Category: ዜና ኤርትራ
ኣብ ኣስመራ ጸልማት ተጎልቢቡ ዝፍጸም ዝምታን ክትራንን ይስዕርር።
ኣብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ጸላማት ተጎልቢቡ ዝፍጸም ዝምታ እናዛየደ ይምጸእ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ርእሰ ከተማ ኣስመራ፣ ጉዳይ ስርቕን ዝምታን ካብ ኣውራ ዕላላት ኮይኑ ከምዘሎ ዝጠቐሱ እቶም ምንጭታት፣ ብፍላይ [...]
ዒድ ኣልፈጥሪ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻእን ብድምቐት ተባዒሉ።
ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመንቲ ምስልምና፣ ንዒድ ኣልፈጥሪ ብድሙቕ ሃይማኖታዊ በዓል ጸንቢሎሞ። ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወጻኢ ሃገራትን ዝርከቡ ኣመንቲ ምስልምና፣ ኣብ ከከተማኦም ናብ ዝርከብ መሳጊድ ብምዃድን ናይ ሓ [...]
ብሪጣንያ፣ ኤምባሲ ኤርትራ ምኽፋል ክልተ ካብ ሚእቲ እናቐጸሎ ምጽቓጣ ትንቐፍ
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ኣብታ ሃገር ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ምእካብ ዘይሕጋዊ ክልተ ካብ ሚእቲ እናቐጸሎ መንግስቲ ብሪጣንያ ስቕታ ምምራጹ ኒውስ ስቴትስ መን ነቒፋ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ብሪጣንያ ንኤምባሲ ኤርትራ መጠንቐቕታ ሂባ [...]
ካብ ጢዖ ዝተበገሱ ሓያሎ ኤርትራውያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሃለዋቶም ጠፊኡ
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ጢዖ ተበጊሶም ብንእሽቶ ጃልባ ቀይሕ ባሕሪ ብምስንጣቕ ናብ የመን ንምስጋር ዝፈተኑ 10ታት ኤርትራውያን ሃለዋቶም ከምዝጠፍአ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ብውሕዱ ሰለስተ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝርከ [...]
”መንግስቲ ኤርትራ፣ ሕጂ’ውን ጸጥታ ሶማልያ ንምዝራግ ይሰርሕ ኣሎ” ተቖጻጻሪ ጉጅለ
ካብ 2009 ኣትሒዙ ንዝተነብረሉ እገዳ ክልዓል ዝሓትት ዘሎ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሕጂ’ውን ኣንጻር መንግስቲ ሶማል ንዝኾኑ ዝተፈላለዩ ወገናት ብምድጋፍ ጸጥታ እታ ሃገር ንምዝራግ ይሰርሕ ኣሎ ክብል ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት [...]
መ. ኤርትራ፣ ክሳብ 55 ዓመት ዝዕድሚኦም ዜጋታት ናብ ማእቶት ከዋፍሮም’ዩ
ብምሕድራ ዓቕሚ ሰብ ባይታ ዘቢጡ ዝርከብ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣቐዲሙ ብረት ንዝዕጠቖም ክሳብ 55 ዓመት ዝዕድሚኦም ዜጋታት ናብ ማእቶታዊ ንጥፈታት ከዋፍሮም መዲቡ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ብምምሕዳራት ተወ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 83 ስደተኛታት ካብ ምጥሓል ድሒኖም
ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ መኣዝና ኣጥፊኣ ኣብ ናይ ምትሓል ሓደጋ ኣብ ዝነበረትሉ እቶም ስደተኛታት ብቱኒዝያውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክድሕኑ ከምዝኸኣሉ ኣል ዓረብ [...]
ማሕበረ ሰብ ዓለም ንእስራኤል ይነቅፍ
እስራኤል 14 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ምምላሳ፣ ካብ ማሕበረ ሰብ ዓለም ነቐፌታ ይወርዳ ኣሎ። መንግስቲ እስራኤል ነቶም ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ዝመለሰሉ ምኽንያት ብድሌቶም’ዩ ይብል እኳ እንተሎ፣ እቶም ንልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ ማእሰ [...]
ኤርትራውያን ኣትሌታት፣ ብሰንኪ መእተዊ ቪዛ ካብ ውድድር ተሪፎም
ኣብ ዩኪሬን ከተማ ዶነስክ ኣብ ዝተኻየደ ኣህጉራዊ ውድድር ኣትለቲክስ ንምስታፍ ካብ ዝተበግሱ ሓያሎ ኤርትራውያን ኣትሌታት፣ ብሰንኪ መእተዊ ቪዛ ካብ ኣስመራ ክነቕሉ ከምዘይክኣሉ ተሓቢሩ። እቶም ሓያሎ ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኩሉ [...]
ባይቶ ቤጃ፣ ካብ ዝኸተሞ ውዕል ስምምዕ ክስሕብ’ዩ
ብመንጎኝነት መግስቲ ኤርትራ ኣብ 2006 ምስ ፕረዚደንት ኣልበሽር ስምምዕ ሰላም ዝኸተመ ኣካል ምንቕስቓስ ምብራቕ ሱዳን ዝኾነ ባይቶ ቤጃ፣ ካብቲ ስምምዕ ክስሕብ ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። ባይቶ ቤጃ፣ ብመሰረት እቲ ኣብ ኣስመራ ዝኸተ [...]