Category: ዜና ኤርትራ
ደቡብ ኮርያ ብደረጃ ዓለም እታ ዝቐልጠፈ ናይ ሞባይል ኢንተርነት ኣገልግሎት ዘለዋ ሃገር’ያ ተባሂላ
Radio Erena: 29 March 2017 ደቡብ ኮርያ ብደረጃ ዓለም እታ ዝቐልጠፈ ናይ ሞባይል ኢንተርነት ኣገልግሎት ዘለዋ ሃገር ምዃና መጽናዕታት ኣረጋጊጾም። ኦፐን ሲግናል ዝተባህለ ትካል ብዘዋደዶ መጽናዕቲ፣ እታ ሃገር ነዚ ዝሓለፈ [...]
ማሕበር ሃገራት ዓረብ ዓመታዊ ኣኼባኡ የካይድ
Radio Erena: 29 March 2017 22 ኣባላት ዝሓቖፈ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ዓመታዊ ዋዕልኡ ኣብ ዮርዳኖስ፣ ከተማ ዓማን የካይድ ኣሎ። መራሕቲ ኣባላት ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብቲ ብ29መጋቢት ዘካይድዎ ዓመታዊ ዋዕላ፣ ነቲ ዞባ [...]
ኤርትራ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ካብ ሳዋ ኣማኢት ተዓላሞ ንምስልጣን ትዳሎ
Radio Erena: 28 March 2017 ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ዋሕዲ ሞያውያን መማህራን ንምትካእ፣ ካብ ሳዋ ኣማኢት ተዓላሞ ንምስልጣን ምድላዋት ይካየድ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ሚኒስተሪ ትምህርቲ ኤርትራ፣ ካብዞም ኣ [...]
ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 28 March 2017 ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ ምዃነን ኣፍሊጠን። እቲ ካብ 29 መጋቢት ክሳብ 12 ሚያዝያ ዝካየድ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ኣብ ሓይሊ ኣየር ዘተኮረ ኮይኑ፣ ነፈርቲ [...]

ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ጉያ እግሪ ምቑራጽ ሃገር፣ 25 ኣትለታት ዘሰለፈት ኤርትራ ብሓንቲ ነሓስ ራብዓይ ደረጃ ሒዛ
Radio Erena: 27 March 2017 ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝተኻየደ መበል መበል 42 ናይ ዓለምና ውድድር ሻምፕዮን ጉያ እግሪ ምቁራጽ ሃገር፣ ኤርትራ ታሽዓይ ደረጃ ሒዛ። ኣብዚ ብሰንበት 26 መጋቢት ዝተኻየደ ቅድድም፣ 13 ደቂ ተባዕት [...]
ሱዳን፣ ተጨውዮም ዝጸንሑ 11 ኤርትራውያን ከምዝተለቁ ተሓቢሩ
Radio Erena: 27 March 2017 ፖሊስ ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ከሰላ ተጨውዮም ዝጸንሑ ሓንቲ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ እትርከቦም 11 ኤርትራውያን ናጻ ከምዘውጽአ ሬድዮ ዳባንጋ ሓቢራ። እቶም ኤርትራውያን ብስግረ ዶብ ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታ [...]
መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ብዛዕባ ህልዉ ኩነታት ሶማል ዘትዮም
Radio Erena: 27 March 2017 መራሕቲ ሽዱሽተ ሃገራት ኢጋድ ኣብ ህሉው ሰብኣዊ ኩነታት ሶማል ዘትዮም። እቶም መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲ፣ ሶማልያ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኡጋንዳን ኬንያን፣ ብቀዳም 25 መጋቢት ኣብ ኬንያ፣ ከተማ ናይሮ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ተወሰኽቲ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ንምሽማት ምስ ቻይና ይዘራረብ
Radio Erena: 24 March 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ MA-60ዝዓይነተን ንኣሽቱ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ንምሽማት፣ ምስ ቻይና ይዘራረብ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ መንግስቲ ኣቐዲሙ ዝሸመተን ኣስታት 60 ሰባት ዝሕዛ ክልተ ተመሳሰልቲ ነ [...]
ኣብ ኣፍሪቃ ብሓደ ሰልፊ ጥራይ ዝምራሕ መንግስቲ ዘለዋ እንኮ ሃገር ኤርትራ ጥራይ ምዃና መጽናዕታዊ ጽሑፍ ጠቒሱ
Radio Erena: 24 March 2017 ኣብ ኣፍሪቃ ብሓደ ሰልፊ ጥራይ ዝምራሕ፣ ንጉሳዊ ዘይኮነ መንግስቲ ዘለዋ እንኮ ሃገር ኤርትራ ምዃና ሓደ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኣፍሊጡ። ይኹን'ምበር እተን ብዙሓዊ ሰልፍታት ዘለወን ሃገራት ኣፍሪቃ'ው [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ሓደጋ ነፋሪት ካብ ዝደሓኑ 43 ተጓዓዝቲ ሓደ ኤርትራ ምንባሩ ተፈሊጡ
Radio Erena: 23 March 2017 ኣብ ደቡብ ሱዳን ብሰሉስ 21 መጋቢት ካብ ዘጋጠመ ሓደጋ ነፋሪት ካብ ዝደሓኑ 43 ተጓዓዝቲ እቲ ሓደ ኤርትራ ምዃኑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ጁባ ሓቢሮም። እታ ሽዱሽተ ሰራሕተኛታት ዝርከብዎም [...]