Category: ዜና ኤርትራ

1 330 331 332 333 334 633 3320 / 6321
እስራኤል፣ ስደተኛታት ክሳብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ክወጹ ዝእውጅ ምልክታ ተዘርጊሑ

እስራኤል፣ ስደተኛታት ክሳብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ክወጹ ዝእውጅ ምልክታ ተዘርጊሑ

Radio Erena: 06 February 2018 መንግስቲ እስራኤል፣ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራ ዝኾኑ ስደተኛታት ክሳብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ክወጹ ምልክታ ከምዝዘርግሐ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ስደተኛታት ቪዛ ኣብ ዘሐድስ [...]
ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰባት፣ 40 ሚልዮን ዝተተምየነ ሪያል ስዑዲ ንምስግጋር  ኣብ ዝፈተንሉ ከምዝተታሕዙ ፖሊስ ሪያድ ሓቢሩ

ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰባት፣ 40 ሚልዮን ዝተተምየነ ሪያል ስዑዲ ንምስግጋር ኣብ ዝፈተንሉ ከምዝተታሕዙ ፖሊስ ሪያድ ሓቢሩ

Radio Erena: 06 February 2018 ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰባት፣ 40 ሚልዮን ዝተተምየነ ሪያል ስዑዲ ንምስግጋር ኣብ ዝፈተንሉ እዋን ከምዝተታሕዙ ንፖሊስ ሪያድ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ኣል ዓረብያ ሓቢራ። ፖሊስ ሪያድ [...]
ካሌ፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብጥይት ዘቁሰለ ኣፍጋናዊ ይህደን

ካሌ፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብጥይት ዘቁሰለ ኣፍጋናዊ ይህደን

Radio Erena: 05 February 2018 ብሓሙስ 1 ለካቲት፣ ኣብ ዶብ ፈረንሳን ብሪጣንያን ኣብ መንጎ ስደተኛታት ግጭት ድሕሪ ምጉህሃሩ ንኣርባዕተ ኤርትራውያን ብጥይት ዘቁሰለ ኣፍጋናዊ ዛጊት ብክርከብ ከምዘይተኻእለ ፖሊስ ፈረንሳ [...]
ኢጣልያ፣ ሕሉፍ ጽልኢ ስደተኛታት ዘለዎ ሰብ ሽዱሽተ ስደተኛታት ብጥይት ኣቑሲሉ

ኢጣልያ፣ ሕሉፍ ጽልኢ ስደተኛታት ዘለዎ ሰብ ሽዱሽተ ስደተኛታት ብጥይት ኣቑሲሉ

Radio Erena: 05 February 2018 ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ከምዘለዎ ዝተነግረሉ ኢጣልያዊ፣ ካብ መኪና ኮይኑ ብዝኸፈቶ ቶኽሲ ሽዱሽተ ስደተኛታት ከምዘቑሰለ ሰበ ስልጣን ኢጣልያ ኣፍሊጦም። እቶም ኣብ ደቡባዊ ኢጣልያ [...]
ሱዳን ሰራዊታ ካብ የመን ክትስሕብ ኣል ሑቲ የጠንቅቕ

ሱዳን ሰራዊታ ካብ የመን ክትስሕብ ኣል ሑቲ የጠንቅቕ

Radio Erena: 05 February 2018 ሱዳን ኣብ የመን ኣዋፊራቶ ዘላ ሰራዊት ክትስሕብ መራሒ ናይቲ ብሑቲ ዝፍለጥ ዕጡቕ ሓይሊ ኣጠንቂቑ። ኣልሑቱ ብተሌቪዥን ሃገሩ ኣብ ዘመሓላለፉ፣ ህዝቢ ሱዳን ደቁ ኣብ ሓድሕድ ኩናት የመን ክኣ [...]
ካሌ፣ ስደተኛታት ብዘካየድዎ ሓድሕዳዊ ባእሲ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብጽኑዕ ቆሲሎም

ካሌ፣ ስደተኛታት ብዘካየድዎ ሓድሕዳዊ ባእሲ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብጽኑዕ ቆሲሎም

Radio Erena: 02 February 2018 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ናይ ፈረንሳ ዝተኣኻኸቡ ስደተኛታት ኤርትራን ኣፍጋኒስታንን፣ ትማሊ 1 ለካቲት፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸት፣ ንሓድሕዶም ብዘጎሃሃርዎ ባእሲ ብውሕ [...]
ልዕሊ ሕደ ሽሕ ሓካይም እስራኤል፣ ንምስጓግ ስደተኛታት ዝቃውም ናይ ጥርዓን ደብዳቤ ኣቕሪቦም

ልዕሊ ሕደ ሽሕ ሓካይም እስራኤል፣ ንምስጓግ ስደተኛታት ዝቃውም ናይ ጥርዓን ደብዳቤ ኣቕሪቦም

Radio Erena: 02 February 2018 ልዕሊ ሕደ ሽሕ ሓካይም እስራኤል፣ ንምስጓግ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ካብ እስራኤል ዝቃውም ናይ ጥርዓን ደብዳቤ ከምዘቕረቡ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። እቶም ሓካይም ክታሞም ብምንባር ኣብ ዘ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ናይ ወጻኢ ዜጋታት ክሰርሕሉ ዘይግባእ 12 ናይ ስራሕ ንጥፈታት ኣውጺኣ

ስዑዲ ዓረብ፣ ናይ ወጻኢ ዜጋታት ክሰርሕሉ ዘይግባእ 12 ናይ ስራሕ ንጥፈታት ኣውጺኣ

Radio Erena: 01 February 2018 ስዑዲ ዓረብ፣ ናይ ወጻኢ ዜጋታት ክሰርሕሉ ዘይግባእ 12 ናይ ስራሕ ንጥፈታት ኣውጺኣ። እታ ሃገር ብዘውጽኣቶ ሓድሽ ኣዋጅ፣ ናይ ወጻኢ ዜጋታት ክነጥፉ ዘይግባእ ስራሕ ኢላ ዘርዚራቶ ካብ ዘላ [...]
ኤርትራ፣ ብካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዝተመስረታ ሓሙሽተ ኣብያተ ሕክምና ተዓጽየን

ኤርትራ፣ ብካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዝተመስረታ ሓሙሽተ ኣብያተ ሕክምና ተዓጽየን

Radio Erena: 31 January 2018 መንግስቲ ኤርትራ፣ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ብካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ዝተመስረታ ብውሕዱ ሓሙሽተ ኣብያተ ሕክምና ዓጽዩ። እቲ መንግስቲ ነዘን ኣብ ዞባታት ደቡብን ዓንሰባን ዝነበራ ሓሙሽ [...]
“ሕ/ ኢማራት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ የመን ዕልዋ ኣካይዳ” ፕረዚደንት ሓዲ

“ሕ/ ኢማራት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ የመን ዕልዋ ኣካይዳ” ፕረዚደንት ሓዲ

Radio Erena: 31 January 2018 ኣብ የመን፣ ከተማ ዓደን ኣብ ዝርከብ ቤተ መንግስቲ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት እታ ሃገር ዝተኻያደ ሓድሕዳዊ ግጭት ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝተጎሃሃረ ኣብ ሪያድ ኣብ ስደት ዝርከብ ፕረዚደንት ዓ [...]
1 330 331 332 333 334 633 3320 / 6321