Category: ዜና ኤርትራ

1 312 313 314 315 316 632 3140 / 6319
ብሪጣንያ፣ ብዝሒ ርእሰ ቅትለት ናይ ዝፍጽሙ ዘለዉ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመን መንእሰያትን  ይውስኽ

ብሪጣንያ፣ ብዝሒ ርእሰ ቅትለት ናይ ዝፍጽሙ ዘለዉ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመን መንእሰያትን ይውስኽ

Radio Erena: 21 June 2018 ኣብ ብሪጣንያ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕደም ቆልዑን መንእሰያትን ተደጋጋሚ ርእሰ ቅትለተ ይፍጽሙ ምህላዎም ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። እቲ ማዕከን ዜና ኣብዚ ሰሙን'ዚ ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ “ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ንምስዳድ ንብገስ ኣለና” ክብል ገሊጹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ “ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ንምስዳድ ንብገስ ኣለና” ክብል ገሊጹ

Radio Erena: 20 June 2018 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ሎሚ 20 ሰነ ኣብ ዘስምዖ ቃል፣ "ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ንምስዳድ ንብገስ ኣሎና" ክብል ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ [...]
ኤርትራ፣ መራሕቲ ሃገራት ምብጻሕ ካብ ዘየካይዱ ክልተ ዓመትን መንፈቕን ኣቝጺሩ

ኤርትራ፣ መራሕቲ ሃገራት ምብጻሕ ካብ ዘየካይዱ ክልተ ዓመትን መንፈቕን ኣቝጺሩ

Radio Erena: 19 June 2018 ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመትን መንፈቕን ናብ ኤርትራ ዝኾነ መራሒ ሃገር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘይምክያዱ፣ መንግስቲ ኤርትራ ሕጂ'ውን ካብ ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያት ተነጺሉ ከምዘሎ ዘጉልሕ ምዃ [...]
ቀ/ ሚ ኢትዮጵያ ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደቱ ብምቕጻል ናብ ሶማል በጺሑ

ቀ/ ሚ ኢትዮጵያ ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደቱ ብምቕጻል ናብ ሶማል በጺሑ

Radio Erena: 18 June 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደቱ ብምቕጻል ኣብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ናብ ሶማል ምብጻሕ ዘካየደ ድሕሪ'ቲ ምስ ወራሲ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኢትዮጵያ 3 ቢልዮን ዶላር ከተውፍር’ያ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኢትዮጵያ 3 ቢልዮን ዶላር ከተውፍር’ያ

Radio Erena: 18 June 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንቁጠባ ኢትዮጵያ ንምሕጋዝን ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራ ንምሕዋዩን፣ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከተውፍር ምዃና ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ወራሲ ዓራት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ሸኽ [...]
ኣብ ማንቸስተር ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝተጎሃሃረ ናዕቢ ብውሑዱ ሸሞንተ ሰባት ብፎኪስ ቆሲሎም

ኣብ ማንቸስተር ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝተጎሃሃረ ናዕቢ ብውሑዱ ሸሞንተ ሰባት ብፎኪስ ቆሲሎም

Radio Erena: 17 June 2018 ኣብ ማንቸስተር ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝተጎሃሃረ ናዕቢ ብውሑዱ ሸሞንተ ሰባት ብፎኪስ ከምዝቖሰሉ ማዕከን ሓበሬታ ማንቸስተር ኢቭኒን ኒውስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብቀዳም 16 ሰነ ኣብ ሓደ ናይ ቅድድም [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሽሕ ኤርትራውያን ዶብ ብምስጋር ዑቕባ ከምዝሓተቱ UNHCR ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ ወርሒ ልዕሊ 2 ሽሕ ኤርትራውያን ዶብ ብምስጋር ዑቕባ ከምዝሓተቱ UNHCR ገሊጹ

Radio Erena: 15 June 2018 ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ግንቦት ጥራይ ልዕሊ 2 ሽሕ ኤርትራውያን ዶብ ብምስጋር ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ንመግለጺ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት UNHCR ካብ ኣዲስ ኣበባ [...]
እስራኤል፣ ጓል ሽዱሽተ ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ ዝዓመጸ ጥርጡር ተኣሲሩ

እስራኤል፣ ጓል ሽዱሽተ ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ ዝዓመጸ ጥርጡር ተኣሲሩ

Radio Erena: 15 June 2018 ኣብ እስራኤል፣ ንጓል ሽዱሽተ ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ ዝዓመጸ ጥርጡር ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። እቲ ኣቪ ጌታ ዝተባህለ ወዲ 48 ዓመት እስራኤላዊ፣ ነታ ካብ ሓተቲ ዑቕባ ዝ [...]
ኤርትራ፣ ሩስያዊ ትካል፣ ኣብ ደንካልያ ናይ ዝፈሪ ፖታሽ ውዕል ንግዲ ይኽትም

ኤርትራ፣ ሩስያዊ ትካል፣ ኣብ ደንካልያ ናይ ዝፈሪ ፖታሽ ውዕል ንግዲ ይኽትም

Radio Erena: 14 June 2018 ዋንነቱ ናይ ሩስያ ዝኾነ ትካል "ኤሮከም -EuroChem” ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዳንካልያ፣ ከባቢ ኮሉሊ፣ ዕደና ምስ ዘካይድ ዘሎ ናይ ኣውስትራልያ ኩባንያ ዳናካሊ፣ ውዕል ንግዲ ፖታሽ ከምዝተሰማምዐ ብ [...]
ሆላንድ፣ ኣደን ጓል ሽዱሽተ ዓመት ጓላን ዝቐተለ ኤርትራዊ ን20 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

ሆላንድ፣ ኣደን ጓል ሽዱሽተ ዓመት ጓላን ዝቐተለ ኤርትራዊ ን20 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 13 June 2018 ኣብ ሆላንድ፣ ግሊመን ኣብ ዝተባህለ ቦታ፣ ንኣደን ጓል ሽዱሽተ ዓመት ጓላን ዝቐተለ ኤርትራዊ መንእሰይ ን20 ዓመታት ክእሰር ከምዝተፈርደ መርበባት ሓበሬታ ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ስሙ ዘይተጠቕ [...]
1 312 313 314 315 316 632 3140 / 6319