Category: ዜና ኤርትራ

1 299 300 301 302 303 632 3010 / 6317
ኢትዮጵያ፣ ዳግማይ ኣብ እተቖሞ ሓይሊ ባሕሪ ደገፍ ጅቡቲ ከምዘድልያ ትገልጽ

ኢትዮጵያ፣ ዳግማይ ኣብ እተቖሞ ሓይሊ ባሕሪ ደገፍ ጅቡቲ ከምዘድልያ ትገልጽ

Radio Erena: 31 August 2018 ሓይሊ ባሕሪ ንምምስራት መደብ ከምዘለዋ ዝገለጸት ኢትዮጵያ፣ ዳግማይ ንምቛሙ ኣብ እትገብሮ ጻዕሪ፣ ጅቡቲ ከምእትድግፋ እምነት ከምዘለዎ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር ጀነራል ሰዓረ መኮ [...]
ኣብ ኣስመራ፣ 13 ኪሎሜተር ዝዝርጋሕ ብጸሓያዊ  ጸዓት ዝሰርሕ ናይ ጎደና መብራህታት ብሓገዝ ቻይና ተተኺሉ

ኣብ ኣስመራ፣ 13 ኪሎሜተር ዝዝርጋሕ ብጸሓያዊ ጸዓት ዝሰርሕ ናይ ጎደና መብራህታት ብሓገዝ ቻይና ተተኺሉ

Radio Erena: 30 August 2018 ቻይና ከም መቐጸልታ’ቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ እተሰላስሎ ዘላ ምትካል ጸሓያዊ ጸዓት፣ ኣብ 13 ኪሎሜተር ዝሽፍን ናይ ጎደና መብራህቲ ከምዝዘርግሐት ሓቢራ። ምህናጽ እቲ ካብ ኣስመራ መዓርፎ ነፈርቲ [...]
ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ 28 ስደተኛታት ከምዝተታሕዙ ተገሊጹ

ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ 28 ስደተኛታት ከምዝተታሕዙ ተገሊጹ

Radio Erena: 30 August 2018  ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብቲ ምስ ሊብያን ግብጽን ዘዋስን ክፋል ሰሃራ፣ 28 ስደተኛታት ከምዝሓዙ ገሊጾም። ሱዳን ትሪቡን ብዝቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ ብጃንጃዊድ ዝፍለጡ ፍሉያት ሓይልታት ሱዳን [...]
እስራኤላውን ነበርቲ ደቡብ ቴልኣቪቭ፣ ኣንጻር ሓተቲ ዑቕባ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ’ዮም

እስራኤላውን ነበርቲ ደቡብ ቴልኣቪቭ፣ ኣንጻር ሓተቲ ዑቕባ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ’ዮም

Radio Erena: 29 August 2018 ኣስታት 35 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ደቡብ ቴልኣቭ ዝምቕማጦም እስራኤላውያን ኣንጻር ሓተቲ ዑቕባ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ ምዃኖም ማዕከን ዜና ዋይነት ገሊጹ። እቲ ጽባሕ ሓሙስ 30 [...]
ሬክ ማቻር ንትግባረ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ነጺጉ

ሬክ ማቻር ንትግባረ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ነጺጉ

Radio Erena: 29 August 2018 ተቓዋሚ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር፣ ንትግባረ ስምምዕ ሰላም ናብ ናይ መወዳእታ መድረኹ ንምድያብ ዘኽእል ውዕል ምኽታም ከምዝነጸገ ተገሊጹ። ዝሓለፈ ወርሒ ብመንጎኝነት ፕረዚደንት በሽር ኣ [...]
ኣስታት 40 ነበርቲ ዛላምበሳ፣ ን20 ዓመታት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ዶብ ብምስጋር ናብ ሰርሓ በጺሖም

ኣስታት 40 ነበርቲ ዛላምበሳ፣ ን20 ዓመታት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ዶብ ብምስጋር ናብ ሰርሓ በጺሖም

Radio Erena: 27 August 2018 መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ወለድን መንእሰያትን ዝርከብዎም ኣስታት 40 ነበርቲ ምብራቓዊ ትግራይይ፣ ዛላምበሳን ከባቢኣን ነቲ ን20 ዓመታት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ሓጹር ዶብ ብምስጋር፣ ሰርሓ ና [...]
ኤርትራ፣ ሳልሳይ ናይ ዕደና ፕሮጀክት ፍርያቱ ንዕዳጋ ንምቕራብ ይዳሎ

ኤርትራ፣ ሳልሳይ ናይ ዕደና ፕሮጀክት ፍርያቱ ንዕዳጋ ንምቕራብ ይዳሎ

Radio Erena: 27 August 2018 ኣብ ኤርትራ ዕደና ካብ ዘካይዱ ዘለዉ ኩባንያታት ቻይና ሓደ ዝኾነ ሲሹዋን ኣብ ዝመጽእ ዓመት ፍርያቱ ንዕዳጋ ንምቕራብ ይዳሎ ከምዘሎ ማይኒንግ ዊክሊ ሓቢሩ። እቲ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ናይ ዕደና [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ላዕለዋይ ሓላፊ ስለያን ግብጺ ናብ ኢትዮጵያ የምርሑ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ላዕለዋይ ሓላፊ ስለያን ግብጺ ናብ ኢትዮጵያ የምርሑ

Radio Erena: 27 August 2018 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሳምሕ ሹክርን ላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ዓባስ ከማልን ዝመርሕዎ ልኡኽ መንግስቲ ግብጺ፣ ብዛዕባ'ቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ንምዝርራብ ሎሚ ሰኑይ 27 ነሓሰ ናብ ኣዲስ [...]
ዚምባብዌ፣ ኤመርሰን ምናንጋዋ ፕረዚደንት ኮይኑ ቃለ መሓላ ፈጺሙ

ዚምባብዌ፣ ኤመርሰን ምናንጋዋ ፕረዚደንት ኮይኑ ቃለ መሓላ ፈጺሙ

Radio Erena: 27 August 2018 ብ30 ሓምለ ዝተኻየደ ምርጫ ዚምባብዌ፣ ውጽኢቱ ኣካታዒ ኮይኑ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ኤመርሰን ምናንጋዋ ምዕዋቱ ኮሚሽን ምርጫ'ታ ሃገር ብዝሃቦ መረጋግጺ፣ ብሰንበት 26 ነሓሰ ፕረዚደንት ኮይኑ ቃለ መ [...]
ሚኒስተር ልምዓት ጀርመን ገርድ ሚዩለር መንግስቲ ኤርትራ ንሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ናይ ግዜ ገደብ ክገብረሉ ከምዝግባእ ገሊጹ

ሚኒስተር ልምዓት ጀርመን ገርድ ሚዩለር መንግስቲ ኤርትራ ንሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ናይ ግዜ ገደብ ክገብረሉ ከምዝግባእ ገሊጹ

Radio Erena: 24 August 2018  ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ሚኒስተር ልምዓት ጀርመን ገርድ ሚዩለር፣ ኣብ ሃገሩ ዑቕባ ናይ ዝሓቱ ኤርትራውያ ቁጽሪ ክጎድል ትጽቢት ከምዘለዎ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ድሕሪ ናይ ኤርትራ ዑደቱ ኣብ [...]
1 299 300 301 302 303 632 3010 / 6317