ ኤለኢክትሮኒክስ ከምዝተዓሸጋ፣ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ገሊጹ። እቲ ብመንግስቲ ዝውነን ኣገልግሎት [...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኣል-ቡርሃንን ሕሚቲን ብዝተወለዐ ግጭት፣ ከተማ ካርቱም ትናወጽ

ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኣል-ቡርሃንን ሕሚቲን ብዝተወለዐ ግጭት፣ ከተማ ካርቱም ትናወጽ

Radio Erena: 16 April 2023 ኣብ መንጎ ኣቦ ወንበር ላዕለዋይ ቆንስል ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃንን፤ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሰራዊት ሓምዳን ዳግሎን ፈኸም ክብል ዝጸንሐ ፖለቲካዊ ምፍሕፋሕ፤ ናብ ብረታዊ ጎንጺ ኣምሪሑ። [...]
1 79 80 81 82 83 633 810 / 6327