Category: ዜና ኤርትራ
ዶ/ር ኣልጋነሽ ፍስሃ፣ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዛት ብዝገበረቶ ፍሉይ ኣበርክቶ ተሸሊማ
Radio Erena: 09 October 2017 ኣብ ምሕጋዝ ስደተኛታት ብፍላይ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዛት ድማ ብሓፈሻ ክትነጥፍ ዝጸንሐት ኤርትራዊት ዶክተር ኣልጋነሽ ፍስሃ፣ ኣብ ኢጣልያ ሃገራዊ ሽልማት ተዓዊታ። ጋንዲ ናይ ዝተባህለ ትካል ግብረ [...]
ንገዛእ ውላዳ ዝቐተለት ኤርትራዊት ስደተኛ ኣብ ጀርመን ንሰለስተ ዓመታት ክትእሰር ተፈሪዳ
Radio Erena: 09 October 2017 ንገዛእ ውላዳ ዝቐተለት ኤርትራዊት ስደተኛ ኣብ ጀርመን፣ ብ5 ጥቅምቲ ንሰለስተ ዓመታት ክትእሰር ተፈሪዳ። እታ ሮዚና ዝተባህለ ጓል 23 ዓመት መንእሰይ፣ ነቲ ኣብ ጥቅምቲ 2015 ኣብ ገዛ ዝ [...]
ኣዘዝቲ ፖሊስን ኣመሓደርትን ንኡስ ዞባታት ደቡብ፣ ብጉዳይ ስደት ምስ ወከልቲ ህዝቢ ርክባት የካይዱ
Radio Erena: 06 October 2017 ዋሕዚ ኤርትራውያን ናብ ስደት ገኒንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣዘዝቲ ፖሊስን ኣመሓደርትን ንኡስ ዞባታት ናይ ዞባ ደቡብ፣ ምስ ዓበይቲ ዓድን ወከልቲ ንኡሳን ዞባታትን ርክባት የካይዱ ምህላዎም ምንጭ [...]
ላዕለዋይ ልኡኽ ማሕበር ኣብያተ-ክርስትያናት ዓለም ምስ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስ ንምርኻብ ዘቕረቦ ጠለብ ተነጺጉ
Radio Erena: 05 October 2017 ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ዝፈጸመ ላዕለዋይ ልኡኽ ማሕበር ኣብያተ-ክርስትያናት ዓለም ብዛዕባ ሃለዋት'ቶም ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከቡ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስን ኩነታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ [...]
ሞት ክልተ ኣብረርቲ፣ ኣብ ኣባላት ሓይኢ ኣየር ኤርትራ ስንባደን ቁጠዐን ፈጢሩ
Radio Erena: 04 October 2017 ሞት ናይቶም ኣብ ልምምድ እንከለዉ ሓደጋ ነፋሪት ዘጋጠሞም ክልተ ኣብረርቲ፣ ኣብ ኣባላት ሓይኢ ኣየር ኤርትራ ስንባደን ቁጠዐን ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ዝሓለፈ ሰሙን [...]
ኢትዮጵያ፣ ንኣስታት 11 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሰለስተ ኤርትራውያን ተፈቲሖም
Radio Erena: 04 October 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 11 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ክልተ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜናን ሓደ ኣባል ሚኒስትሪ ምክልኻልን ተፈቲሖም። እቶም ሳልሕ ጋማን ተስፋልደት ኪዳነን ዝተባህሉ ኣባላት ሚኒስትሪ [...]
ፕረዚደንት ህንዲ ናብ ጅቡት ይበጽሕ
Radio Erena: 04 October 2017 ፕረዚደንት ህንዲ ራም ናስ ኮቪንድ ኣብ ጅቡቲ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ትማሊ 3 ጥቅምቲ ናብ ሃገር ከምዝኣተወ ቤት ጽሕፈት እቲ ፕረዚደንት ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ መሳርሒ ህግደፍ ንዝኾኑ ኣቡናት ዝወገዙ ክልተ መነኩሳት ደብረ ቢዘን ኣሲሩ
Radio Erena: 01 October 2017 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ነቶም መሳርሕ ህግደፍ ኮይኖም ኣለዉ ዝበልዎም ኣቡናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝወገዙ ክልተ መነኩሳት ደብረ ቢዘን ከምዝኣሰሩ ተሓቢሩ። መን [...]
ሓያሎ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ መማህራን ስሩዕ ኣካዳምያዊ ትምህርቲ ክጅምራ ከምዘይክኣላ ተሓቢሩ
Radio Erena: 02 October 2017 ኣብ ሓያሎ ዞባታት ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ መማህራን ስሩዕ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን መስርሕ ክጅምራ ከምዘይክኣላ ተሓቢሩ። እዚ ዝሕበር ዘሎ፣ ናይ 2017/18 ኣካዳምያዊ ዓ [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ሶማል ዝሃነጸቶ መዓስከር ወትሃደራዊ ስልጠና ተመሪቑ
Radio Erena: 02 October 2017 ቱርኪ፣ ኣብ ሶማል ዝሃነጸቶ ወትሃደራዊ መዓስከር ብቀዳም 30 መስከረም ከምዘመረቐት ካብ ሞቛድሾ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ምስልጣን ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ክነጥፍ ምዃኑ [...]