Category: ዜና ኤርትራ

1 285 286 287 288 289 632 2870 / 6316
ኣባላት ባይቶ ኣመሪካ፣ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ህጹጽ ቆላሕታ ክወሃቦ ሓቲቶም

ኣባላት ባይቶ ኣመሪካ፣ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ህጹጽ ቆላሕታ ክወሃቦ ሓቲቶም

Radio Erena: 22 November 2018 መንግስቲ ኣመሪካ፣ ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ህጹጽ ቆላሕታ ክህቦ፣ ክልተ ኣባላት ባይቶ ሓቲቶም። እቶም፣ ተወከልቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ባይቶ ኣመሪካ ዝኾኑ፣ ጀመስ መጋቨርን ራ [...]
ዝበዝሐ ወጻኢታቱ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተመወለ ቅድድም ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ይካየድ ኣሎ

ዝበዝሐ ወጻኢታቱ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተመወለ ቅድድም ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 22 November 2018 ዝበዝሐ ወጻኢታቱ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተመወለ ቅድድም ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ካብ ትማሊ ሮቡዕ 21 ሕዳር ጀሚሩ፣ ይካየድ ኣሎ። እዚ ብኣህጉራዊ ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ተፈላጥነት ዘለዎ ቅድ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝጸንሑ ዕጡቓት ኦጋዴን ናብ ኢትዮጵያ ተፋንዮም

ኣብ ኤርትራ ዝጸንሑ ዕጡቓት ኦጋዴን ናብ ኢትዮጵያ ተፋንዮም

Radio Erena: 22 November 2018 ኣብ ኤርትራ ዝጸንሑ፣ ዕጡቓት ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን፣ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝተፋነዉ እቲ ግንባር ብመንገዲ ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እቶም ሓደ ክፋል ኦብነግ ዝኾኑ ዕጡቓት [...]
ከሰላ፣ ኣብ ትሕቲ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ዝጸንሑ 84 ኤርትራውያን ተታሒዞም

ከሰላ፣ ኣብ ትሕቲ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ዝጸንሑ 84 ኤርትራውያን ተታሒዞም

Radio Erena: 21 November 2018 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ኣብ ትሕቲ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ዘንሑ 84 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ፖሊስ ከምዝተሰጋገሩ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር፣ ሱና ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዘድሓነቶም ናይ ንግዲ መርከብ ምውራድ ኣብዮም ዝጸንሑ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ስደተኛታት ብሓይሊ ወሪዶም

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዘድሓነቶም ናይ ንግዲ መርከብ ምውራድ ኣብዮም ዝጸንሑ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ስደተኛታት ብሓይሊ ወሪዶም

Radio Erena: 21 November 2018 ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ካብ ሓደጋ ምጥሓል ዝደሓኑ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብዎም 77 ሰባት፣ ካብታ ዘድሓነቶም ናይ ንግዲ መርከብ ንዓሰርተ ሓደ መዓልታት መዓልቶም ምውራድ ኣብዮ [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ንዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ንዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

Radio Erena: 21 November 2018 ንኢኳቶርያል ጊኒ ን39 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት ኤዶር ኦብያንግ ንጉዌማ ባሳጎ ናብ ሱዳን በጺሑ። እቲ ፕረዚደንት ብሰኑይ 19 ሕዳር ናብ ካርቱም ኣብ ዝኣተወሉ ፕረዚደንት ዑመር ሓሰን ኣል [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ጅቡትን ኣብ ጉዳይ ዝምድና ምስ ኤርትራ ዘትዮም

መራሕቲ ኢትዮጵያን ጅቡትን ኣብ ጉዳይ ዝምድና ምስ ኤርትራ ዘትዮም

Radio Erena: 20 November 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ፕርዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለን፣ ኣብ ጉዳይ ዝምድና ምስ ኤርትራ ዘትዮም። ምስ መንግስቲ ቅርበት ዘለወን ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ብዝሃበኦ ሓ [...]
ኤርትራ፣ እገዳ ምልዓሉ ንኣውፈርቲ ዕደና ከተባብዕ ትጽቢት ይግበረሉ

ኤርትራ፣ እገዳ ምልዓሉ ንኣውፈርቲ ዕደና ከተባብዕ ትጽቢት ይግበረሉ

Radio Erena: 19 November 2018 ኣብ ልዕሊ ኤርትራ፣ ንትሽዓተ ዓመታት ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ ምልዓሉ፣ ኣብ ዕደና እታ ሃገር ወፍሪ ክገብራ ንዝደልያ ኩባንያታት ወጻኢ ዘተባብዕ ምዃኑ ተገሊጹ። ማዕከን ዜና ማይኒንግ ዊክሊ፣ [...]
ብምክትል ፕረዚደንት ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ቱርኪ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

ብምክትል ፕረዚደንት ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ቱርኪ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

Radio Erena: 19 November 2018 ብምክትል ፕረዚደንት ፋውት ኦክታይ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን ናይ ሰለስተ መዓልታታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ሎሚ ሰኑይ 19ሕዳር ካርቱም ክኣቱ'ዩ። ም [...]
ቁጽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ናይ ዝሓቱ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ጥራይ ልዕሊ 10 ሽሕ በጺሑ

ቁጽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ናይ ዝሓቱ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ጥራይ ልዕሊ 10 ሽሕ በጺሑ

Radio Erena: 18 November 2018 ቁጽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ናይ ዝሓቱ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ክሳብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ጥራይ ልዕሊ 10 ሽሕ ከምዝበጽሐ፣ ተጸዋዒ ስደተኛታት ገሊጹ። ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ዝኽፈት ኣ [...]
1 285 286 287 288 289 632 2870 / 6316