Category: ዜና ኤርትራ
ኡጋንዳ፣ ዳሜራ – መስቀል ዘብዕሉ ዝነበሩ ኤርትራውያን ባርዕ ኣጋጢምዎም
Radio Erena: 27 September 2018 ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ብምኽንያት በዓል መስቀል፣ ሎሚ 27 መስከረም፣ ኣብ ዝወልዕዎ ዳሜራ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓያሎ ሰባት ከምዝቖሰሉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም [...]
“ስዑዲ ዓረብ ምስ ኤርትራ ሓድሽ ምዕራፍ ክንከፍት ሓጊዛትና ኣላ፣” ፕረዚደንት ጅቡቲ
Radio Erena: 27 September 2018 ስዑዲ ዓረብ ምስ ኤርትራ ሓድሽ ምዕራፍ ክንከፍት ሓጊዛትና ኣላ ክብል ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ገሊጹ። ንሱ ምስ ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ፣ ዝምድና ምስ ኤርት [...]
ሱዳን፣ ልዕሊ 100 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ከምዘለዉ UNHCR ኣፍሊጡ
Radio Erena: 27 September 2018 ኣብ ሱዳን፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝተዋህቦምን ገና ኣብ ምሕታት ዝርከቡን ልዕሊ 100 ሽሕ ኤርትራውያን ከምዘለዉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት - UNHCR ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ [...]
ኤርትራ፣ ሓያሎ ኣብያተ ትምህርቲ ብሰንኪ ዋሕዲ መማህራን ስሩዕ ንጥፈታት ከምዘይጀመራ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 September 2018 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ኣብ ዝጀምረ ስሩዕ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ንጥፈታት ኣካዳምያዊ ዓመተ ትምህርቲ 2018-2019፣ ኣብ ዞባታት ደቡብ፣ ዓንሰባን ባርካን ዝተመደቡ መማህራን ኣብ ቦት [...]
ቻይና፣ ንኩባንያ ኔቭሰን ብ1.4 ቢልዮን ዶላር ወኒናቶ
Radio Erena: 26 September 2018 ብመንግስቲ ቻይና ዝውነን ኩባንያ ዕደና ዚጂንግ፣ ንኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ብ1.4 ቢልዮን ዶላር ከምዝዓደገቶ ፋይናንሻል ታይምስ ኣፍሊጡ። ቻይና፣ ነቲ ኣብ ኤርትራን ሰርብያን ኣብ ዕደና ውር [...]
ኢጣልያ፣ ስደተኛታት ነናብ ዓዶም ንምጥራዝ ዘኽእላ ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቓ
Radio Erena: 26 September 2018 ኢጣልያ፣ ስደተኛታት ነናብ ዓዶም ንምጥራዝ ዘኽእላ ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቓ። እታ ሃገር ነዚ ተጽድቕ ዘላ፣ ቀዳማይ ሚኒስተራ ጁሰፐ ኮንተ ብዛዕባ ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታት፣ ነናብ ዓዶም ምምላስን [...]

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ’ዩ
Radio Erena: 25 September 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ጁሰፐ ኮንተ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ምዃኑ መርበባት ሓበሬታ እታ ሃገር ኣፍሊጠን። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብቲ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ናብ ኤርትራ ዘካየዶ [...]
ኤርትራ፣ ‘ማይ ክትሸጡ ተረኺብኩም’ ዝተባህሉ ብገንዘብ ተቐጺዖም
Radio Erena: 24 September 2018 መነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝኸፍአ ደረጅኡ በጺሑሉ ዘሎ እዋን፣ ሓያሎ ሰባት፣ ማይ ክትሸጡ ተረኺብኩም ብዝብል ክሲ ናይ ገንዘብ መቕጻዕቲ ተበዪኑሎም። ብፍላይ ኣብ ከተማ ኣስ [...]
ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም
Radio Erena: 23 September 2018 ሓያሎ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዞም ብሽዱሽተ ላንድ ክሩዘር ዝዓይነተን መካይን ናብ ኢትዮጵያ ኣት [...]
ላዕለዋይ ባይቶ ስዊዘርላንድ፣ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ክጥረዙ ንዝብል እማመ ነጺጉ
Radio Erena: 21 September 2018 ላዕለዋይ ባይቶ ስዊዘርላንድ፣ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ክጥረዙ ንዝብል እማመ ከምዝነጸጎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ሓበሬታ ገሊጹ። እቲ ብየማናዊ መርገጺ ዘለዎ ህ [...]