Category: ዜና ኤርትራ

1 52 53 54 55 56 634 540 / 6331
ናብ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ መርከብ ነትጕ ኣጋጢሙ

ናብ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ መርከብ ነትጕ ኣጋጢሙ

Radio Erena: Thursday, 04 January 2024 ናብ ወደብ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ መርከብ ብውሕዱ ሰለስተ ነትጕ ከምዝተራእየ፣ ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ስርሒታት ባሕርያ ን [...]
المجلس الوطني السويسري يرفض مقترحًا يهدف لترحيل الإرتريين غير المسجلين إلى بلد ثالث

المجلس الوطني السويسري يرفض مقترحًا يهدف لترحيل الإرتريين غير المسجلين إلى بلد ثالث

إذاعة إرينا الدولية: 02.01.2024 قال داميان مولر، عضو الحزب الليبرالي المتطرف وقنصل كانتون لوتسيرن، إنه يتعين على سويسرا إرسال الإرتريين الذين لم يت [...]
ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎቶ ስምምዕ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ

ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎቶ ስምምዕ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ

Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024 መንግስቲ ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎ ስምምዕ መረዳድኢ ሰነድ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ። ብቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ [...]
ስዊዘርላንድ: ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ምስጓግ ኤርትራውያን ናይ ሳልሰይቲ ሃገር ነጺጉ

ስዊዘርላንድ: ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ምስጓግ ኤርትራውያን ናይ ሳልሰይቲ ሃገር ነጺጉ

Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024 ስዊዘርላንድ: ወረቐት ዘይብሎም ኤርትራውያን ናብ 3ይቲ ሃገር ንምስጓግ ናይ ፈተነ ትልሚ ክካየድ ዝቐረበ እማመ ብሃገርዊ ቤት ምኽሪ ተነጺጉ:: ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕቦኦም [...]
ሓድሽ ዓመት ምስ ሸኾርተት

ሓድሽ ዓመት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Monday, 01 January 2024 Radio Erena · ሰኑይ 01 ጥሪ 2024   [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 31 December 2023 Radio Erena · ሰንበት 31 ታሕሳስ 2023   [...]
ኣብ ጽምብል ሓድሽ ዓመት ሰባት ካብ ምስፍሕፋሕ ኮቪድ 19 ጥንቃቐታት ክገብሩ፣ ክኢላታት ሕክምና የዘኻኽሩ

ኣብ ጽምብል ሓድሽ ዓመት ሰባት ካብ ምስፍሕፋሕ ኮቪድ 19 ጥንቃቐታት ክገብሩ፣ ክኢላታት ሕክምና የዘኻኽሩ

Radio Erena: Friday, 29 December 2023 ኣብ ጽምብል ሓድሽ ዓመት ሰባት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ማለት ማስክ ክጥቀሙ፣ ዝኾነ ምልክታት ኮቪድ 19 እንተሃልይዎም ድማ መርመራ ክገብሩን ካብ ምትእኽኻባት ክቑጠቡን [...]
ኢትዮጵያ፣ 33 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣህጉራዊ ዕዳ ምኽፋል ትስእን

ኢትዮጵያ፣ 33 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣህጉራዊ ዕዳ ምኽፋል ትስእን

Radio Erena: Thursday, 28 December 2023 ኢትዮጵያ 33 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣህጉራዊ መንግስታዊ ቦንድ "ኩፖን" ክትከፍል ብዘይምኽኣላ ትማሊ ሰሉስ ብወግዒ ንሳልሳይ ግዜ ኣብ ኣፍሪቃ ዕዳኣ ክትከፍል ዘይ [...]
ሑቲ መጥቃዕትታቱ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይቕጽል

ሑቲ መጥቃዕትታቱ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይቕጽል

Radio Erena: Thursday, 28 December 2023 ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ጸቕጢ ንምግባር ዝዓለመ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ እዋን ንወደባዊት ከተማ ኢላት ናይ እስራኤል ና [...]
“ምእሳር ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብጃምላ እዩ ዝካየድ ዘሎ” ጆርጅ ገብረስላሴ

“ምእሳር ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብጃምላ እዩ ዝካየድ ዘሎ” ጆርጅ ገብረስላሴ

Radio Erena: Wednesday, 27 December 2023 ግፋ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝለዓለ ናህሩ ይቕጽል ከምዘሎ ዳይሬክተርን መስራትን ትካል ተራድኦ ሱርባና፣ ጆርጅ ገብረስላሴ ምስ [...]
1 52 53 54 55 56 634 540 / 6331