Category: ዜና ኤርትራ
ፕረዚደንት ኣል በሽር ኣብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም
Radio Erena: 25 October 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽር ወግዓዊ ካብ 23 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ቀጠር ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ምህላዉ ምዕከናት ዜና ዓረብ ገሊጸን። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብዚ ናይ ቀጠር ዑደቱ [...]
ኣብ ልዕሊ ትካል ዕደና ኔቭሰን ክሲ ናይ ዝመስረቱ ብዝሒ ኤርትራውያን 57 በጺሑ
Radio Erena: 23 October 2017 ኣብ ልዕሊ'ቲ ኣብ ቢሻ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ናይ ካናዳ ኩባንያ ኔቭሰን ክሲ ናይ ዝመስረቱ ኤርትራውያን ብዝሒ 57 ከምዝበጽሐ ምስቲ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎም ወገናት ገሊጾም። እቲ ክሲ ኣብ 2014 [...]
ኤርትራዊ ኣትለት ፔትሮ ማሞ፣ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ብምውሳዱ ተኣጊዱ፣ ዝወሰዶ ማዳልያታት ተቐንጢጡ
Radio Erena: 22 October 2017 ሻምፕዮን ውድድር ጉያ እግሪ ጎቦ ዓለም፣ ኤርትራዊ ኣትለት ፔትሮ ማሞ፣ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ኣብ ደሙ ስለዝተረኸበ፣ ንትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ዝኾነ ዓይነት ውድድራት ክእገድ ኣህጉራዊ ማሕበር ፈ [...]
ናብ ኢትዮጵያ ናይ ዝውሕዙ ዘለዉ ኤርትራውያን ቁጽሪ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ዛዪዱ
Radio Erena: 22 October 2017 ኣህጉራዊ ትካል ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ን15 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለያ መዓስከራት ከምዘጎዓዓዘ ሓቢሩ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ምስ ተጸዋዒ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን [...]
ከሰላ፣ ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐቲሎም
Radio Erena: 20 October 2017 ኣብ ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብን ሓይልታት ጸጥታን እቲ ዞባ ብዝተኻየደ ግጭት ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ ሬድዮ ዳባንጋ ሓቢራ። እታ ሬድዮ ብዘቕረበቶ ጸብጻብ መሰረ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣልሸባብ ኣብ ምጽራግን ጸጥታን ሶማል ኣብ ምውሓስ መንግስቲ ሶማል ንዘካይዶ ዘሎ ጻዕርታት ከምዝድግፍ ገሊጹ
Radio Erena: 18 October 2017 እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ብምኽንያት እቲ 500 ሰላማውያን ሰባት ግዳያት ዝገበረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ናብ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላህ ፋርማጆ ኣብ ዝልኣኾ ናይ ሓዘን መልእኽቲ'ዩ። [...]
ሃገራዊ ምርጫ ኣብ ዘይካየዳ ኤርትራ፣ ዜጋታት ትርጉም ኣብ ዘይብሉ ምርጫ ኣምሓደርትን ኣካየድቲ ስራሕን ከባቢታት ክሳተፉ ይግደዱ
Radio Erena: 18 October 2017 ሃገራዊ ምርጫ ከምዘየካየድ ብወግዒ ዘረጋገጸ መንግስቲ ኤርትራ፣ ዜጋታት ትርጉም ኣብ ዘይብሉ ምርጫ ኣምሓደርትን ኣካየድቲ ስራሕን ከባቢታት ክሳተፉ ኣገዲዱ። እቲ ኣብ ዞባ ማእከል፣ ኣብ ኣስመራ [...]
ጅቡቲ፣ ኣብ ህጹጽ ሕክምናዊ ረድኤት ዝዋፈሩ 30 ሓካይም ናብ ሶማል ልኢኻ
Radio Erena: 18 October 2017 ጅቡቲ፣ ኣብ ሶማል ንዘጋጠመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝተጎድኡ ሶማላውያን ንምሕጋዝ 30 ሓካይም ናብ ሃገር ከምዝልኣኸት ተሓቢሩ። እቶም ካብ 16 ጥቅምቲ ኣትሒዞም ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ተዋፊሮም ዘለዉ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ካልኣይ በዓል ስልጣን መዝነቱ ብወለንትኡ ንምሕዳግ ከምዝጠለበ ተሓቢሩ
Radio Erena: 18 October 2017 ንሓያሎ ዓመታት ሚኒስተር መራኸቢታትን ኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኮይኑ ዘገልገለ ኣቶ በረኸት ስምኦን ካብ ብወለንትኡ ካብ ስልጣኑ ክእለ ከምዝሓተተ ዝተፋላለያ ማዕከንናት ዜና ካብ ኢትዮጵያ ሓ [...]
ቆንስል ኤርትራ ኣብ ጀኔቫ፣ ኣብታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ኤርትራውያን ጸቕጢ ይገብር ከይህሉ ምጽራይ ክካየድ ይሕተት
Radio Erena: 16 October 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ብመንገዲ 'ቲ ኣብ ጀኔቫ ዝርከብ ቆንስል ኣቢሉ፣ ኣብታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ኤርትራውያን ጸቕጢ ይገብር ከይህሉ ምጽራይ ክካየድ ይሕተት። እዚ ዝሕተት ዘሎ፣ Pré en [...]