Category: ዜና ኤርትራ
ፖሊስ ጀርመን፣ ኣብ ጊሰን ክልዓለ ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ኤርትራውያን ንምግታእ ምድላዋቱ ከምዘጻፈፈ ኣፍሊጡ
Radio Erena: Wednesday, 05 July 2023
ፖሊስ ጀርመን፣ ኣብ ፌስትቫል ጊሰን፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ክልዓል ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ንምግታእ ምድላዋቱ ከምዘጻፈፈ ኣፍሊጡ።
መደበር ፖሊስ ከተማ ጊሰን [...]
ጀርመን፣ ንሓንቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ብኻራ ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: Tuesday, 04 July 2023
ኣብ ደቡባዊ ጀርመን፣ ኢለሪክበርግ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ጎደና ናይ ካራ መጥቃዕቲ፣ ብምፍጻም፣ ንጓል 14 ዓመት ቆልዓ ዝቐተለን ንኻልእ ጓል 13 ዓመት ድማ ብጽኑዕ ዘ [...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትፍጽሞ ዘላ መጥቃዕታት፣ ንጸጥታ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዘርግ’ዩ።’ የመን
Radio Erena: Tuesday, 04 July 2023
ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትገብሮ ዘላ መጥቃዕታት፣ ንጸጥታን ርግኣትን ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዘርግ ምዃኑ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ የመን ኣጠንቂቑ።
እቲ ሚ [...]
ኤርትራ፡ ኣብ ዩኔስኮ ኣንጻር ኣመሪካ ኣድሚጻ
Radio Erena: Sunday, 02 July 2023
ንኣመሪካ ናብ ዓለምለኻዊ ውድብ ትምህርቲ፡ ስነ ፍልጠትን ባህልን ዩኔስኮ ንምምላስ ኣብ ዝተገብረ ድምጺ፡ ኤርትራ ኣይፋል ኣድሚጻ።
ኣብቲ ብዓርቢ 30 ሰነ ዝተኻየደ ድምጺ ናይ ምሃ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 01 ሓምለ 2023 ፈነወና
Radio Erena: Saturday, 01 July 2023
Radio Erena · ቀዳም 01 ሓምለ 2023
[...]
‘ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ብዘይድሌቶም ከይትመልስ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ንዘራረብ ኣለና።’ ክብል UNHCR ሓቢሩ
Radio Erena: Friday, 30 June 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይድሌቶም ናብ ኤርትራ ከይመልሶም፣ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይዘራረብ ከምዘሎ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡ [...]
ፌስቲቫል ህግደፍ ኣብ ጊሰን ብሰንኪ ውሕስነት ጸጥታ ተሰሪዙ
Radio Erena: Thursday, 29 June 2023
ን7ን 8ን ሓምለ፣ ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ ውሕስነት ጸጥታኡ ክረጋገጽ ብዘይምኽኣሉ ከምዝተሰረዘ፣ ምምሕዳር እታ ከተማ፣ ሎሚ [...]
ናይ ሎሚ ሓሙስ 29 ሰነ 2023 ፈነወና፦
Radio Erena: Thursday, 29 June 2023
Radio Erena · ሓሙስ 29 ሰነ 2023
[...]
ብዕብየታ ቀዳማይ ደረጃ እትሕዝ መዘገበ ቃላት እንግሊዝ- ብሊን ተዘርጊሓ
Radio Erena: Wednesday, 28 June 2023
ብዓብደላ ኣብራሃ ዝተዳለወት፣ ዛጊት ዝዓበየት ምዃና እትጥቀስ መዝገበ ቃላት ቋንቋታት እንግሊዝ - ብሊን ኣብ ኣገልግሎት ውዒላ።
እዛ 'ጃህራይ' ዝተሰምየት መዝገብ [...]
ናይ ረቡዕ 28 ሰነ 2023 ፈነወና፦
Radio Erena:- Wednesday, 28 June 2023
Radio Erena · ረቡዕ 28 ሰነ 2023
[...]