Category: ዜና ኤርትራ

1 296 297 298 299 300 632 2980 / 6317
ላዕለዋይ ባይቶ ስዊዘርላንድ፣ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ክጥረዙ ንዝብል እማመ ነጺጉ

ላዕለዋይ ባይቶ ስዊዘርላንድ፣ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ክጥረዙ ንዝብል እማመ ነጺጉ

   Radio Erena: 21 September 2018        ላዕለዋይ ባይቶ ስዊዘርላንድ፣ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ክጥረዙ ንዝብል እማመ ከምዝነጸጎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ሓበሬታ ገሊጹ። እቲ ብየማናዊ መርገጺ ዘለዎ ህ [...]
ኤርትራ ናብ ሓባራዊ ዕቑር ሰራዊት ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትጽምበር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኤርትራ ናብ ሓባራዊ ዕቑር ሰራዊት ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትጽምበር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 September 2018      ኤርትራ ናብ ሓባራዊ ዕቑር ሰራዊት ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትጽምበር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ።      ዳይረክተር’ቲ ጥርናፈ ዓብዱላሂ ዑመር ቡህ ንሺን ሁዋ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ምጽምባር ኤርት [...]
መ. ኤርትራ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላት ናብ ዘኽብረሉ ደረጃ ክሰጋገር፣ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዓ

መ. ኤርትራ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላት ናብ ዘኽብረሉ ደረጃ ክሰጋገር፣ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዓ

Radio Erena: 20 September 2018       ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ናይ ‘ኣይሰላም-ኣይኲናት’ ሃዋሁ ስለዘብቀዐ፣ መንግስቲ ኤርትራ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላት ናብ ዘኽብረሉ ደረጃ ክሰጋገር፣ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድ [...]
ዋሕዚ ኤርትራዊ ናብ ኢትዮጵያ ንብዙሓት የሻቕል

ዋሕዚ ኤርትራዊ ናብ ኢትዮጵያ ንብዙሓት የሻቕል

Radio Erena: 20 September 2018 ምስ ምኽፋት ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብዝሒ ናብ ኢትዮጵያ ዝሰግር ዘሎ ኤርትራዊ፣ ኣብ ኣሻቓሊ ኩነታት በጺሑ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።        እዚ ናብ ኢትዮጵያ ዝግበር [...]
ኤርትራ፣ ፍኑው ናይ ዕዳጋ ምልውዋጥ፣ ኣብ ዕዳጋታት ኤርትራ ምዝንባዕ ኣምጺኡ

ኤርትራ፣ ፍኑው ናይ ዕዳጋ ምልውዋጥ፣ ኣብ ዕዳጋታት ኤርትራ ምዝንባዕ ኣምጺኡ

Radio Erena: 19 September 2018 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝካየድ ዘሎ ፍኑው ናይ ዕዳጋ ምልውዋጥ፣ ኣብ ዕዳጋታት ኤርትራ ምዝንባዕ ኣምጺኡ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ዶባት ክልቲኤን ሃገራት ብወግዒ [...]
ኤርትራ፣ ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ

ኤርትራ፣ ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ

Radio Erena: 19 September 2018 ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ናብ ህዝቢ ዝተዘርገሐት ‘ኤርትራ ሃገረይ’ እትብል መጽሓፍ ዝጸሓፈን፣ ንፕረዚደንት ኢሰያስ ብቕሉዕ ዝነቐፈን ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ፣ ኣብ ትሕቲ [...]
18 መስከረም ምእሳር ላዕለዎት ሰበስልጣንን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ፣ ብደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ትዝከር

18 መስከረም ምእሳር ላዕለዎት ሰበስልጣንን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ፣ ብደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ትዝከር

Radio Erena: 18 September 2018 18 መስከረም ምእሳር ላዕለዎት ሰበስልጣንን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ፣ ኣብ ወጻኢ ብዝርከቡ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ትዝከር ኣላ። ሚኒስተራትን ላዕለዎት ሓለፍትን መንግስቲ ኤርትራ፣ ፕረዚደን [...]
ፕረዚደንታት ኤርትራን ጂቡቲን ርክብ ኣካዪዶም

ፕረዚደንታት ኤርትራን ጂቡቲን ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: 18 September 2018 ፕረዚደንታት ኤርትራን ጂቡቲን ኣብ ከተማ ጅዳ ከምዝተራኸቡ ኣገልግሎት ዜና ስዑዲ ሓቢሩ። ኣብቲ ብዕለት 17 መስከረም ዝተኻየደ ርክብ፣ እቶም ፕረዚደንታት ነቲ ኣብ ጂቡቲ ብሚኒስተራት ጉዳያት [...]
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ፈሪሞም

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ፈሪሞም

Radio Erena: 17 September 2018      መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተረኽበሉ ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ፈሪሞም።      እቲ ብሰምበት 16 መስከረም ዝተፈረመ ውዕል ንዝርዝራቱ ብዝም [...]
ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቶም ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ዜጋታትና ደገፍ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ የካዪዱ

ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቶም ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ዜጋታትና ደገፍ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ የካዪዱ

 Radio Erena: 16 September 2018       ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቶም ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ዜጋታትና ደገፍ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ የካዪዱ ኣለዉ።      እዞም ሰላማዊ ሰልፊ ዘካዪዱ [...]
1 296 297 298 299 300 632 2980 / 6317