Category: ዜና ኤርትራ

ገስጋስ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን ኣብ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ስግኣት ፈጢሩ
Radio Erena: 05 December 2014 ብዛይዲ ዝፍለጡ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሑቲ ኣብ የመን ሓያሎ ቦታታት ኣብ ዝቖጻጸርሉ ዘለዉ እዋን፣ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ነታ ሃገር እትገብሮ ዝነበረ ገዚፍ ፊናንስያዊ ሓገዝ ደው ኣቢላቶ። እቶም [...]

ኣልሸባብ ሕጂ’ውን ኣብ ኬንያ መጥቃዕቲ ኣካይዱ
Radio Erena: 05 December 2014 ኣልሸባብ ኣብ ኬንያ፣ ኣባላት ሓለዋ ዶባት ኣብ ዘማስይሉ መዘናግዒ ቦታ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ኣካይዱ። በቲ ናይ ኢድ ቦምባ ብምድርባይ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ክልተ ወታህደራት ኬንያ ከምዝቖሰሉ'ው [...]

ካብ ሃገራት ስካንዲኒቭያ ናብ ኤርትራ ዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ መቕጻዕቲ ኣይተርፎምን’ዩ ክብል ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 04 December 2014 ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያን ዑቕባ ሓቲቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ እንተተጠሪዞም፣ ኣብ ሲቪላዊ ወይ ከኣ ወትሃደራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ'ዮም ክብል ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ [...]

ኣብ ኤርትራ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኦርታክ፣ ካብ ዓደግቲ ብርኪ 415 ሽሕ ዶላር ኣኪበ ይብል
Radio Erena: 04 December 2014 ኣብ ኤርትራ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ኦርታክ፣ 415 ሽሕ ዶላር ካብ ዓደግቲ ብርኪ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባንያ ነቲ ድሮ ጀሚርዎ ዘሎ ዕደና ንምክያድ ነዚ ኣስታት ፍርቂ [...]

ጠመተ ሩስያ ናብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ይቕጽል
Radio Erena: 04 December 2014 ኣብ ወፍሪ ዕደናን ሸመተ ኣጽዋርን ዘተኮረ ጠመት ሩስያ ናብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ይቕጽል ኣሎ። ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሩስያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ [...]

ኣብ እስራኤል ዝርከባ ኣብያተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ምትእትታው መንግስቲ ኤርትራ ንሓድሕደን ኣብ ምውንጃል ተጸሚደን ከምዝርከባ ተሓቢሩ
Radio Erena: 03 December 2014 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳያት ሃይማኖታት ብሰንኪ ዝቕጽሎ ዘሎ ምትእትታው፣ ኣብ እስራኤል ዝርከባ ክልተ ኣብያተ ክርስትያን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ኤርትራ ንሓድሕደን ኣብ ምውንጃል ተጸሚደን ከ [...]

ኣልሸባብ ኣብ ኬንያ ዝፍጽሞ ዘሎ ተደጋጋሚ ጃምላዊ ቅትለት፣ ጸጥታ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደጋ ከምዘሎ ዘመልክት ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 03 December 2014 ኣልሸባብ ኣብ ኬንያ ዝፍጽሞ ዘሎ ተደጋጋሚ ጃምላዊ ቅትለት፣ ጸጥታ ኬንያን ሃገራት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ ሓደጋ ከምዘሎ ዘመልክት'ዩ ክብሉ ኣማኸርቲ ጸጥታ ሃገራት ምዕራብ ገሊጾም። ጉጅለ [...]

ሕቶ ዑርዋ ንዓሊ ዓብዱ
Radio Erena: 28 November 2014 ድምጺ ቴሌፎን............ ሃለው! ሃለው! ስሙ ነጊሩ ቁጽሪ ሞባይል ቴሌፎነይ ካብ መን ከምዝረኸቦ ሓበረ። "ሕራይ ጽቡቕ እንታይ ክተሓባበረካ [...]

ደንማርክ ንኤርትራውያን እትህቦ ፖለቲካዊ ዑቕባ ገደብ ክትገብረሉ ምዃና ትገልጽ፣ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ይዝትያ፣
Radio Erena: 28 November 2014 ደንማርክ ንኤርትራውያን ክትህቦ ዝጸንሐት ፖለቲካዊ ዑቕባ ጽኑዕ ገደብ ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ እትፈልጥ ዘላ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ኤርትራውያን ናብታ ሃገር ኣመልኪቱ ብክፍሊ ስደ [...]

ደቡብ ኣፍሪቃን ኢትዮጵያን ዝበዝሑ እሱራት ዘለወን ሃገራት ኣፍሪቃ ተባሂለን
Radio Erena: 28 November 2014 ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ዝበዝሐ እሱራት ዘለወን ቀዳምት ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ምዃነን ናይ 2014 ጸብጻብ ኣህጉራዊ ማእከል መጽናዕቲ እሱራት International Centre f [...]