Category: ዜና ኤርትራ

1 42 43 44 45 46 634 440 / 6334
ባይቶ ኤውሮጳ  ንኣተሓሕዛን ኣቀባብላን ስደተኛታት ዝዓለመ ሓድሽ ስምምዕ ኣጽዲቑ

ባይቶ ኤውሮጳ ንኣተሓሕዛን ኣቀባብላን ስደተኛታት ዝዓለመ ሓድሽ ስምምዕ ኣጽዲቑ

RADIO ERENA – Friday, 12 April 2024 ባይቶ ኤውሮጳ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ዓመታት ክትዕን ዘተን፣ ትማሊ ረቡዕ ንኣተሓሕዛን ኣቀባብላን ስደተኛታት ዝዓለመ ሓድሽ ስምምዕ ኣጽዲቖም። ኣባል ሃገራት ድሕሪ ኣርባዕ [...]
ዩኒሴፍ፣ ንዓመተ 2024 ዘገልግል 3.4 ሚልዮን ክታበት ናብ ኤርትራ ኣእትዩ

ዩኒሴፍ፣ ንዓመተ 2024 ዘገልግል 3.4 ሚልዮን ክታበት ናብ ኤርትራ ኣእትዩ

RADIO ERENA – Thursday, 11 April 2024 ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት ወይ ዩኒሴፍ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤርትራ፣ ውሕስነት ጥዕና ቆልዑ ንምርግጋጽ ዝገብሮ ዘሎ ወፍሪ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ካብ 14 ሕማማት ንምክ [...]
ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዝበኣሰ ኩነታት

ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዝበኣሰ ኩነታት

RADIO ERENA – Wednesday, 10 April 2024 ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝለዓለ መልክዑ ትቕጽሎ ከም ዘላ ናይ 2024 ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣስፊሩ። እቲ ዝወጸ ጽሑፍ ኣብ ኤር [...]
ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ

ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ

RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024 ሑቲ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ 72 ሰዓታት፣ ብቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝመላለሳ ዝነበራ ሓያሎ መራኽብ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመ ገሊጹ። ኣፈኛ ሑቲ፣ ያሕያ ሳሪዕ፣ ብቴሌቪዥን ኣብ የመን [...]
ፖል ካጋመ ምኽንያት ጃምላዊ ህልቂት ሩዋንዳ ንማሕበረሰብ ዓለም ይነቅፍ

ፖል ካጋመ ምኽንያት ጃምላዊ ህልቂት ሩዋንዳ ንማሕበረሰብ ዓለም ይነቅፍ

RADIO ERENA – Monday, 08 April 2024 ትማሊ ሰንበት 7 ሚያዝያ መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ‘ህልቂት ሩዋንዳ’ ኣብ ዝተገብረሉ እዋን ፕረዚደንት ኣብ ዘስመዖ መደረ 'ህልቂት ሩዋንዳ ደው ክብል ይኽእል ኔሩ' ብምባል [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 07 April 2024 Radio Erena · ሰንበት 07 ሚያዝያ 2024     [...]
መንግስቲ ሶማል፦ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሰጒጉ፡ ክልተ ኣብያተ ጽሕፈት ቆንስል ዓጽዩ

መንግስቲ ሶማል፦ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሰጒጉ፡ ክልተ ኣብያተ ጽሕፈት ቆንስል ዓጽዩ

RADIO ERENA – Thursday, 04 April 2024 መንግስቲ ሶማል፡ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ካብ ሃገሩ ከምዝሰጎጎ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ መንግስቲ ብዘይካ'ዚ፡ ኣብ ርእሰ ምምሕዳራት ሶማሊላንድን ፑንትላንድን ንዝነበረ ኣብያተ [...]
ሩስያ፣ ሓድሽ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሰይማ፣ ሓደ ካብ ምክትላቱ ናብ ኤርትራ ይበጽሕ

ሩስያ፣ ሓድሽ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሰይማ፣ ሓደ ካብ ምክትላቱ ናብ ኤርትራ ይበጽሕ

RADIO ERENA –Thursday, 04 April 2024   ሩስያ፣ ኣካል ናይቲ ኣብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተዋፊሩ ዝርከብ ጭፍራ መራኽብ ዝኾነት ፍሪጌት ዝዓይነታ ናይ ኵናት መርከብ ናብ ወደብ ባጽዕ ኣጸጊዓ ከምዘላ ይፍለ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ

RADIO ERENA –Wednesday, 03 April 2024   ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ግፋ ኤርትራውያን ከምዝተኻየደ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም። እቲ ግፋ መብዛሕቱ፣ ኣብ [...]
ኤርትራዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ፣  ንሰሌዳ ኮኾብ ኣመዝገብቲ ጐል ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ይመርሕ

ኤርትራዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ፣ ንሰሌዳ ኮኾብ ኣመዝገብቲ ጐል ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ይመርሕ

RADIO ERENA –Tuesday, 02 April 2024 ኣጥቃዓይ ኢትዮጵያዊት ክለብ ሃዋሳ ከነማ፡ ኤርትራዊ ዓሊ ሱሌማን፡ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብሸቶታቱ ይደምቕ። እዚ ወዲ 24 ዓመት ተጻዋታይ፡ ዝሓ [...]
1 42 43 44 45 46 634 440 / 6334