Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ጎደናታት ኣስመራ፣ ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸ መግብን መድሃኒታትን ይሽየጥ ምህላዉ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ፈጢሩ
Radio Erena: 27 August, 2014 ኣብ ሓያሎ ጎደናታት ኣስመራ፣ ጥዕንኡን ብቕዓቱን ዘየተረገጋጸ መግብን መድሃኒታትን ክሽየጥ ይርአ ምህላዉ፣ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ፈጢሩ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም። ከም ዘ [...]

ኣብ ገምጋም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ፣ 170 ስደተኛታት ከምዝሞቱ ተረጋጊጹ
Radio Erena: 27 August, 2014 170 ስደተኛታት ሒዛ ብ22 ነሓሰ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ፣ ብምሉኦም እቶም ስደተኛታት ከምዝሞቱ መንግስቲ ሊብያ ኣረጋጊጹ። ኣብ ፈለማ ናይ ናይ ኣስታት 30 ሬሳ ጥራይ [...]

ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ኣምሊጡ
Radio Erena: 27 August, 2014 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ተሳቲፉ ናብ ሃገሩ ዝምለስ ዝነበረ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ሃገሩ ድሕሪ ምብጽሑ፣ ብሓደ ካብ ኣባላት ሓለዋ ናይቲ ኤር [...]

መንገዲ ኣየር ቱርኪ፣ 200 ኢራናውያን ኣብረርቲ ምቑጻሩ፣ ዕዳግኡ ከንቖልቑል ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 26 August, 2014 ብሰንኪ ዋሕዲ ኣብረርቲ ተዋጢሩ ከምዝጸንሐ ዝገለጸ መንገዲ ኣየር ቱርኪ፣ 200 ኢራናውያን ኣብረርቲ ብምቑጻሩ፣ ኣብ ዕዳጋ ከቢድ ክሳራ ከጋጥሞ ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ። እቲ መንገዲ ኣየር፣ ካ [...]

ኤርትራን ናይ እትርከበን ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ኬንያ ኣኼባ የካይዱ
Radio Erena: 26 August, 2014 ኣዘዝቲ ፖሊስ ኤርትራ ናይ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኬንያ ወደባዊት ከተማ ሞምባሳ ኣኼባ የካይዱ ከምዘለዉ ሻንጋይ ደይሊ ገሊጹ። ኣዛዚ ፖሊስ ኬንያ፣ ዳቪድ ኪመዮ ንማዕከናት ዜ [...]

ጭፍራ መራኽብ ኢራን ኣብ ወደብ ጅቡቲ ተጸጊዐን
Radio Erena: 26 August, 2014 ጭፍራ መራኽብ ኢራን፣ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝተጸግዓ ፕረስ ቲቪ ገሊጹ። እተን ሄሊኮፕተራትን ሚሳይላትን እትስከም ዓባይ ናይ ኵናት መርከብ እትርከበን ጭፍራ መራኽብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕርን ወሽመጥ [...]

ኤርትራን ሱዳንን ኣብ ኣከፋፍላ ዋጋ ነዳዲ ክሰማምዓ ከምዘይክኣላ ተገሊጹ
Radio Erena: 25 August, 2014 ኤርትራ ካብ ሱዳን እትሽምቶ ዘላ ነዳዲ ኣብ ግዜኡ ይበጽሕ ብዘይምህላዉ፣ ብዙሕ ጸገማት ይፈጥር ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ብቦጣት ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝጓረት ነዳዲ፣ ኣብ ግዜኡ ዘይበጽሓሉ ዘሎ [...]

ሩስያ፣ ሓድሽ ስትራቴጂ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ
Radio Erena: 25 August, 2014 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሩስያ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካይድ ምዃኑ ተገሊጹ። እቲ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ልኡኽ [...]

ምስ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤም.ቲ.ኤን ኩቤካ ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ተሰናቢቶም
Radio Erena: 22 August, 2014 ንልዕሊ ክልተ ዓመት ምስ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤም.ቲኤ.ን. ኩቤካ ኮይኖም ክወዳደሩ ዝጸንሑ፡ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ሜሮን ርእሶምን ጃኒ ተወልደን፡ ካብ’ታ ጋንታ ከም [...]

ኣብ ካናዳ ዝርከባ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ደለይቲ ፍትሒ፣ ማሕበር ኣቝመን
Radio Erena: 22 August, 2014 ኣብ ካናዳ ዝነብራ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ደለይቲ ፍትሒ፣ ብዛዕባ ጉዳያተን ንምምይያጥ ማሕበር ከምዘቖማ ካብ ከተማ ቶሮንቶ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እታ ብደለይቲ ፍትሒ ዝኾና ደቂንስትዮ ቆ [...]