Category: ዜና ኤርትራ

1 344 345 346 347 348 633 3460 / 6322
ፕረዚደንት ሙጋበ፣ ስልጣኑ ንበዓልቲ ቤቱ ንምስግጋር ንምክትሉ ከምዝሰጎጎ ይግለጽ ኣሎ

ፕረዚደንት ሙጋበ፣ ስልጣኑ ንበዓልቲ ቤቱ ንምስግጋር ንምክትሉ ከምዝሰጎጎ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 08 November 2017 ብእርጋን ተሰኒፉ ዝርከብ ወዲ 93 ዓመት ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ስልጣኑ ንበዓልቲ ቤቱ ንምስግጋር ከኽእሉ፣ ምክትሉ ንዝነበረ በዓል ስልጣን ካብ መዝነቱ ከምዝሰጎጎ ማዕከናት ዜና [...]
ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ብቁጠባ ኣብ ሰንኮፍ ዘለዋ 20 ሃገራት ምዃና ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF) ኣፍሊጡ

ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ብቁጠባ ኣብ ሰንኮፍ ዘለዋ 20 ሃገራት ምዃና ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF) ኣፍሊጡ

Radio Erena: 07 November 2017 ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ብቁጠባ ኣብ ሰንኮፍ ዘለዋ ሃገራት ምዃና ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF) ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘርግሖ [...]
ኮሚተ ወለዲ ዲያእ ኣል እስላምያ፣ ተኣሲሮም ዘለዉ ኣካየድቲ፣ መማህራን፣ ወለድን ተማህሮን ክፍትሑ ጸዊዑ

ኮሚተ ወለዲ ዲያእ ኣል እስላምያ፣ ተኣሲሮም ዘለዉ ኣካየድቲ፣ መማህራን፣ ወለድን ተማህሮን ክፍትሑ ጸዊዑ

Radio Erena: 06 November 2017 ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ዲያእ ኣል እስላምያ ብ31 ጥቅምቲ ድሕሪ ዘካየድዎ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ፣ እታ ቤት ትምህርቲ ካብ ምዕጻው ክትድሕን እኳ እንተኸኣለት፣ ቅድሚ'ቲ ሰልፊን ድሕሪኡን ዝተኣስሩ [...]
ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ብኮንትሮባንዳ ዝሰግር ዘሎ ነዳዲን ፊኖን መግትኢ ክግበረሉ ምዃኑ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ገሊጹ

ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ብኮንትሮባንዳ ዝሰግር ዘሎ ነዳዲን ፊኖን መግትኢ ክግበረሉ ምዃኑ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ገሊጹ

Radio Erena: 06 November 2017 ካብ ሱዳን ናብ ኤርትራ ብኮንትሮባንዳ ዝሰግር ዘሎ ነዳዲን ፊኖን መግትኢ ክግበረሉ ምዃኑ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኣደም ጃማ ኣደም ገሊጹ። እቲ ኣመሓዳሪ ነዚ ዝገለጸ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ነበ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ሓያሎ ሰበ ስልጣናትን ወረስቲ ዓራትን ተኣሲሮም

ስዑዲ ዓረብ፣ ሓያሎ ሰበ ስልጣናትን ወረስቲ ዓራትን ተኣሲሮም

Radio Erena: 06 November 2017 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብብልሽውና ዝተጠርጠሩ ብውሕዱ 11 ስበ ስልጣናትን ወረስቲ ዓራትን ከምዝኣሰረት ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓረብ ገሊጸን። ካብዞም ተኣሲሮም ዘለዉ 11 ሰባት፣ ሓደ ካብ [...]
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝነብሩ ኤርትራውያን ነቲ ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ተቓውሞ ንምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣካዪዶም

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝነብሩ ኤርትራውያን ነቲ ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ተቓውሞ ንምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣካዪዶም

Radio Erena: 05 November 2017 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝነብሩ ኤርትራውያን ነቲ ብተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል ኢስላምያ ዝተኻየደ ተቓውሞ ንምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣካዪዶም። ብመሰረት’ቲ ካብ ዝተፈ [...]
ጽባሕ ዓርቢ ኣብ መሳጊድ ተቓውሞ ከይጎሃሃር ዝሰግአ መንግስቲ ጽኑዕ ምክትታልን ሓለዋን የካይድ

ጽባሕ ዓርቢ ኣብ መሳጊድ ተቓውሞ ከይጎሃሃር ዝሰግአ መንግስቲ ጽኑዕ ምክትታልን ሓለዋን የካይድ

Radio Erena: 02 November 2017 ጽባሕ ዓርቢ ኣብ መሳጊድ ተቓውሞን ናዕብ ከይጎሃሃር ዝሰግአ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ኩለን መሳጊድ ኣስመራ ጽኑዕ ምክትታልን ሓለዋን የካይድ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ኣኽርያ ዝርከባ መሳጊድ፣ ስቪል [...]
ናይ ዝተማህርሉ ምስክር ወረቓቕቲ ክሓቱ ዝጸንሑ ኣብ ስደት ዝርከቡ ተመሃሮ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ነበር፣ ዝኾነ ዶኩመንት ከይወሃቦም ትእዛዝ ተመሓላሊፉ

ናይ ዝተማህርሉ ምስክር ወረቓቕቲ ክሓቱ ዝጸንሑ ኣብ ስደት ዝርከቡ ተመሃሮ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ነበር፣ ዝኾነ ዶኩመንት ከይወሃቦም ትእዛዝ ተመሓላሊፉ

Radio Erena: 02 November 2017      ናይ ጣዕሳ ፎርም ብምምላእን ክልተ ካብ ሚእቲ ብምኽፋልን ፣ ከም ዲፕሎምን ዲግርን ዝኣመሰለ ናይ ዝተማህርሉ ምስክር ወረቓቕቲ ክሓቱ ዝጸንሑ ኣብ ስደት ዝርከቡ ተመሃሮ ኣስመራ ዩኒቨርሲ [...]
ኬንያ፣ ንካልኣይ እዋኑ ኣብ ዝተደግመ ምርጫ፣ ፕረዚደንት ኬንያታ ደጊሙ ተዓዊቱ

ኬንያ፣ ንካልኣይ እዋኑ ኣብ ዝተደግመ ምርጫ፣ ፕረዚደንት ኬንያታ ደጊሙ ተዓዊቱ

Radio Erena: 1 November 2017 ኣብ ኬንያ፣ ብ26 ጥቅምቲ ኣብ ዝተደግመ ሓፈሻዊ ምርጫ እታ ሃገር፣ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ደጊሙ ተዓዊቱ። ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ብ30 ጥቅምቲ ኣብ ዝዘርግሖ ወግዓዊ ውጽኢት ምርጫ፣ 98 [...]
ኣስመራ፣ ተማህሮ ዲያእ ኣል እስላሚያ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም፣ ሰራዊት ንምብታኖም ተዅሲ ከፊቱ

ኣስመራ፣ ተማህሮ ዲያእ ኣል እስላሚያ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም፣ ሰራዊት ንምብታኖም ተዅሲ ከፊቱ

Radio Erena: 31 October 2017 ኣብ ኣስመራ፣ ሎሚ 31 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሰዓታት ድሕረ ቀትሪ፣ ኣብ ከባቢ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ዝተኣኻከቡ ኣስታት 100 ዝኾኑ ተማህሮ ዲያእ ኣል እስላሚያ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም መጉ [...]
1 344 345 346 347 348 633 3460 / 6322