Category: ዜና ኤርትራ

ተቖጻጻሪ ጉጅለ መጽናዕቱ ኣብ ኤርትራ ንምክያድ መንግስቲ ኤርትራ ምትሕብባር ክገብር ጸዊዑ
Radio Erena: 27 October, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ኣብዚ ሓሙሽተ ዓመታት ንኣልሸባብ ዝኾነ ወትሃደራዊ ሓገዝ ከምዘገበረ መርትዖ ከምዘይረኸበ ዘረጋጋጸ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኣትዩ መጽናዕቱ [...]

ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኣተዋ ሓሙሽተ ሄሊኮተራት ሱዳንን 26 ኣብረርተንን ተለቒቖም
Radio Erena: 27 October, 2014 ኢትዮጵያ፣ ብዘይፍቓድ ክሊ ኣየራ ጥሒሰን ንዝኣተዋ ሓሙሽተ ሄሊኮፕተራት ሱዳን 26 ኣብረርትን፣ ንሰለስተ ሰሙን ኣብ ቀይዲ ድሕሪ ምጽናሕ ከምዝለቐቐቶም ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ገሊጻ። እተን ስርሓ [...]

ሚኒስተር ፋይናንስ ነበረ ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፣ ንሕሉፍን ህሉውን ኩነታት ኤርትራ እትገልጽ መጽሓፍ ንምዝርጋሕ ይሰርሕ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 24 October, 2014 ንልዕሊ 10 ዓመታት ሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ ኮይኑ ዘገልገለ ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፣ ንሕሉፍን ህሉውን ኩነታት ኤርትራ እትገልጽ መጽሓፍ ንምዝርጋሕ ይሰርሕ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢ [...]

ካብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ኣትሒዙ ሃገራዊ እጃሙ ከበርክት ዝጸንሐ ኤርትራዊ ወዲ ቫካሮ ዓሪፉ
Radio Erena: 24 October, 2014 ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልስን ድሕሪ ናጽነትን ሃገራዊ እጃም ኣብ ምብርካት ዓቢ ተራ ዝነበሮ ኤርትራዊ ተወልደ ተስፋማርያም ወዲ ቫካሮ፣ ብሕማም ምኽንያት ዓሪፉ። ወዲ ቫካሮ፣ ካብ ግዜ ንእስነቱ ኣ [...]

ናብ የመን ዝሰግሩ ዝነበሩ 64 ስደተኛታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም
Radio Erena: 24 October, 2014 ናብ የመን ንምስጋር ዝፈተኑ 64 ስደተኛታት ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ። ኣፈኛ እቲ ኮሚሽን ዊልያም ሲን [...]

ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ድሕሪ ምርጫ 2015 ኣብ ስልጣን ክቕጽል ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 23 October, 2014 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ድሕሪ 2015 ኣብ ዝካየድ ምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ከምዝኽእል ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ እቲ ፕረዚደንት ሕጂ'ውን እንኮ ተወዳዳሪ ካብቲ ንሱ ዝ [...]

ጅቡትን ጀርመንን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ
Radio Erena: 23 October, 2014 ጀርመን ንጅቡቲ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክትገብረላ ምዃና ገሊጻ። እዚ ዝተገልጸ ጸሓፊ ሚኒስተሪ ምክልኻል ራልፍ ብሮክሴፕ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጀርመን ኣብ ጅቡቲ ናይ ክልተ መዓልታ [...]

Update: ኣብ ወደባዊት ካሌ ናይ ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ መንጎ ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያንን ስደተኛታት ግጭት ተኻይዱ
Radio Erena: 23 October, 2014 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ካብ ዝተኣኻኸቡ ስደተኛታት ሓያሎ ሃገራት፣ ኣብ መንጎ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያያን ግጭት ተኻይዱ። ኣብቲ በባትር፣ ጠራሙዝን ኣእማንን ዝተኻ [...]

ኩባንያ ዕደና ኦርታክ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ዳህሳስ ማዕድን፣ ብሉጽ ዓይነት ወርቅን ነሓስን ከምዝረኸበ ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 22 October, 2014 ኣብ ኤርትራ ዳህሳስን ኩዕታን ዝተፈላለየ ማዕድና ካብ ዘካይዱ ዘለዉ ሓደ ዝኾነ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ኦርታክ፣ ኣብ ከባቢ ያቖብ ደዋር ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና፣ ብሉጽ ዓይነት ወርቂን ነሓስን [...]

ሓለፍቲ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ኣተሓሕዛ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ሸለልትነት ከምዘለዎም ኣባል ባይቶ እታ ሃገር ወቒሱ
Radio Erena: 22 October, 2014 ሓለፍቲ መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ኣተሓሕዛ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ሸለልትነት ኣለዎም ክብል ካብ ዞባ ከሰላ ኣባል ባይቶ ሱዳን መሓመድ ኤል ጣህር ዑሻም ወቒሱ። ኣባል ባይቶ ሱዳ [...]