Category: ዜና ኤርትራ
ቱርኪ፣ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ ሶማላውያን ዝውዕል ረድኤት ለጊሳ
Radio Erena: 03 April 2017 ቱርኪ፣ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ ሶማላውያን ዝውዕል ልዕሊ 170 ቶን ዝግመት ረድኤት ከምዝለገሰት ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር- ኣናዱሉ ሓቢሩ። እታ ሃገር ነቲ ረዲኤት ድሕሪ ከምዝለገሰት ድሕሪ ምሕባራ፣ [...]
ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ናይ 2017 ተሸላሚ ኣህጉራዊ ናጻ ፕረስ ዩኔስኮ ኮይኑ
Radio Erena: 02 April 2017 ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ናይ 2017 ተሸላሚ ኣህጉራዊ ናጻ ፕረስ- ሕቡራት ሃገራት ዩኔስኮ ማለት ማሕበር ሳይንስ፣ ትምህርትን ባህልን ሕቡራት ሕቡራት ሃገራት ኮይኑ። ዩኔስኮ ብዕለ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣናዊሓቶ
Radio Erena: 02 April 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንዐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ክውድእ ሸውዓተ መዓልቲ ኣብ ዝተረፈሉ እዋን፣ ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከምዝተናወሐ ባይቶ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ዝ [...]
ኣብዘን ዝሓለፋ 16 ኣዋርሕ ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ መራሒ ሃገር ዘይምንባሩ፣ ዞባውን ኣህጉራውን ተነጽሎ ዘጉልሕ ምዃኑ ዲፕሎማሰኛታት ገሊጾም
Radio Erena: 31 March 2017 ኣብዘን ዝሓለፋ 16 ኣዋርሕ ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ መራሒ ሃገር ዘይምንባሩ፣ ኤርትራ ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ተነጽሎ ከምዘላ ዘነጽር ተርእዮ'ዩ ክብሉ ኣብዚ ቀረባ ናብ ስደት ካብ ዘምርሑ ዲፕሎማሰኛ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ብጉዳይ ሰብኣዊ መሰላትን ዋሕዚ ስደተኛታትን ንምዝታይ ወኪላ ናብ ኤርትራ ልኢኻ
Radio Erena: 31 March 2017 ስዊዘርላንድ፣ ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ንምዝርራብ ወኪላ ናብ ኤርትራ ልኢኻ። እቲ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ሓላፊ ዞባ ኣብ ትሕቲ ሰ [...]
ሓለፍቲ ኮሚሽን ስፖርት ኤርትራ፣ ካብ ስፖርታውያን ብመልክዕ ህያብ ጉቦ ከምዝቕበሉ ተቓሊዑ
Radio Erena: 30 March 2017 ሓያሎ ሓለፍቲ ኮሚሽን ስፖርት፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ናይ ምጋሽ ዕድላት ካብ ዝረኽቡ ስፖርታውያን ብመልክዕ ህያብ፣ ጉቦ ከምዝቕበሉ ምስቲ ኮሚሽን ቅርበት ዘለዎም ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን መኮንናት ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዶብ ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም
Radio Erena: 30 March 2017 ላዕለዎት ወትሃደራውያን መኮንናት ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዶብን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብን ዘተኮረ ዘተ ኣብ ካርቱም ከምዘካየዱ፣ መንግስቲ ሱዳን ብ28 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብኽነት ወረቓቕቲ ንምድሓን ንኣባላት ፓርላማ ‘ታብለት’ ኮምፒዩተራት ትዕድል
Radio Erena: 30 March 2017 ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ብኽነት ወረቓቕቲ ንምድሓን ንኣባላቱ 'ታብለት' ኮምፑተራት ከምዝዓደለ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እዘን ንልዕሊ 600 ኣባላት ፓርላማ ኢትዮጵያ ዝተዓደላ ኮምፑተራት፣ [...]
ኣባላት ፓርላማ ብሪጣንያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም
Radio Erena: 29 March 2017 ኣባላት ፓርላማ ብሪጣንያ፣ ብሰሉስ 28 መጋቢት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም። እቶም ኣባላት ፓርላማ፣ ካብ ተቓወምትን ደገፍትን መንግስቲ ኤርትራ፣ ሲቪካውያን ማሕበራት፣ ተጣበቕቲ ሰብ [...]
ደቡብ ኮርያ ብደረጃ ዓለም እታ ዝቐልጠፈ ናይ ሞባይል ኢንተርነት ኣገልግሎት ዘለዋ ሃገር’ያ ተባሂላ
Radio Erena: 29 March 2017 ደቡብ ኮርያ ብደረጃ ዓለም እታ ዝቐልጠፈ ናይ ሞባይል ኢንተርነት ኣገልግሎት ዘለዋ ሃገር ምዃና መጽናዕታት ኣረጋጊጾም። ኦፐን ሲግናል ዝተባህለ ትካል ብዘዋደዶ መጽናዕቲ፣ እታ ሃገር ነዚ ዝሓለፈ [...]